Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWomen’s legal services in Australia: Understanding your options - ኣገልግሎት ሕጋዊ ጉዳያት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኣውስትራሊያ:
Workplace discrimination, gender-based violence and financial inequality—these are just some of the reasons why women need dedicated legal services. You don’t…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14 ፡ ንፈለማ ግዜ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይበጽሑ ኣለዉ ... ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (14 ሚያዝያ 2026)
** ኣብ ተሂራን ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ህዝቢ ኣመሪካ ትወስዶ ዘላ ስጉምቲ ምዕጻው መጻብቦ ሀርሙዝ ንምቅዋም ወጺኦም። ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14 ፡ ንፈለማ ግዜ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይበጽሑ ኣለዉ ።... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ
ን ሎሚ ሰኑይ 13 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣብዚ ኣብ መላእ ዓለም ክርስትያናት ንበዓለ ትንሳኤ ዘኽብርሉ ብፍላይ ድማ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ክጾሙ ሓግዮም በዓል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ሚያዝያ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ኣብ ፓኪስታን እተኻየደ ዝርርብ ሰላም ብዘይ ስምምዕ ድሕሪ ምዝዛሙ ፡ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ንመጻብቦ ሆርሙዝ "ብቕጽበት" ክዕገት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣዞዙ ። ኣብ ሃንጋሪ እተገብረ ባይቶኣዊ ምርጫ እታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፓኪስታን ኣብ ዘተ ሰላም ኣሜሪካ-ኢራን ከመይ ኢላ’ያ ዘይትጽቢታዊት ሸምጋሊት ኮይና
[እቶም ዝርርባት ድሒሮም እንተዘይሰለጡ'ኳ] ፓኪስታን ነቲ ኲናት ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ደው ክብል ንምግባር ክትሽምግል ተስፋ ገይራትሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ሰብ መዚ ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ከተማ ኢስላማባድ ተራኺቦም። ተኣፋፊ ስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛበዓል ትንሳኤ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብልዑል ድምቀት ተኸቢሩ። (ጸብጻብ)
በዓል ትንሳኤ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብልዑል ድምቀት ተኸቢሩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ንበይናዊ እገዳታት ነቐፌታ ኣቕሪቡ። ተራ ቻይና ኣብ ዓለምለኻዊን ዞባዊን ጉዳያት ክዓቢ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸዊዑ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፈር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (09 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 09 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ፈለማ ህዝብታት ኣቦርጂንን ቶረስ ኣይላንደርን ጥንታዊያን ወነንቲ ነዚ ሎሚ መደብና ነመሓላልፈሉ ዘለና መሬት ባህላውያን ወነንቱ ምዃኖም ኣፍልጦ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ዓላማ ቤተ ክርስትያን፡ መንፈሳዊ ሓርነትን ሓቅን ክትሰብኽ ከምኡ'ውን ምህናጽ ወለዶን'ዩ።" ቃለ መሕትት ምስ ቀሲስ ማርቆስ ክፍለዝጊ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ
ኣብዚ ኣብ መላእ ዓለም ክርስትያናት ንበዓለ ትንሳኤ ዘኽብርሉ ብፍላይ ድማ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ክጾሙ ሓግዮም ድሮ ምቕባል በዓል ትንሳኤ ይርከቡ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ንኣመሓዳሪ ኢርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሚያዝያ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ነቲ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ እተካይዶ መጥቃዕትታት ምላሽ ንምሃብ ፡ መጻብቦ ሆርሙዝ ዳግም ከም ዝዓጸወቶ ተፈሊጡ ። ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ዝግበር ኲናት ንሓጺር እዋን ደው እኳ እንተ በለ ፡ ወነንቲ ተሽከርከርቲ ፡ ዋጋ ነዳዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ምሕደራ ቀይሕ ባሕሪ ግቡእን ሓቛፍን ክኸውን ይግባእ" ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቫይስ ኣድሚራል (ጸብጻብ)
ሹመት ፕረዚደንት ትግራይ ጄ/ታደሰ ወረደ ንሓደ ዓመት ተናዊሑ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ተመያይጡ። መበል 4ይ ጉባኤ ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓድሽ ርኽበታት ወርሒ ብጠፈርተኛታት ኣርጢሜስ ክልተ፡
ኣርተሚስ ዳግማይ ጠፈርተኛታት ሒዛ፡ ልዕሊ’ቲ ኣፖሎ 13 ዝበጽሓቶ ዝያዳ፡ ደቂ ሰብ ካብ መሬት ወጺኦም ክበጽሕዎ ዝኽእሉ ርሕቀት መዝገብ ክብረ ወሰን ሰይራ ኣብ ከባቢ ወርሒ በጺሓ ናብ መሬት ገጻ ትምለስ ኣላ። እቶም ጠፈርተኛታት ወርሒ ካብቲ ጸላም ጎድና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (08 ሚያዝያ 2026)
** ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንመጻብቦ ሆርሙዝ ንምኽፋት ክውስዶ ዝሓሰቦ ስጉምቲ ዘውጽኦ ናይ ግዜ ገደብ ከናውሕ ጸዊዒት ቀሪቡ ።... ** ፈደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ፡ ናይ ልዕሊ 100 ሰባት ሞትን ንልዕሊ 50 ደቀንስትዮ ክዕመጻ ምኽንያት ዝዀነን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThinking of a career change? Here are some tips and options to consider - ትሰርሕሉ ሞያ ክትቅይሩ መደብ ኣለኩም ዶ? ኣብ ግምት ከትእትውዎም ትክእሉ ገለ ምኽርን ኣማራጺታትን፡
Looking to step into a new career? You're not the only one, the stats suggest. No matter your age, background or whether English is your first language, a…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (07 ሚያዝያ 2026)
** ዶናልድ ትራምፕ ምስ ቅልውልው ኢራን ብዝተሓሓዝ ዳግማይ ን ኣውስትራሊያ ዒላማ ገይርዋ... ** ዋጋ ነዳዲ ኣብዝውስኸሉ ዘሎ ጠለብ ብ ኤለክትሪክ ዝሰርሓ ብሽግለታ ሰማይ ዓሪጉ... ** ገለ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናብ ሃገሮም ከም ዘይተመልሱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (06 ሚያዝያ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ ኣብቲ ናይ በዓል ትንሳኤ ሰንበት መልእኽቶም ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚግበር ዘሎ ኲናት ኮኒኖም ። ሚኒስተር ባህሊ ኢራን ፡ ንፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ "ዘይርጉእን ዝተሓዋወሶ ፍጥረትን" ብምባል ፡ ነቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (06 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 06 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን፡ ብዝለዓለ ጽፍሒ ናይ ሓላፍነት ዝሰርሐን ናይ ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ተመክሮ ኣብ ዓውዲ ሃገራውን ኣህጉራውን ልምዓት ዘለዎን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ትፍንን ዝመለለይኡ ፖሎቲካ፡ ኣብ ክንዲ ረብሓ ህዝቢ ኣብ ሻራዊ ፖሎቲካ ዝተመስረተ ዓወታት ጥራይ እዩ ዘጸምብል።" 2ይ ክፋል ዕላል ምስ ኣቶ ሰመረ ሶሎሞን
ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን፡ ኣቶ ሰመረ ብዝለዓለ ጽፍሒ ናይ ሓላፍነት ዝሰርሐን ናይ ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ተመክሮ ኣብ ዓውዲ ሃገራውን ኣህጉራውን ልምዓት ዘለዎን ክኢላ ኤርትራዊ እዩ። ኣብ ከም ሕቡራት ሃገራትን (United…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ልዕሊ 700 ኤርትራውያንኣብ ከተማ ሸራሮ ተረኺቦም" መንግስታዊ ቴሌቪዥን ትግራይ (ጸብጻብ)
ዘመነ ስልጣኑ ዝዛዘም ዘሎ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቕኒዑ። ኣብ ዓሰብ - ንኣባላት ባይቶን ኣመሓደርቲ ከባቢታትን ኣስትምህሮ ተዋሂቡ። ቦርድ ምርጫ ን7ይ ሃገራዊ ምርጫ ዝሓዞ ግዜ ምዝገባ መረጽቲ ኣናዊሑ። ስዑዲ ዓረብ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛGovernment announces gambling advertising restrictions. Do they go far enough? - መንግስቲ መወዓውዒታት ቁማር ዝኽልክል ሕጊ ኣውጺኡ፣ ኣኻሊ ድዩ ግን፧
Prime Minister Anthony Albanese has announced new gambling advertising restrictions during his address at the National Press Club on Thursday. Despite calling…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (02 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 2 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን፡ ብዝለዓለ ጽፍሒ ናይ ሓላፍነት ዝሰርሐን ናይ ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ተመክሮ ኣብ ዓውዲ ሃገራውን ኣህጉራውን ልምዓት ዘለዎን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (02 ሚያዝያ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ እዋን ቅልውላው ነዳዲ ህዱኣትን ንሓድሕዶም ዝተሓጋገዙን ክኾኑ ንምምሕጻን ሃገራዊ መግለጺ ኣቕሪቡ ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ፡ ኣመሪካን ፕረዚደንትኣ ዶናልድ ትራምፕን ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናይ ኢትዮጵያ ሰደድ ወርቂ ናብ 3.5 ቢልዮን ዶላር ወሰኹ ኣርእዩ። (ጸብጻብ)
ኣብ ትግራይ ‘’ምችው ባይታ የለን’’ ብዝብል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተኻየደ ንትግራይ ዝጥምት ዘተ ተቓውሞ ገጢምዎ። ኣብ ኤርትራ ኣባላት 38 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ወተሃደራዊ ስልጠና ጀሚሮም።ሃገራዊ ኣገልግሎት ኤርትራ ሓደ ካብ ኣካታዕቲ ዛዕባታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመጠኑ ዝሓለፈ ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ሱዳን፥
ካብ ውግእ ሱዳን ዘምለጣ ዉጻእ መዓት ደቀንስትዮን ኣዋልድን ጾታዊ ዓመጽ ፣ መግረፍትን መግሃስትን ከምዘጋጠመን ገሊጸን። ሰራሕተኛታት ረድኤት ድማ እቲ ኣብዘን ደቂ ኣንስትዮ ዝወርድ ዘሎ ስቓይ ካብቲ ናብ ሕክምና ዝበጽሓ ዘለዋ ኣጸቢቑ ይዛይድ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (01 ሚያዝያ 2026)
**እስራኤል ኣንጻር ፍልስጢኤማውያን ኣውጺኣቶ ዘላ ናይ ሞት ፍርዲ ዓለማዊ ኩነኔ ይበጽሖ ኣሎ። *** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ሎሚ ምሸት ሰዓት 7 ድ.ቐ. ኣብ ኵለን ናይ ተለቪዥንን ናይ ሬድዮን መርበባት ብቐጥታ ንህዝቢ መግለጺ ክህብ እዩ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#107 Protecting Wildlife | Talking About Animals and Nature (Med) - #107 ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS | ዝርርብ ብዛዕባ እንስሳን ተፈጥሮን (Med)
Learn useful English for talking about animals, nature, and protecting wildlife. Practise everyday phrases for discussing threats to animals, expressing…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAustralia’s unique wildlife: what makes it special and what’s at risk - ፍሉይነት ብዙሕነት እንስሳ ዘገዳምን ኣትክልትን ኣውስትራሊያ: ብምንታይ ፍሉያት ከምዝኾኑን ዘንጸላልዎም ዘሎ ሓደጋ ምጽናትን።
Australia is one of the most biodiverse places on Earth, home to wildlife and plant species found nowhere else on the planet. In this episode of Australia…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ፡ ንናህሪ ዋጋታት ነዳዲ ንምርግጋእ ላዕሊ ታሕቲ ይብል፥ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (31 መጋቢት 2026)
** ኣብ ኲናት ኢራን ንዝወጽእ ዘሎ ቢሎናት ዶላራት ሃገራት ኣዕራብ ክከፍሎ ፕረሲደንት ትራምፕ ከምዝሓትት ዋይት ሃውስ ኣፍሊጡ። ** ዕጡቓት ሖቲ ኣንጻር እስራኤል መጥቃዕቲ ደው እንተዘየቢሎም፡ የመን ናብቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ቅልውላው…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 መጋቢት 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 30 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን፡ ብዝለዓለ ጽፍሒ ናይ ሓላፍነት ዝሰርሐን ናይ ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ተመክሮ ኣብ ዓውዲ ሃገራውን ኣህጉራውን ልምዓት ዘለዎን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“መንግስቲ ኤርትራ ንዝመጽእ ዘሎ ሓደጋ ንምእላይ ምስ ካልእ ዘይኮነ ምስ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ሓቀኛ ጽምዶ ክገብር ዘድልዮ።” ሰመረ ሰሎሞን
ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን፡ ብዝለዓለ ጽፍሒ ናይ ሓላፍነት ዝሰርሐን ናይ ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ተመክሮ ኣብ ዓውዲ ሃገራውን ኣህጉራውን ልምዓት ዘለዎን ክኢላ ኤርትራዊ እዩ። ኣብ ከም ሕቡራት ሃገራትን (United Nations) ኤጀንሲ ኣህጉራዊ ልምዓት ሕቡራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ 'ቲ ዞባ ዝርከባ ናይ ኣመሪካን እስራኤልን ዩኒቨርሲቲታት መጥቃዕቲ ከምትገብር ኣፈራሪሓ ፡ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ሰነተር ሳራ ሃንሰን ያንግ መንግስቲ ነቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝካየድ ዘሎ 'ዕግርግርን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAre dogs man's most loyal and long-lasting friend? - ከልቢ ኣዝዩ እሙንን ነዊሕ ዝጸንሐን ዓርኪ ወዲ ሰብ ድዩ፧
They’re often called man’s best friend - but it turns out that friendship goes back even further than we realised. New research shows dogs were already living…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ንስደተኛታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ክትህብ ከምዘይከኣለት ገሊጻ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት 167 ተምሃሮ ኣመሪቑ። በጀት ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ካብ ፌደራል ከም ዘይተለቐቐ መንግስቲ ትግራይ ገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ብርሃን ዓይኒ፡ ንልዕሊ 500 ዜጋታት መጥባሕቲ ሓበላ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (26 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ- ነቲ ኣብ ኢራን ዘለዋ ቀንዲ ዕላማታት ክትበጽሖ ከምዝቐረበት ገሊጻ። ናይ ሱዳን ዕጡቓት ሰራዊት ንህጹጽ ደገፍ (RSF) ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ትርከብ ንከተማ ኩርሙክ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሮም ከምዘእተዉዋ ኣፍሊጦም ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓደ ሓላፊ ክፍለ-ግዝኣት ሱዳን ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሰራዊት ቅልጡፍ ደገፍ (RSF) ብምዃን ኣብ ዶብ መጥቃዕቲ ፈጺማ ክብል ከሲሱ። (ጸብጻብ)
ብቐዳም ዝጀመረ ቀዳማይ' ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ ንክልተ ዓበይቲ ንጥፈታት ቆላሕታ ሂቡ። ኣብ ትግራይ ዝርከቡ መምህራንን ተምሃሮን ምቁራጽ ደመወዝ ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፤ ኣህጉራዊ ጸቕጢ ክግበር ድማ ጸዊዖም። ሕብረት_ኣፍሪቃ ንፕረዚደንት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኢራን ክቡር ህያብ ሂባትኒ ኣላ።" ዶናልድ ትራምፕ፡ ሓጸርርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (25 መጋቢት 2026)
** ኢራን ክቡር ህያብ ሂባትኒ ኣላ ክብል ዶናልድ ትራምፕ ተዛሪቡ። ** ነቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝግበር ዘሎ ውግእ ዘሕደሮ ጽልዋ ምላሽ ንምሃብ ፡ ፊሊፒንስ ሃገራዊ ህጹጽ ኩነታት ጸዓት ኣዊጃ። ** ሰብኣዊ ረድኤት ዝጸዓነት መርከብ ሓለዋ ባሕሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ብምኽንያት ዕረፍቲ ወ/ሮ ወርቅነሽ ህዝቢ ኣብ ሓዘንን ምጽንናዕን ዘርእዮ ዘሎ ምትሕብባር፡ ሓድሽ ምዕራፍ ሓድነት ዘመልክት እዩ።" ኣቶ ፍቕር ረታ (ራያ)
ማሕበረሰብ መልበርን ብምኽንያት ዕረፍቲ ወ/ሮ ወርቅነሽ ጥላሁን ኣብ ከቢድ ሓዘን ይርከብ። ካብ መራሕቲ ማሕበረሰብ ዝኾነ ኣቶ ፍቕረ ረታ (ራያ) ፡ ኣብ ከተማ መልበርን ዝርከብ ኣባል ኩሉ ማሕበረሰብባት ኣብ ምብጻሕ ሓዘን፡ ኣብ ምጽንናዕ ብዘይ ኣፈላላይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to buy Indigenous art and craft ethically in Australia - ስነ ምግባር ዘለዎ ኣገባብ ምዕዳግ ስርሓት ስነ ጥበብ ደቀባት፡
Buying Aboriginal and Torres Strait Islander art can be meaningful, but how do you know if it's real and ethical? Fake art is still a problem in Australia, and…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (24 መጋቢት 2026)
**ዶናልድ ትራምፕ ምስ ኢራን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከም ዝዝጀመረ ይገልጽ፡ እስራኤል ግና ኣብ ልዕሊ ኢራንን ሊባኖስን መጥቅዕታ ከምትቕጽል ተፍልጥ። ** ኣብ መንጎ ሕብረት ኣውሮጳን ኣውስትራሊያን ስምምዕ ነጻ ንግዲ ይኽተም... ** ምምዝጋብ ካብዝጅመረሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (23 መጋቢት 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 23 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ነታ ኣብ ምበል 66 ዓመት ዕድሚኣ ዝሞተት ወኪል ዓበይቲ ዓዲ ኣብ SBS ሰበይቲ ዊድጃቡል ዊያ ባል ሮዳ ሮበርትስ ክብርን ዝኽርን ይወሃብ ኣሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ንመጻብቦ ኩርሙዝ ምሉእ ብምሉእ ክዓጽዎ'የ።" ኢራን፡ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (23 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ እስላማዊ ኣውስትራሊያ [ANIC] ብ ኣባል ሰልፊ ዋን ኔሽን ዝኾነ ኣባል ፓርላማ-በርናቢ ጆይስ ንዝሃቦ ርእይቶታት ኮኒኑዎ። እቲ ብእስራኤል ኣብ ቀረባ እዋን ዝተገብረ መጥቃዕቲ ፡ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ባይታ ወራር ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛህወሓት መናእሰይ መስርዕ ክመልኡ፣ ክዕለሙን ክዕጠቑን ፀዊዑ። (ጸብጻብ)
ኣብ ሱዳን ርክብ ትግራይን ኤርትራን ዘጎልብት ዩ ዝተብሃለ መድረኽ ተኻይዱ ። ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ፡ ትግራይ ናብ ኩናት ክመልሳ ዘገድድ ጉዳይ " ተመዛበልትን ሕገ መንግስታዊ ግዝኣት ትግራይ ዘይምምላሶም ዩ” ክብል ገሊጹ። ህወሓት መናእሰይ መስርዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስንብታ: ተቓላሲት ባህሊ ደቀባት ኣውስትራሊያ ሮዳ ሮበርትስ
ነታ ኣብ ምበል 66 ዓመት ዕድሚኣ ዝሞተት ወኪል ዓበይቲ ዓዲ ኣብ SBS ሰበይቲ ዊድጃቡል ዊያ ባል ሮዳ ሮበርትስ ክብርን ዝኽርን ይወሃብ ኣሎ ። በቲ ሳሕቲ ዘጋጥም ሕማም ዓይነት መንሽሮ ማህጸን ምስ ሓዛ ድሕሪ ሓጺር ቃልሲ ፡ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ [21…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛUN warn of growing landmine contamination as countries abandon treaty - ሃገራት ካብ ውዕላት ኣብ ዝሃድማሉ እዋን ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ እናዓበየ ዝኸደ ብከላ ነተጒቲ የጠንቅቕ
The heads of the UN land mine action program for Ethiopia and Sudan have called for more funding and awareness over the munitions, which kill and maim a…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (19 መጋቢት 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 19 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ማእከላይ ባንክ መጠን ወለድ ብ25 ሚእታዊ ብምውሳኽ ናብ 4.1 ሚእታዊት ክብ ኣቢልዎ ኣሎ ። እዚ ብተኸታታሊ ንካልኣይ ግዜ እዩ ምጠን ወለድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (19 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ነቲ ኣብ ጥቓ ኣህሳህሉያ ዝርከብ ኣብ ዓለም ዝዓበየ መኸዘኒ ጋዝ ኣጥቂዓ። ናይ ሳውዝ ኣውስትራልያ ፕሪመር፡ ፒተር ማሊናውስካስን መራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ ኣሽተን ሃርንን ቅድሚ እቲ ኣብ ቀዳም ዝግበር ምርጫ ፡ ናይ መወዳእታ ክትዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#106 Mmm or Hmm? Trying new and unusual food - #106 ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS ; ምጥዓም ሓድሽን ዘይልሙድን ዓይነት መግቢ፡ Mmm or Hmm? Trying new and unusual food
Learn useful English for talking about unusual or strong flavours. Practise everyday phrases for reacting to new foods, sharing opinions, and encouraging…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ መቐለ ካልእ ጋዜጠኛ ቴለቪዥን ትግራይ ተኣሲሩ። ኣቐዲሙ ዝተኣስረ ሸዊት ገብረእግዚኣብሄር ድማ ናብ ቤትፍርዲ ቀሪቡ። (ጸብጻብ)
ልኡኽ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ዘትዩ። ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ፡ ይወሃብ ኣሎ። ኣብ መቐለ ካልእ ጋዜጠኛ ቴለቪዥን ትግራይ ተኣሲሩ። ኣቐዲሙ ዝተኣስረ ሸዊት ገብረእግዚኣብሄር ድማ ናብ ቤትፍርዲ ቀሪቡ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣውስትራሊያ ወሲኹ ዘሎ መጠን ወለድ፡ ብስንኪ ዉግእ ኢራን ዶ ብኻልእ ምኽንያት፧
ማእከላኣይ ባንክ መጠን ወለድ ብ25 ሚእታዊ ብምውሳኽ ናብ 4.1 ሚእታዊት ክብ ኣቢልዎ ኣሎ ። እዚ ብተኸታታሊ ንካልኣይ እዩ ምጠን ወለድ ዝውስኽ ዘሎ፣ ኣ ዝቕጽል'ውን ክውስኽ ትጽቢት ይግበር።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእስራኤል፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ንኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዓሊ ላሪጃኒ ከም ዝቐተለት ገሊጻ። (ሓጸርቲ ዜናታ SBS ትግርኛ 18 /03/026)
** እስራኤል ፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዝነበረ ዓሊ ላሪጃኒ ፡ ከም ዝቐተለት ገሊጻ ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ኣርባዕተ ባንክታት ምስቲ ናይ ትማሊ መጠን ገንዘብ ምውሳኽ ብዝተኣሳሰረ ናይ ገዛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHave you considered a career in translating and interpreting? - ሞያ ስራሕ ምትርጓምን ምስትርጓምን፡
Have you ever considered using your bilingual skills to assist others? A career in translating and interpreting might be for you. In Australia you can train…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ዉሑዳት ፖለቲከኛታት'ዮም ንጸቢብ ረብሓ ጸረ ምስልምና ዘለዓዕሉ ዘለዉ ብዙሓት ግና ነዚ ዝጻረርዎ ኣለዉ።" ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር
ናይ ሎሚ ዓመት ረመዳን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሓያል ዉግእ ኣብ ዝካየደሉን ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ጽልኣት ምስልምና ካብቲ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዘሎ ከምዝዓቢ ሓድሽ ሓበሬታ ዝወጻሉን እዩ ዝጽወም ዘሎ። እዚ ኩነታት ን ኣመንቲ ብኸመይ ጸልይዎም፧…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (16 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ጸሓፊ ጸዓት ኣመሪካ: ክሪስ ራይት ፡ እቲ ኣንጻር ኢራን ዝግበር ውግእ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ከም ዘብቅዕ ገሊጹ ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ ብዛዕባ’ተን ናብ ኢራን ዝመለሳ ኣባላት ኩዕሶ እግሪ ኢራን ከም ዘሻቐሎ ገሊጹ። ካንታ ኩዕሶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 መጋቢት 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 16 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣታዊታት ሩስያ ካብ ሰደድ ነዳዲ ኲናት ኣሜሪካ-እስራኤል ኣብ ኢራን ካብ ዝጅመር ንድሓር ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ክብሉ ሓደስቲ ኣሃዛት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጽልኣት ኣብ ልዕሊ ምስልምና ካብ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ኣውስትራልያ ከምዝገድድ ተፈሊጡ፡
ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምምካት ጸረ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቃዕቲ ፣ ምዉራድን ጽልእን ንምዉጋድ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዑ ። ኮሚሽነር ዓሌታዊ ኣድልዎ ጂሪ ሲቫራማን መንግስቲ ንሃገራዊ ፀረ-ዓሌትነት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ'Only one winner in this war': How the war on Iran is bankrolling the war on Ukraine - 'ኣብ'ዚ ኲናት ሓደ ተዓዋቲ ጥራይ'ዩ ዘሎ': ኲናት ኣብ ልዕሊ ኢራን ከመይ ኢሉ ንኲናት ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ይምውሎ'ሎ
New data shows that Russia's oil export earnings have soared since the US-Israeli war in Iran broke out, sparking fears that Russia will use this war to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። (ጸብጻብ)
ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ ቀዳማይ ‘ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ’ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ። "ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። ሜላት ኪሮስ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዲሞክራታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 መጋቢት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዱባይ ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈጺማ ፡ በቲ ኣብ ከባቢ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ንኣርባዕተ ሰባት ጎዲኡ ። ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ውግእ ዝያዳ እንተ ኣስፋሕፊሑን ዓብዩን ፡ ዋጋታት ነዳዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (12 መጋቢት 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 12 መጋቢት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዘካይዳኦ ዘለዋ ውግእ ፡ ቀንዲ ሰንሰለት ነዳዲ ዘይትን ጋዝን ብምዕንቃፉ ፡ ዋጋታት ነዳዲ ዓለም ሰማይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያውያን ናይ ቪዛ መጠንቀቕታ ሂቡ። (ጸብጻብ)
ሃገራዊ ማሕበር ላቦራቶሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሃገራዊ ሕብረት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ን7 ኣብነታውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓረስቶት መተባብዒ ሂቡ። ውድብ ስምረት ንውሳነ ቦርድ መረጻ ዘቐረቦ ክሲ ስሒቡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#105 Celebrating small wins at work - #105 "ምጽምባል ንኡስ ዓወት ኣብ ስራሕ" (Celebrating small wins at work)፡ ት፣ህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ
Learn useful English for talking about small wins at work. Practise phrases for celebrating achievements, staying motivated, and making progress step by step…