Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛለበዳ ኢቦላን ምላሽ ዉድብ ጥዕና ዓለምን :
ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኡጋንዳን ሕማም ኢቦላ ናይ ህጹጽ ኩነታት ከምዝኾነ ኣዊጁ ኣሎ ፡ እዚ ድማ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘሰክፍ ህጹጽ ናይ ጥዕና ጸገም እዩ ኮይኑ ። ውድብ ጥዕና ዓለም ንቅጥዕታት ናይ ለበዳ ህጹጽ እዋን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣርሰናል ኣብ ውሽጢ 22 ዓመታት ንመጀመርያ ግዜ ቻምፒዮን ፕሪሜር ዓዲ እንግሊዝ ኮይና። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 20 ግንቦት 2026)
** ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሲድኒ ብዝተተኮሰ ጠያይት፡ ሓደ ሰብኣይ ሞይቱ ፡ ካልኦት ኣርባዕተ ድማ ቈሲሎም ... ** ፕረዚደንት ሩስያ ቫልደሚር ፑቲን ናብ ቻይና ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ በይጂንግ ኣትዩ ... ** ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመታት ንፈለማ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe Aboriginal flag: History, meaning and recognition - ባንዴራ ደቀባት፡ ታሪኽ፡ ትርጉም፣ ክብርን ኣፍልጦን
At school, work, council offices or sporting events, you might see a red, black and yellow flag flying beside the Australian national flag. This is the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ‘ሕብረተሰብና ኣብ ምጥያሽን ስራሕ ምድላይን ክረኽቦም ዝግባእ ሓገዛት ኣይፈልጦምን’- ገብረስላሰ ገብሩ በዓል ሞያ ምስላጥ ትምህርትን ስራሕን
ኣወስትራልያ ካብተን ኣብ ዝተፈላለየ ፅላታት ናይ ሰብ ሞያ ሕፅረት ዘለወን ሃገራት ሓንቲ እያ። ነዚ ሓጓፍ ንምምላእ ዝተፈላለየ ክእለታት ዘለዎም ሰባት ብቐዋምነትን ጊዝያውን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኣትውሉ መስርሕ ብምትግባር እውን ትፍለጥ። ብኻልእ ገፅ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (18 ግንቦት 2026)
ሰላም ከመይ ትኾኑ ዝኸበርኩም ሰማዕትና። ካብ’ዚ ካብ ስቱዲዮ SBS መልበን፡ Australia፡ ንሎሚ ሶኑይ 18 ግንቦት 2026 ዘዳለናዮም መደባት ሒዝና ቀሪብና’ለና።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ግንቦት 2026)
ኣርእስታት ዜና * ኣምባሳደር ኣውስትራልያ ኣብ ነዘርላንድስ ምስ’ቶም ብሃንታቫይረስ ተጠቒዓ ካብ ዝነበረት መዛወሪት መርከብ ዝገዓዙ ኣውስትራልያውያን ተራኺቡ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ነታንያሁ ምስ ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኲናት ከይገደሳ ንተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኢራን ኢዳ ዘርጊሓ ትቕበሎም ኣሜሪካዊት ከተማ
ኣብ መጻብቦ ሖርሙዝ መራኽብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ንመራኽብ ነዳዲ ኢራን ኣብ ሓደጋ የእትወአን፣ ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ድማ ፍጹም ዓወት ይጠልብ። ኣብ ቱሶን (Tucson) ግን ዝኾነ ነገር ከም ዘይተፈጥረ ክመስል ንሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቻይና ሓድሽ ሚዛን ሓይሊ ዓለም ኣብ ዝፈጠረትሉ ትራምፕ መጀሃሪ ዝኾኖ ብዙሕ ከይሓዘ ተመሊሱ
ኣብ መላእ’ቲ ብዓቢኡ ናይ ክብሪ ዋዕላ ዝነበረ፣ ሚዛን ሓይሊ ኣብ መንጎ’ቶም ክልተ መራሕቲ ይቕየር ምህላዉ ዘርእዩ ገለ ምልክታት ኔሮም።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወጥሪ ትግራይ ብዘተ ክውዳእ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ምጽውዖም (ጸብጻብ)
ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ካብ ዝነበሮ ኩነታት ሓውዩ ምምላሱ፣ ወጥሪ ትግራይ ብዘተ ክውዳእ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ምጽውዖም፣ ኤርትራን ግብጽን ኣብ ወደብን መጓዓዝያ ባሕሪን ስምምዕ ምኽታመንን ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ተወሳኺ 10 ቢሊዮን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀረጽ ኣባይቲ ምትዕርራይ ተገይርሉ ይብል መንግስቲ፣ ግን ድሕሪት ዝተርፉ ኣውስትራልያውያን ክህልዉ ድዮም፧
ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ፈደራል ባጀት ኣብ’ቶም ምትዕርራያት ንቀረጽ ኣባይቲ ኣብ መንጎ ክቕርቀሩ/ክህሰዩ ዝኽእሉ ኣየኖት ኣውስትራልያውያን’ዮም፧
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (14 ግንቦት 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 14 ግንቦት 2026 ዘዳለናዮ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ክነግስን ተሓታትነት ክሰፍንን ጻዊዒት ቀሪቡ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ክቐርብ’ዩ፡ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ምስ ኤርትራ ዝነበሮ፡ ስትራተጅያዊ ስምምዕ ኣሐዲሱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ዐቢይ ምስ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ናይ 54 ነጥቢ 6 ሚልዮን ዩሮ ልቓሕ ተሰማሚዖም። ኣብ ኤርትራ፡ ፍሉይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTreasurer flags 'fairer' budget as business groups criticise tax reforms - ባጀት ኣውስትራልያ ወሪዱ - ተሓዝ ሕሳብ መንግስቲ 'ርትዓዊ'ዩ' ይብሎ፣ ማሕበራት ንግዲ ግን ይነቕፍኦ
The Federal Budget has been handed down, including major tax changes that have been welcomed by unions, social services groups, and renters groups. Industry…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTips to manage financial stress | Fuel in Focus - ቀረብን ክብርን ነዳዲ ኣትኩሮ ኣብ ዝሰሓቡሉ እዋን ንፋይናንሳዊ ጸቕጥታት ኣብ ምቁጽጻር ዝሕግዙ ምኽርታት
Australia's petrol and diesel prices remain under pressure. The RBA’s decision to hike the cash rate this month is adding to the financial strain facing many…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ብምዝራብ ሰናፍ ኣይኮንኩን፡ ግን ብምጽሓፍ’የ ዝያዳ ዝበልጽ።" ጸሓፊ መርሃዊ ወልደሚካኤል
ነባሪ ኒውዚላንድ ዝኾነ መርሃዊ ወልደሚካኤል ኣብ ከም ፖሎቲካን ካልእን ኣብ ብዙሕ ዓውድታት ዝነጥፍ ኮይኑ፡ ብእንግሊዝኛን ብትግርኛን ጽሒፉ ዘሕተሞም ብዙሓት መጻሕፍቲ’ውን ኣለዉዎ። ኣብዚ ዓመት “55፡ “God & Lucifer Bet on Africa…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (12 ግንቦት 2026)
** ኢራን ካብ ኣመሪካ ንዝመጽእ ዝኾን ይኹን ዕንደራ ንምምካት ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ... ኣ** ትረዠረር ጂም ቻልመስ ሓሙሻይ ፈደራላዊ ባጀት ሎሚ ክገልጾ እዩ... ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያን ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (11 ግንቦት 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 11 ግንቦት 2026 ዘዳለናዮ ፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ግንቦት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ነቲ ብፓኪስታናውያን ኣሸማገልቲ ኣቢሉ ብ ኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ ምላሽ ከም ዝሃበትሉ ድሕሪ ምግላጽ ፡ እቲ ውግእ ንሓዋሩ ደው ዝብለሉ ዘተኮረ ዘተ ክግበር ጸዊዓ ። ምስ ጉጅለ ኣይኤስ ርክብ ዘለወንን ብ ገበን ባርነት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ፡ ሓዱሽ መስርሕ ድጂታዊ ሓበሬታ ጀሚራ። (ጸብጻብ)
ኤርትራ፡ ሓዱሽ መስርሕ ድጂታዊ ሓበሬታ ጀሚራ። ቅነ ናጽነት ኣብያተ-ትምህርቲ’ ዞባ ማእከል፡ ብወግዒ ተኸፊቱ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ፡ ጥንታዊት ከተማ ኣኽሱም "ቅድስቲ ከተማ ኣኽሱም ጽዮን" ተባሂላ ክትስየም ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛOne Nation claims historic win in Farrer in poll seen as litmus test for Coalition - ንሰልፊ ጥምረት ከም መፈተኒ ኣብ ዝተራእየሉ ምርጫ ሰልፊ ዋን ኔሽን (One Nation) ኣብ ፋረር ተዓዊቱ
Voters in the southern New South Wales seat of Farrer have headed to the polls to choose a new MP after their former representative Sussan Ley resigned from…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (7 ግንቦት 2026)
ሰላም ከመይ ትኾኑ ዝኸበርኩም ሰማዕትና። ካብ’ዚ ካብ ስቱዲዮ SBS መልበን፡ Australia፡ ንሎሚ ሓሙስ 7 ግንቦት 2026 ዘዳለናዮም መደባት ሒዝና ቀሪብና’ለና። * ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበረቶ እገዳ ንምልዓል ኣብ ትቀራረበሉ ዘላ እዋን ኣሜሪካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (7 ግንቦት 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (7 ግንቦት 2026) * ብመርዑት ኣይሲስ ተባሂለን ዝፍለጣ ደቀንስትዮ ሎሚ ናብ ኣውስትራልያ ክምለሳ’የን፣ * ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ወሽመጥ ዖማን ኣብ ዝነበረት መርከብ ነዳዲ ኢራን ተዂሲ ከፊታ፣ * ኣርሰናልን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFIFA World Cup preparations ramp up for the Socceroos - ሃገራዊት ጋንታ ኣውስትራልያ (ሶከሩስ) ምድላዋታ ናብ ዋንጫ ዓለም 2026 ተሳልጥ
The Socceroos are ramping up their World Cup preparations, with just over a month until the 2026 tournament begins in North America. Coach Tony Popovic has a…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበረቶ እገዳ ንምልዓል ኣብ ትቀራረበሉ ዘላ እዋን ኣሜሪካ ወደብ ንምርካብ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከይትጥቀም ንኢትዮጵያ ኣጠንቂቓታ (ጸብጻባት ዜና)
ጸብጻባት ዜና ልኡኽና (07052026) * ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበረቶ እገዳ ንምልዓል ኣብ ትቀራረበሉ ዘላ እዋን ኣሜሪካ ካብ ኤርትራ ወደብ ንምርካብ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከይትጥቀም ንኢትዮጵያ ብጽኑዕ ኣጠንቂቓታ፣ ኤርትራ’ውን ምላሽ ሂባ፣ * ኣቦ ወንበር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛለበዳ ሃንታቫይረስ ንዓለም የሻቕል፡
ካብ ምዕራብ ኣፍሪቃ እተበገሰት መዛወሪት መርከብ ፡ ብቐታሊ ተላባዒ ሃንታቫይረስ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተለኽፉ ተፈሊጡ ። እዚ ሕማም እዚ ኣብ ሰባት ሳሕቲ ጥራይ ዝርአ ብምዃኑ ፡ እቲ ሕማም ዓለምለኻዊ ሻቕሎት ፈጢሩ ኣሎ ። ብዛዕባ ኣብታ መርከብ እንታይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ሰሜን ምብራቕ ሶርያ መዓስከር ኣል-ሮጅ ዝጸንሑ ምስ ጉጅለ ኣይ ኤስ ርክብ ዘለዎም ኣንስትን ቆልዑን ናብ ኣውስትራሊያ ይምለሱ ኣለዉ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (06 ግንቦት 2026)
** ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ነቲ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ዘሎ ውጥረት ከም ዘተሓሳሰቦ ገሊጹ ።... ** መንግስቲ ሱዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ዝተበገሰት ድሮን ኣብ ካርቱም መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ድሕሪ ምኽሳሳ ኢትዮጵያ ምላሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (05 ግንቦት 2026)
** ወጥሪ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ይውስኽ... ** ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ባጀት፡ ምጉዳል ተሳተፍትን ኣብ NDIS ተጠቃሚ ንምዃን መምዘኒ ጸቢብ እንተኾነ’ኳ ምስ ኦቲስም ዝነብሩ ሕጂውን ተጠቀምቲ ክኾኑ ምዃኖም ተገሊጹ ... ** ኣብ ከተማ መቐለ፡ ናብ ቤት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAre you prepared for Australia’s flu season? - ንወቕቲ ጉንፋዕ (ፍሉ) ኣውስትራሊያ ተዳሊኹም ዶ ኣለኹም?
Influenza is a highly contagious viral infection. As flu season begins in Australia, here’s what you need to know to protect yourself, your family and the most…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (04 ግንቦት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ኣብ ዝርከባ 11 ከተማታትን ኣቝሻትን ንዝነብሩ ሰባት ፡ ካብቲ ቦታ ብህጹጽ ክወጹ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ ። 80 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝገበረቶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናጽነት ፕረስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቆልቊሉ፤ ኣብ ኤርትራ ድማ በቲ ዝኸፍአ ደረጃ ይቕጽል ምህላው ተፈሊጡ። (ጸብጻብ)
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ 38 ጋዜጠኛታት ካብ ሚድያታት ለቒቖምን ተሰዲቶምን ከም ዝወጹ ተሓቢሩ። መበል 19 ሳይንሳዊ ጉባኤ ማሕበር ሞያ ፋርማሲ ኤርትራ ተኻይዱ። ብሪጣንያን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ መንጎ ፌደራላዊ መንግስትን ህወሓትን ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛColombians divided over the fate of hippos linked to Pablo Escobar - ዕሉል ገበነኛ ፓብሎ ኤስኮባር ዝውንኖም ዝነበሩ ጉማሬታት እንታይ ንግበሮም ኣብ ዝብል ኮሎምቢያውያን ተኸፋፊሎም
Colombia is confronting a unique problem: what to do with a population of hippopotamuses originally linked to Pablo Escobar. The notorious late drug lord…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 30 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና:
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና Tigrinya ትግርኛ (30 ሚያዝያ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ብምኽንያት እቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ግጭት ፡ ዝቕባበ ናብ ሰማይ ከምዘዕረጎ ፣ ናይ ፌደራል ተረዠረር ጂም ቻምበርስ ብምግላጽ እዚ ምውሳኽ ዝቕባበ እናገደደ ክኸይድ ከም ዝኽእል ተኣሚኑ ። ኣብ ለንደን ክልተ ኣይሁዳውያን ሰብኡት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕቡራት ሃገራት ዓረብ ንምንታይ ካብ ኦፐክ ክትወጽእ ወሲና፧ ኣብ ቁጠባ ዓለም ዘምጽኦ ሳዕቤን ከ፧
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ፡ ካብ ግንቦት ኣትሒዛ ካብ ዉድብ ናብ ወጻኢ ነዳዲ ዝልእካ ሃገራት ወይ ካብ OPEC ከም እትወጽእ ኣፍሊጣ ። እዚ ውሳነ እዚ ፡ እታ ሀገር ምስ ስዑዲ ዓረብ ዘለዋ ዉጥረትን ምስ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ዘለዋ ድልዱል ዝምድናን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ከባቢ 65 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ክፍጸመሎም ይኽእል እዩ።" ጸብጻብ
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ፡ ስለ ምምሕያሽ ዝምድናን ኤርትራን ኣመሪካን ንዝቐረበ ወቐሴታ ምላሽ ሂቡሉ። ነባር ቤት ምኽሪ ትግራይ" ናብ ስራሕ ይመለስ ዝብል ውሳነ ከም ዘይቕበሎ ፕረዝደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ደጊሙ ገሊጹ። ህወሓት ብወገኑ፡ ጀነራል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2026)
** ቐጠር ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ኩለንተናዊ ስምምዕ ሰላም ክግበር እማመ ኣቕሪባ። ** ካብ ሰንበት ንግሆ ኣትሒዙ ኣብ ጥቓ ኣሊስ ስፕሪንግስ ዝጠፍአት ጓል ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ንምርካብ ዝግበር ጻዕሪ ራብዓይ መዓልቱ ሒዙ ። ** ኣብ ከተማ ኣስመራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#109 Talking about ageing parents (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ SBS: Talking about ageing parents (Med)
Learn English useful for talking about ageing parents and family responsibilities. Practise everyday phrases for describing challenges, offering help, and…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTips to reduce petrol costs | Fuel in Focus - ጠቓሚ ምኽርታት ዋጋ ነዳዲ ንምጉዳል፡
Rising fuel prices are putting pressure on household budgets across Australia, and for many people, it’s changing the way they travel. So what can you do to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (28 ሚያዝያ 2026)
** ኢራን ንመጻብቦ ሆርሙዝ ዘኽፍት እማመ ኣቕሪባ፡ ፕረሲደንት ትራምፕ ምስ ኣካላት ጸጥታኡ ይመያየጠሉ ኣሎ። ** ናይ ካሊፎርኒያ መምህር ብፈተነ ቕትለት ፕረሲደንት ኣመሪካ ክሲ ቀሪቡሉ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሕዱ 19 ሰባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 27 ሚያዝያ 2026 ዘተዳለወ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ መዓስከር ስደተኛ ናብ ዋንነት ትካል ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ዕዉት ጉዕዞ ሰላም ጉዕሽ
ሰላም ኣብ 2008 ጓል 19 ዓመት ከል'ያ ካብ ኤርትራ ሃዲማ ንኣስጋገርቲ ከፊላ ዶብ ሰጊራ ናብ ሱዳን ኣትያ ። ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሰለስተ ዓመትን መንፈቕን ምስ ጸናሐት ፡ ብ2011 ናብ ሆባርት ፡ ታዝማኒያ ክትኣቱ'ከላ ፣ እንግሊዝኛ ኰነ ዝሓዘቶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ሚያዝያ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ዓበይቲ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ዓሌትነትን ጽልኢ ስደተኛታትን ተሪር መርገጺ ክወስዱ ጻውዒታት ቀሪቡ። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከቡ ፖሊስ ንፕረዚደንት ትራምፕን ንዓጀብቱን ዝግበር ሓለዋ ድልዱል ከምዝነበረ ገዛእ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣመሪካ ምስ ኤርትራ ዝነበረ ሓርፋፍ ዝምድናአ ዳግም-ከተሐድስን ትንቀሳቐስ ከም ዘላ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ኣብ ሱዳን፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘላቒ ሰላም ክሰፍንን ዘተ ክጅምርን ኣብ ካርቱም ዝተመስረተ ዞባዊ ኪዳን ጻውዒት ኣቕሪቡ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኤውሮ-እስያ ተሳቲፉ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት ነዳዲ ትካላት ጥዕና ከምኡ’ውን ኣምቡላንሳት ማሕበር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAttacks continue in southern Lebanon despite three-week ceasefire extension - ስምምዕ ምቁራጽ ተዂሲ ንሰለስተ ሰሙናት ተናዊሑ ክንሱ መጥቃዕታት ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ይቕጽሉ
Donald Trump has announced a three-week extension to the ceasefire between Israel and Lebanon during a press conference at the White House. He says he hopes…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (23 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 23 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ዜና፡ ትንታነ ዜና፡ ጸብጻብ ልኡኽና፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዝሓዘ እዩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ'ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዕቑባ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ተሰጒጎም'። (ጸብጻብ)
ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ንፍሉይ ልኡኽ ፕረዚደንት ዚምባብወ ተቀቢሉ ኣዘራሪቡ። ስልጣኑ ዝተናውሐ፡ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ኣብ መዝነቱ ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ቴዲ ኣፍሮ ናይ ቀረባ ኣዕሩኽ እዮም ዝተብሃሉ ክልተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣጸጋሚ ግና ዕሽሽ ዘይበሃል ጉዳይ፡ ዓቢ ለውጢ ኣብ NDIS ንምጉዳል ተሳተፍቲን ንመጠፋፋእቲ ዒላማ ዝገበረ ስጉምቲ።
ሚኒስተር ጥዕና ማርክ በትለር ፡ መንግስቲ ን ሃገራዊ ማዕከን መድሕን ስንኩላን ወይ NDIS ወጻኢታት ንምንካይ ፡ ከም ኣካል ናይ ምምሕያሽ መስርሕ ነቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ከምዘጽብቦ ኣፍሊጡ ። መንግስቲ መጠን ዕብየት ናይ NDIS በብዓመቱ ካብ 5…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2026)
** ምስ ኢራን ተገይሩ ዝጸንሐ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ንዘይተወሰነ ግዜ ከምዘናወሖ ፕረሲደንት ትራምፕ ኣፍሊጡ... ** ላዕለዋይ ኣዛዚ ሜጀር ጀነራል ኣል-ኑር ኣሕመድ ኣዳም "ኣል-ጉባ" ካብ ዳዕመ-ሰሪዕ ከዲዑ ንመንግስቲ ሱዳን ኢዱ ሂቡ።... **…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2026)
** ንሰልፊ ዋን ኔሽን ዝወሃብ ደገፍ ይጎድል መራሒት እቲ ሰልፊ ፖሊን ሃንሰን ዓበይቲ ሰልፍታት ንፖሊሲና ስለዝወስዳ ዘለዋ ደገፍ ክረኽቡ ኪኢሎም ትብል። ** ኢራን ምስ ኣመሪካ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ዝግበር ዝርርብ ሰላም ክትሳተፍ ትሓስበሉ ከምዘላ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe overlooked story: Aboriginal and Torres Strait Islander service on ANZAC Day - እቲ ኣቓልቦ ዘይወሃቦ ታሪኽ: ወተሃራዊ ኣገልግሎት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሬት ኣይላንደራትን ኣብ መዓልቲ ኣንዛክ (ANZAC)
Each year Australians gather on ANZAC Day to remember those who served in wars, conflicts and peacekeeping missions. But whose stories are we remembering? Are…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 20 ሚያዝያ 2026 ዝተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት መደብ SBS ትግርኛ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዘድልዮም እንተዝማልኣሎም፡ ተጻወቲ ኤርትራ ብዝወጽእዎ ኣይምጠፍኡን” ነጋ ወልደጊዮርጊስ (ተንታኒን ጋዜጠኛን ስፖርት)
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኤርትራ፡ ኣብ ሞሮኮን ኢስዋቲንን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክልተ እግሪ ቅድመ መጻረዪ ግጥማት ናይቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝእንገድ ውድድር 'ኣፍኮን' ንኤስዋቲኒ ብድምር 4ብ1 ረቲዓታ፡፡ እንተኾነ 7 ተጻወቲ ካብ ሃገራዊት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ሚያዝያ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ግጭት ኢራን ሻሙናይ ሰሙኑ ኣትዩሉ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ እቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ መሊሱ ንናይ ውሽጢ ሃገር ቅልውላው ቁጠባ ኣጋዲድዎ ከምዘሎ ተፈሊጡ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ ነቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛBetween two homes: Migrant workers in Lebanon roped into social and economic impact of war - ኣብ መንጎ ክልተ ዓድታት: ናይ ደገ ሰራሕተኛታት ኣብ ሊባኖስ ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ጽልዋ ኲናት ተኣሲሮም
Migrant workers in Lebanon are one of the most vulnerable communities since the war in the Middle East erupted. Experts say they are trapped between the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። (ጸብጻብ)
ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብፕሪቶርያ ንዝፈረሰ መንግስቲ ዳግም ክቐውም ወሲኑ። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስተር ዝኾነ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ ክብል ኣጠንቂቑ። ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1.8 ቢልየን ብር በጀት ዝተሃነፀ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሱዳን ንኽልተ ተመቒላ'ያ፡ ናብቲ ዝነበረቶ ክትምለስ'ውን ዝከኣል ኣይመስልን።" ቅልውላውን ራብዓይ ዓመቱ ዝሓዘ ሓድሕድ ኲናት ሱዳንን
ውግእ ሓድሕድ ሱዳን ራብዓይ ዓመቱ ሒዙ ኣብ ዘሎ እዋን ፡ ገሊኦም ዜጋታት ብሰንኪ ሕጽረት ረድኤት ፡ "ኣጸጋሚ ናይ ምንባር ስትራተጂ" ክኣትዉ ተገዲዶም ኣለዉ። ንሰለስተ ዓመት ብዘስካሕክሕ ኩነታት እተኻየደ ኲናት ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፡ ከምኡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሚያዝያ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 16 ሚያዝያ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛግብጺ ንልኡላውነት፡ ሓድነትን ጸጥታን ኤርትራ ምሉእ ደገፋ ከም እትህብ' ኣፍሊጣ ። (ጸብጻብ)
ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ግብጺ ኣብ ምዕዛዝ ዝምድናታት ተዘራሪቡ። ግብጺ ንልኡላውነት፡ ሓድነትን ጸጥታን ኤርትራ ምሉእ ደገፋ ከም እትህብ' ኣፍሊጣ ኣላ። ጀነራል ታደሰ ወረደ ደኺሞም ደቂሶም 'ንዓድና ምለሰና' ካብ ዝበሉዎ ተመዛበልቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ካልኣይ ዙር ዝርርብ ኣመሪካ ኢራን ኣብ ፓኪስታን ክግበር ይኽእል'ዩ።" ፕ/ትራምፕ። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2026)
** ነቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ወተህደራዊ መፍትሒ የብሉን ክብል ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ፣ ** ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራሊያ እናወሰኸ ይኸይድ ከምዘሎ ተፈሊጡ... ** ጋንታታት ፓሪስ ሰይንት ጀርመይንን ኣትለቲኮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#108 Talking about the cost of living - ዝርርብ ብዛዕባ ክብሪ መነባብሮ Talking about the cost of living ትምህርቲ ቋንቋ ንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ
Learn English useful for talking about money, expenses, and financial pressure. Practise everyday phrases for describing rising costs, managing a budget, and…