Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ኣውስትራሊያ ወሲኹ ዘሎ መጠን ወለድ፡ ብስንኪ ዉግእ ኢራን ዶ ብኻልእ ምኽንያት፧
ማእከላኣይ ባንክ መጠን ወለድ ብ25 ሚእታዊ ብምውሳኽ ናብ 4.1 ሚእታዊት ክብ ኣቢልዎ ኣሎ ። እዚ ብተኸታታሊ ንካልኣይ እዩ ምጠን ወለድ ዝውስኽ ዘሎ፣ ኣ ዝቕጽል'ውን ክውስኽ ትጽቢት ይግበር።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.