Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዋጋታት ነዳዲ ዓለም ይንህር፡ ዜጋታት ንምእካብ ይቀዳደሙ: መንግስታት ስጉምቲ ይወስዱ
ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዘካይዳኦ ዝዘለዋ ውግእ ፡ ቀንዲ ሰንሰለት ነዳዲ ዘይትን ጋዝን ብምዕንቃፉ ፡ ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ሰማይ ይዓርግ ኣሎ ። መራሕቲ ዓለም ፡ ነቲ ኣብዘይግዜኡ ብኣመሪካ ዝተወለዐ ኲናት ፡ብጥርጣረን ብዝተሓዋወሰ ስምዒት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (11 መጋቢት 2026)
** ካብ ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ ደቂ ኣንስትዮ ኢራን ተወሰኽቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ዑቕባ ከምዝሓተታ ተገሊጹ። ** ነቲ ዶናልድ ትራምፕ ብዛዕባ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝበሎ ዝጻረር እኹል መርትዖታት ይቐርብ... ** ኣብ ኖርዝ ተሪቶሪ ን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThink before you pack: Australia’s customs and biosecurity rules explained - ቅድሚ ብልጃኻ ምጥርናፍ ምሕሳብ : መብርሂ ብዛዕባ ሕግታት ብዶባት ቁጽጽር ዝግበረሎም ነገራትን ስነ-ህይወታዉያን ትሕዝቶታት
Customs is generally the first point of contact for people entering Australia. Our Border Force Officers are there waiting. They ensure that we don’t bring in…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን (ሓጸርቲ ዜናታት 10 መጋቢት 2026)
ግጭት ማእከላይ ምብራቕ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ ። ኣብዚ ንኻልኣይ ሰሙን ሒዙ ውግእ ማእከላይ ምብራቕ ይቕጽል፡ ድሮ ሰብኣውን ቁጠባውን ዓለም ኣናዊጹሉ ኣብዘሎ ዛጊት ዝር አ ምዕባለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜናና ነተኩረሎም ጉዳያት፡ ***ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ዝምዕብል ዘሎ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ፡ እቲ ሰብ ዝሰርሖ ዘበለ ኩሉ ክሰርሕ ዝኽእል’ዩ።" ዝርርብ ምስ ኤርሚያስ ዘርኣጽዮን
ዝምዕብል ዘሎ ኣርተፊሽሻላዊ ብልሒ (AI) ብዘይካ እቲ ዝህቦ ረብሓ ካብዚ ዘለዎ ዝያዳ እንተ ማዕቢሉ ንዘርኢ ሰብ ክሳብ ምጥፋእ ዝከይድ ብልሒ ወይ ዓቕሚ ከምዝህለዎ ተሰጊኡ ይርከብ። ርድኢትና ብዛዕባ ኣርተፊሽሻላዊ ብልሒ AI ንምስፋሕ፡ ምስቲ ተክኖሎጂ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ውግእ ኢራን ናብ ካልኣይ ሰሙን ኣብ ዝኣትወሉ እዋን ፡ ኢራንን እስራኤልን ሓድሽ መጥቃዕቲ ተለዋዊጠን ። ኣብ መላእ ዓለም ንውግእ ኢራን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ። ብኢራን ዝውቅዓ ዘለዋ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ወተሃደራዊ ሓገዝ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (09 መጋቢት 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 09 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኩነታት ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ስግኣት ምንሃር ዋጋታት መግቢ ፈጢሩ፣ ትሑት ኣታዊ ዘለወን ስድራታት ኣብ ግዜ ረመዳን ከይጽገማ ተፈሪሑ።።ነዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ፈቲሓ። (ጸብጻብ)
ዝምድና ህዝቢታት ትግራይን ኤርትራን ካልኦትን ዘጠናኽር እዩ ዝተብሃለ መድረኽ ኣብ መቐለ ተኻይዱ። ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ፈቲሓ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንዝመፅእ ሓፈሻዊ መረፃ ብዘይካ ትግራይ ኣብ ኩለን ክልላት መስርሕ ምዝገባ መረፅቲ ጀሚሩ። ኣርባዕተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFears for low income families during Ramadan, as Middle East conflict threatens to send food prices higher - ኩነታት ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ስግኣት ምንሃር ዋጋታት መግቢ ፈጢሩ፣ ትሑት ኣታዊ ዘለወን ስድራታት ኣብ ግዜ ረመዳን ከይጽገማ ተፈሪሑ
Families in Australia are bracing for a cost-of-living hit, as energy prices soar. Charities are increasing gifts of free food during Ramadan, to help those…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (05 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሓንቲ ናይ ኢራን መርከብ ውግእ ፡ ብሳብ-ሳብማሪን ኣመሪካ ተሃሪማ ከም ዝጠሓለት ፡ ብዙሓት ባሕረኛታት ከም ዝቐተሉን ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ፔት ሄግሰት ኣረጋጊጹ ። ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ቅልጡፍ ወተሃደራዊ ኣብዝምዕብለሉ ዘሎ ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዉግእ ኢራን ፈጢርዎ ዘሎ ክብሪ ዋጋ ነዳዲን ስግኣት ቁጠባዊ ቅልውላውን፡
ውግእ ኢራን ናብ ዝሰፍሐ ዞባዊ ግጭት ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዋጋ ነዳዲ ካብ ብዙሕ ዓመታት ዘይተራእየ ሰማይ ዓሪጉ ። ዝተናውሐ ኲናት ፡ ሰንሰለት ቀረብ ጸዓት ከይዕንቅፍን ሓደገኛ ሳዕቤን ከይህልዎ ተሰጊኡ ኣሎ ፡ ብፍላይ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ድሕሪ ሓድሽ መግለጺታት ኢትዮጵያ መጠንቀቒ ሂባ።
ኤርትራ ድሕሪ ሓድሽ መግለጺታት ኢትዮጵያ ኣጠንቂቓ። ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ብምትኹታኽ ኲናት ከሲሱ ኣሎ። ኣብ ትግራይ ዳግማይ ግጭት ንኸይፍጠር ኹሎም ወገናት ብቕልጡፍ ግጭት ከተሃዳድኡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእስራኤል ኣንጻር ኢራንን ሊባኖስን ትገብሮ መጥቃዕቲ ብዝለዓለ ሓይሊ ከምትቕጽሎ ኣፍሊጣ...(ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 04 መግቢት 2026)
*** እስራኤል ኣንጻር ኢራንን ሊባኖስን ትገብሮ መጥቃዕቲ ብዝለዓለ ሓይሊ ከምትቕጽሎ ኣፍሊጣ... *** ብሰንኪ ቅልውላው ኢራን ፡ ኣውስትራሊያዊያን ዋጋ ነዳዲ ክውስኽ’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ኣብ ጉያ ዕድጊ ነዳዲ ከይሽመሙ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዝምዕብል ዘሎ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ (AI) ቀልቢን ዕላማን ዘለዎ፡ ዕላማኡ ንኸይፍጽም ዝዓግቶ ዘበለ ከወግድ ዝኽእል ኣምሳል ሰብ’ዩ።” ኤርሚያስ ዘርኣጽዮን
ዝምዕብል ዘሎ ኣርተፊሽሻላዊ ብልሒ (AI) ብዘይካ እቲ ዝህቦ ረብሓ ካብዚ ዘለዎ ዝያዳ እንተ ማዕቢሉ ንዘርኢ ሰብ ክሳብ ምጥፋእ ዝከይድ ብልሒ ወይ ዓቕሚ ከምዝህለዎ ተሰጊኡ ይርከብ። ርድኢትና ብዛዕባ ኣርተፊሽሻላዊ ብልሒ AI ንምስፋሕ፡ ምስቲ ተክኖሎጂ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow public and community housing works in Australia - ናይ ህዝባዊ (public) ን ማሕበረሰባዊ (community) መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራሊያ፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
In Australia, government-subsidised rental housing is available for eligible households. Assessment is based on need under criteria that vary depending on your…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረሲደንት ትራምፕ፡ ኣጋር ሰርዊቱ ኣብ ዉግእ ኢራን ከዋፍር ይደናደን፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 መጋቢት 2026)
** ሃገራት ኣውሮጳ ፍሉይ መደብ ምግታእ ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ኣፍሊጠን... ** ኣብ መንጎ እስራኤላን ዕጡቕ ጉጅለ ሕዝቦላህን ድሕሪ ዝጀመረ ግጭት፡ ሎሚ ለይቲ ኣብ በይሩትን ደቡባዊ ሊባኖስን ብእስራኤል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 52 ሰባት ተቐቲሎም 154…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኢራን ብኣመሪካን እስራኤልን ድሕሪ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲን ላዕለዋይ መራሒ ኣያቶላህ ዓሊ ኾሚኒ ድሕሪ ምቕታሉን፡ ኣብ ዓለም ዝተፈላለዩ ግብረ መልሲ ይወሃብ ኣሎ።(ዕለታዊ ዜና)
ኣብ ኢራን ብ ኣመሪካን እስራኤልን ድሕሪ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ላዕለዋይ መራሒ ኣያቶላህ ዓሊ ኾሚኒ ድሕሪ ምቕታሉን፡ ኣብ ዓለም ዝተፈላለዩ ግብረ መልሲ ይወሃብ ኣሎ። ቤት ምኽሪ ኢንሹራንስ ኣውስትራሊያ በቲ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝተጸልዉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛግብጽን ሱዳንን ብሓባር ኢትዮጵያ ኣብ ተፋሰስ ኣባይ “በይነኣዊ ስጉምትታት” ካብ ምውሳድ ክትቁጠብ ሓቲተን። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ልዕሊ 2 ነጥቢ 7 ሚልዮን ብር ንተመዛበልቲ ከተማ ዛላኣንበሳ ሓገዝ ምሃቦም ቢሮ ጉዳያት ከሙዩኒኬሽን ትግራይ ገሊጹ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ጉዕዞ ማእከላይ ምብራቕን፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHillary Clinton testifies in Epstein investigation as Democrats claim cover up - ኣብ መርመራ ኤፕስቲን ዲሞክራታውያን ምሽፍፋን ኣሎ ክብሉ ይኸሱ፣ ሂላሪ ክሊንተን ቃላ ትህብ፣
Political pressure is intensifying over the release of Jeffrey Epstein investigation files as Hillary Clinton appears before U-S leaders, and Democrats accuse…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ 26 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣብቲ ኣብ ታሪኽ ዝነውሐ መደረ ዝተሰምዓሉ ስቴት ኦፍ ዘ ዩኒዮን መደረ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ: ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ "ወርቃዊ ዘመን"…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ለካቲት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ፈደራላዊ መንግስቲ፡ ንኣውስትራሊያውያን ስድራቤታት ኣባላት ኢምባሲን ሰበስልጣንን ካብ እስራኤልን ሊባኖስን ክወጹ መምርሒ ሂቡ ። ኣብ ሶማል ብሰንኪ ነዊሕ ደርቂ 6.5 ሚልዮን ሰባት ብርቱዕ ጥምየት የንጸላልዎም ከም ዘሎ መንግስቲ ሶማልን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጸብጻብ ልኡኽና (26 ለካቲት 2026)
ፕረዚደንት እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ብተመሳሳሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተራኺቡ ዝነበረ ምክትል ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዘትዩ። ውድብ ወለዶ ትግራይ፡ ነቲ ሲቪልን ፖለቲካዊን ውድባት ትግራይ ብተመሳሳሊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ታሪኽ ዝነውሐ መደረ ዶናልድ ትራምፕን ቀንዲ ትሕዝቶኡን
ኣብቲ ኣብ ታሪኽ ዝነውሐ መደረ ዝተሰምዓሉ ስቴት ኦፍ ዘ ዩኒዮን መደረ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ: ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ "ወርቃዊ ዘመን" ከም ዘላ ኣዊጁ ። እቲ ፕረዚደንት ብዛዕባ እቲ ዝተረኽበ ዓወቱ ብሓበን ብምግላጽን ፡ ናይ ዝመጽእ ዓመት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ለካቲት 2026)
** ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ሓድሽ እገዳ ብምግባር ንዩክሬን ዝገብሮ ደገፍ ከምዝቕጽሎ ኣፍሊጡ... ** ድሕሪ ስግ ኣት መጥቃዕቲ ቦምባ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ መንበሪኡ ተመሊሱ... *** በዓል መዚ ሚድያ ኢትዮጵያ፡ “ስነ-ምግባር ሚድያ፣ ሕግታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግፍዒ ይሳቐዩ...... ሓጸርቲ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ለካቲት 2026)
** ፈደራል መንግስቲ ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ናይ መጀመርታ ልዑል ፍጥነት ዘለዎ መስመር ባቡር ንምህናኣጽ ፕሮጀክት ይሳለጥ ምህላዉ ኣፍሊጡ... ** ኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ይግፍዑ ምህላዎም ዘይመንግስታዊ ተጣባቒ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMore than style: How First Nations fashion is growing in Australia - ክንዮ ቅዲ: ዕብይት ፋሽን ናይ ቀዳሞት ህዝብታት ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
If you’ve spent any time in Australia, you’ve probably noticed how relaxed the style is. You might notice activewear, surf brands and casual clothes…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 23 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ቅዱስ ወርሒ ረመዳን ኣትዩ ኣመንቲ ምስልምና መላእ ዓለም ገለ መዓልታት ጾምን ስዕረትን ኣጠናቒቖም ኣለዉ። ኣብ ኣውስትራልያ፣ ኣዳራሻት ቤት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ለካቲት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ተቓውሚ ኣውስትራሊያ ናይቶም ምስ ናይ ቀደም ኣባላት ኣይ ኤስ ርክብ ዝነበሮም ኣውስትራሊያውያን ኣንስትን ህጻናትን ፓስፖርት ክንጸግ ጻውዒት ኣቕሪቡ ። ኢትዮጵያ 'ሓድሽ መጠነ ሰፊሕ ግጭት' ንምጅማር ኣብ ቀረባ ከምትርከብ ጉጅለታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኢትዮጵያ ካብ ሶማልያ ክሳብ ምጽዋዕ ግብረ ሽበራ ዝከላኸል ‘ፍሉይ ሓይሊ’ ሃኒጻ።"ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ (ጸብጻብ)
ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ቀረብ ኤለክትሪክ ንምምሕያሽ ባጀት ሰሊዑ። ማዕከን ዜና ፈረንሳ (AFP) ኢትዮጵያዊ ወኪሉ ንጸብጻብ ናብ ትግራይ ከይገይሽ ከምዝተኸልከለ ኣቃሊዑ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ክኣቱ ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMuslim faithful mark the start of Ramadan in Australia and around the world - ኣብ ኣውስትራልያ፣ ቓዛን መላእ ዓለምን ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና ጾመ ረመዳን የኽብሩ
The holy month of Ramadan is underway, with Muslims around the world marking Iftar - the first day of the fasting period. In Australia, venues are catering to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#104 Talking about school exams | NAPLAN - #104 ዝርርብ ብዛዕባ መርመራ ናይ ቤት ትምህርቲ| NAPLAN (ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ)
Learn useful English for talking about school tests, studying, exam pressure, and when you do really well. - ብዛዕባ ናይ ትምህርቲ ፈተና፡ መጽናዕቲ፡ ኣብ እዋን ፈተና ዘሎ ጸቕጢን ዝ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ 19 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ክሳብ ኣብ 2024 ዘሎ ግዜ፡ 683,000 ኤርትራውያን ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ኣብ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ዉ.ሕ.ሃ ከም ዝተመዝገቡ ጸብጻብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ሎሚ ብዙሓት ስድራ ቤት ካብ ኤርትራ ምሉእ ብምሉእ’ያ ተሰዲዳ፡ ናይ ምምላስ ዕድል ድማ ዝማህመነ’ዩ።” ፊልሞን ሓጎስ
ክሳብ ኣብ 2024 ዘሎ ግዜ፡ 683,000 ኤርትራውያን ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ኣብ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ዉ.ሕ.ሃ ከም ዝተመዝገቡ ጸብጻብ ናይ’ቲ ዉድብ ይገልጽ። ኣብ ዝሓለፉ ኣስታት 20 ዓመታት ካብታ ሃገር ዝወጸ ህዝቢ ዝበዝሑ ካብኦም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ለካቲት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ መጠን ደሞዝ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኣልባኔስ እናዓበየ ይኸይድ ከም ዘሎ ገሊጹ ። ፈደራላዊ መንግስቲ ኣብ ሶርያ ካብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክወጹን ናብ ኣውስትራሊያ ክምለሱን ንዝፍትኑ ንሓደ ካብቶም 34…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያን ኤርትራን ቀልቀል ኲናት ምህላወን መፅናዕቲ ኢንተርናሽናል ክራይሲስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። (ጸብጻብ)
ፕረዚደንት ትግራይ ናይቲ ህዝቢ ሕቶታት ሰላማዊ ምላሽ ክረኽቡ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ገሊጹ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ቀልቀል ኲናት ምህላወን መፅናዕቲ ኢንተርናሽናል ክራይሲስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይፕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣውስትራሊያ መጠን ሞት ብሓደጋ ተሽከርከርቲ ምውሳኹ ንተጣበቕቲ የተሓሳስብ፡
ኣብ ኣውስትራልያ ቝጽሪ ሓደጋ ብተሽከርከርቲ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ፣ እታ ሃገር መጠን ብሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ኣብ 2030 ብፍርቂ ከተጉድሎ ዝነበራ ሸቶኣ ትበጽሖ ከም ዘየላ ሓድሽ መጠንቀቕታ ይውሃብ ኣሎ ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ1300…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጽርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ለካቲት 2026)
** ዉሩይ መራሒ ተጣባቒ መሰላት ኣመሪካዊ ጀስ ጃክሰን ኣብ መበል 84 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ። ** መንግስቲ ፌደራል ነቶም ናብ ኣውስትራሊያ ክምለሱ ዝጽበዩ ዘለዉ ኣውስትራሊያውያን ኣንስቲን ቆልዑን ግብረሽበራውያን ተቓለስቲ ናብ ሃገሮም ንኸይምለሱ ዘለዎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛYour guide to using sunscreen in Australia - ኣጠቓቕማ መከላኸሊ ጸሓይ (sunscreen) ኣብ ኣውስትራሊያ
Australia’s sun can be harsh. And sunscreen is one key measure protecting us against harmful sun exposure. We asked three scientists about sunscreen facts…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ለካቲት 2026)
** ፖለቲከኛታት ካብ ተቓወምቲን መንግስትን ነቶም ካብ ሶርያ ዝምለሱ ኣውስትራሊያውያን ሓገዝ ከምዘይግበረሎም ይገልጹ ኣለዉ። ** ኢትዮጵያ ካብተን ቅልጡፍ ዕቤት ቱሪዝም ዘመዝግባ ዘለዋ ዓለም-ለኻዊት ተበጻሒት ሃገር ኮይና ከምዘላ ተፈሊጡ። ** ሰራዊት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ለካቲት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሱዛን ሊ ካብ መሪሕነት ሰልፊ ሊብራልስ ምስተኣልየት ብፍቓዳ መንበራ ገዲፋ፡ ነቲ ን25 ዓመታት ሒዛቶ ዝነበረ ዞባ ዝውክል ንምምራጽ ዳግማይ ምርጫ ክግበር እዩ ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት ምስልምና ፡ ጸም ራመዳን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ 16 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ፡ መጠን ወለድ ናብ 15 ሚእታዊ ክብ ድሕሪ ምባሉ፡ ዓበይቲ ባንክታት መጠን ወለድ ሞርጌጅ ክብ ኣቢለናኦ ይርከባ፣ እዚ ምውሳኽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe introduction of decimal currency, 60 years on - ኣውስትራልያ ሓድሽ ባጤራ ምጥቃም ካብ ትጅምር 60 ዓመት ተብዕል
Today marks a major milestone in Australia’s financial history – the 60th anniversary of decimal currency. It’s been decades since Australians ditched pounds…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ምውናን ወደብ ጉዳይ ህላወ እዩ።" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ጸብጻብ)
ኤርትራ ኣብ መበል 38 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፋ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ወደብ ናይ ህላወ ምዃኑ ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ተዛሪቡ። ህወሓት ሕብረት ኣፍሪቃ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ክትግበር ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ኤርትራ፡ መበል 36 ዝኽሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ 12 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ፡ መጠን ወለድ ናብ 15 ሚእታዊ ክብ ኣቢልዎ። እቲ ምኽንያት ንኽልተ ዓመት ዝጸንሐ ምንቁልቋል ዝቕባበ ኣብቂዑ ክውስኽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ለካቲት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ፖሊስ ቪክቶርያ ፡ ቅድሚ እቲ ሎሚ ሓሙስ 12 ለካቲት ፕረዚደንት እስራኤል ናብ መልበርን ዝገበሮ ምብጻሕ ፡ ብመሰረት ሕጊ ግብረ-ሽበራ ፍሉይ ስልጣን ተፈቒዱሉ ። ክልተ ዜጋታት ቻይና ፡ ፌደራላዊ ፖሊስ ኣውስትራሊያ ናይ ወጻኢ ምትእትታው…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወጻኢታት ብሕማም ካንሰር ዝሳቐዩ ሰባት፡
ዳርጋ 99 ካብ ሚእቲ ዝዀኑ ብካንሰር ዝሓሙ ኣውስትራሊያውያን ፡ ኣብ ህዝባዊ ክንክን ከይተረፈ ፡ ወጻኢታቶም ካብ ጁባኦም ከም ዝዀነ ተፈሊጡ ። እዚ ኣዝዩ ዘሰንብድ ብ ካንሰር ካውንስል ኣውስትራልያ ዝወጸ ሓድሽ ሃገራዊ መጽናዕቲ ኮይኑ ፡ እዚ ካብቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛህወሓት መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ የጸግዕ ኣሎ ክብል ከሲሱ። (ጸብጻብ)
ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ወጥሪ ትግራይን ፌደራልን ክሃድእ ፀዊዑ። ህወሓት መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ የጸግዕ ኣሎ ክብል ከሲሱ። ሰራዊት ምክልኻል ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ለካቲት 2026)
** ኣንጻር ፕረሲደንት እስራኤል ዝግበር ተቓዉሞ ብሓይሊ ምጭፍላቕ ዝግበር ዘሎ ተግባር መንግስቲ ርትዓውነት ከልብሶ ይፍትን ኣሎ ክትብል መራሒት ሰልፊ ግሪንስ ኣውስትራሊያ ከሲሳ። ** ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ካብ ወገኑ ስልጣኑ ክገድፍ ዝቐርበሉ ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምውሳኽ መጠን ወለድ ንምንታይ፧ ኣብ መነባብሮ ዘስዕቦ ጸቕጢ'ኸ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጂምዕ
ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ፡ መጠን ወለድ ናብ 15 ሚእታዊ ክብ ኣቢልዎ። እቲ ምኽንያት ንኽልተ ዓመት ዝጸንሐ ምንቁልቋል ዝቕባበ ኣብቂዑ ክውስኽ ብምጅማሩ እዩ። እዚ ምውሳኽ ዝቕባበ ካብ ምንታኣይ እዩ ዝብገስ፧ ኣብ መነባብሮ ዘስዕቦ ጸቕጢ'ኸ እንታይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ፡ ነቲ ብምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊታ ካብ መሬት ኢትዮጵያ ክትስሕብን ንልዝብ ድልውቲ ክትከውንን ዘቐረበ ጻውዒት ነጺጋቶ። (ሓጸርቲ ዜናታት )
** ፕረዚደንት እስራኤል ይስሃቕ ሄርዞግ ነቲ ናብ ኣውስትራልያ ዝገበሮ ምብጻሕ ዝቃወም ዘሎ ናይ ፍልስጤማውያን ደግፍቲ ሰልፍታት ኮኒኑ ። ** ፖሊስ ጀርመን ንወዲ 14 ዓመት ኤርትራዊ ዮሴፍ ዝቐተለ ስሙ ዘይተገልጸ ወዲ 12 ዓመት ቆልዓ ከምዝሓዙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to recover from bushfires - ሕውየት ድሕሪ ባርዕ ዱር ብኸመይ ይርከብ፧
Australia’s hot, dry climate and unique landscapes make it one of the most bushfire-prone countries in the world. As climate change drives higher temperatures…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ለካቲት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ መስገሪ ራፋሕ - ግብጺ ብመጠኑ ክኽፈት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ድሕሪ ምኽፋቱ ከባቢ 180 ፍልስጤማውያን ንቓዛ ገዲፎም ከምዝወጹ ሰብ መዚ እቲ ግዝኣት ገሊጾም። እቲ ኣብ መጋቢት 2019 ኣብ መስጊድ ክራይስትቸርች 51 ሙስሊም ኣምለኽቲ ዝቐተለ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ 09 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ዲሞክራሲን ብሕግታት ዝምእዘዝ ኣህጉራዊ ስርዓትን ኣብ ሓደጋ ወዲቖም ኣለዉ ክብል ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ዓመታዊ ጸብጻብ 'ህዩማን ራይትስ ዎች'…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ሰራዊታ ካብ ኢትዮጵያ ክተውጽእን ንዘተ ድልውቲ ክትከውንን ኢትዮጵያ ፀዊዓ። (ጸብጻብ)
ኣብ ኤርትራ ጽንብል መበል 36 ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል፡“ቅያ ፈንቅል ንወለዶታት” ብዝብል ቴማ ክካየድ እዩ። ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ግጭት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንፀጥታዊ ኩነታት እቲ ከባቢ ብቕሓት ንምክትታል ዘበራብር ምዃኑ ኤምባሲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛDemocracy is under threat warns Human Rights Watch, set back to the 1980s - ዲሞክራሲ ኣብ ሓደጋ ይርከብ፣ ናብ'ቲ ኣብ 80ታት ዝነበሮ ደረጃ ተመሊሱ'ሎ - 'ህዩማን ራይትስ ዎች'
Democracy and the rules-based international order are under threat, according to the latest annual report by Human Rights Watch. There's a particular focus on…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ለካቲት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሜሊንዳ ፈረንሳይ ጌትስ እቲ ናይ ቀደም በዓል ቤታ ዝነበረ ቢል ጌትስ ኣብቲ ናይ ኤፕስቲን ፋይላት ንዝወጸ ከቢድ ክሲ መልሲ ክወሃበሉ የድልዮ እዩ ትብል ። ፖሊስ መልበርን ፡ ንሓደ ኰተቴ ቅድሚ ብመኪና ምርጋጾም ብሓይሊ ዝሃረምም ዝሃደሙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#103 Talking about online dating (Med) - #103 ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፡ ዝርርብ ብዛዕባ ብ ኦንላይን ምጻምድ (Talking about online dating)
Learn everyday English phrases for online dating. Practise expressions like “match,” “ghosted,” and “slide into DMs” while improving your speaking skills. - ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ 05 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ፡ መጠን ወለድ ናብ 15 ሚእታዊ ብምዕባይ ንኽልተ ዓመት ዝጸንሐ ምንቁልቋል ኣብቂዑ ኣሎ፣ እዚ ብዛዕባ መንግስቲ ዘውጽኦ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣባላት ጉጅለ ምክትታል ትግበራ ስምምዕነት ቀዋሚ ምቁራፅ ተፃብኦታት ፕሪቶርያ ዝኾነ ልኡኻት ሕብረት ኣፍሪቃ መቐለ ኣትዮም ። (ጸብጻብ)
መንግስቲ ኢትዮጵያ መሳልፍቱ ንዝነበረ ሰራዊት ኤርትራ፡ ብገበናት ከሲሱ። ኤርትራ ብወገና ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ሽልማት ከም ዝተውሃባ ኣዘኻኺራ። ኣብቶም ብ"ፋይላት ኤፒስተይን" ዝፍለጡ ብዙሕ ምስጢራት ዝሓዙ ምዃኖም ዝእመነሎም ሰነዳት ዝተረኽበ ጉዳይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመጠን ወለድ ልቓሕ ወሲኹ፡ እዚ ወሰኽ ክቕጽል ድዩ፧
ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ፡ መጠን ወለድ ናብ 15 ሚእታዊ ብምዕባይ ንኽልተ ዓመት ዝጸንሐ ምንቁልቋል ኣብቂዑ ኣሎ፣ እዚ ብዛዕባ መንግስቲ ዘውጽኦ ወጻኢታት ወይ ብሕታዊ ጠለብ ፡ ነቲ ጀሚሩ ዝነበረ ምጉዳል ዝቕባበ ኣጋዲድዎ ዝብል ሓያል ፖለቲካዊ ክትዕ…