Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመረፃ ኢትዮጵያ፥ ሰልፊ ብልጽግና ካብ 486 መናብር ፓርላማ 438 ተዓዊቱ፡ ተባሂሉ። (ጸብጻብ)
ኢትዮጵያ ንዘዕቖበቶም ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቝባን ዝነደፈቶ "ምሕዋስ' ዝተሰምየ ሃገራዊ ንድፊ ወግዓዊ ገይራ። ልኡኽ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (ኦቻ) ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ጉዳይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዋንጫ ዓለም 2026: ትንታነን ትዕዝብትን ግጥማትን ጉዕዞ ሃገራት ኣፍሪቃን ብነጋ ወልደጊዮርጊስ
ኣብ’ዚ እዋን ቀዳማይ ዙርያ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2026 ተዛዚሞምስ ካልኣይ ዙርያ ግጥማት’ውን ተጀሚሮም ኣለዉ። እዚ ዋንጫ ዓለም ምስ ኩሉ ሕልኽላኻቱን ፖለቲካዊ ጽልዋታቱን ከመይ ይኸይድ ኣሎ፧ ጉዕዞ’ተን ንኣፍሪቃ ወኪለን ዝረጋረጋ ዘለዋ…

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWorld Cup Update: ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ጸብለል ኢላ፡ ፖርቹጋል ብ ዲ ኣር ኮንጎ ካብ ዓወት ተኾሊፋ።
ኣብ ሻውዓይ መዓልቲ ጸወታ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ደሚቐን ዊዒለን፡በዚ ድማ DR ኮንጎን ጋናን እወታዊ ውጽኢት ኣንጻር ፖርቹጋልን ፓናማን ኣመዝጊበን። ሃሪ ኬን ፡ ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ዓብሊላ ክትወጽእ ዓቢ ግደ ተጻዊቱ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሰነ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራሊያ ልዕሊ ዓቐን ብዝውሰድ ናይ ሓሽሽ መድሃኒት ሞት ምብዛሑ እቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዘይነጸረ ቀረብ መድሃኒት ከምዘጋደዶ ሰራሕተኛታት ጥዕና ገሊጾም ። ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ እቲ ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ)
ፍሉይ ራፖርተር ሕቡራት መንግስታት ኣብ ትግራይ ከምኡ’ዉን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ወጥሪ ኣመልኪቱ መግለጺ ሂቡ። ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ምላሽ ሂባ። ህወሓት፣ ፌደራላዊ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ሓዱሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሰነ 2026)
** የማናይ ሰልፊ ዋን ኔሽን ተቐባልነቱ እናዓበየ ኣብዝኸደሉ ዘሎ መራሒቱ ፖሊን ሃንሰን ኣብ ሃገራዊ ክለብ ፕረስ መደረ ከተስምዕ እያ... ** ዕብየት ቁጠባ ኣውስትራሊያ ናብቲ ኣድላዪ ዝኾነ ምዝሓል ይኸይድ ኣሎ ክብል ሪሰርቭ ባንክ ገሊጹ.. **…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow do charities and individual fundraisers work in Australia? - ማሕበራት ግብረ ሰናይን ሓገዝ ዝሓቱ ዉልቀሰባትን ዝምልከት ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ ይሰርሕ?
What are the rules around raising money and charities? How can you ensure you don't get scammed? Here is what you need to know if you're donating, raising…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (16 ሰነ 2026)
** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንሃገሩ ካብቲ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ዝግበር ስምምዕ ኣግሊልዋ... ** ሎሚ ዝጋባእ ሪሰርቭ ባንክ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ከጽንሖ ትጽቢት ይግበር... **ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ጋንታ ሶኮሩ ንቱርኪየ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምልኡእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 15 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና;
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWorld Cup Daily: ጀርመን ብገፊሕ ዓወት ትምርሽ ጃፓን ኣብቲ ዘደንቕ ጸወታ ብማዕረ ትፋላለ
ጀርመን ክትምርሽ'ከላ ጃፓን ኣብ መሳጢ ውድድር ዋንጫ ዓለም ኣብ ቃልሲ ዊዒላ ። እንቋዕ ብደሓን ናብ መዓልታዊ ጸብጻብ ውድድር ዋንጫ ዓለም መጻእኩም ። እናበልና እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ 4ይ መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: On the back foot | Words we use - MiniPod: On the back foot | Words we use
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'On the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026)
ሚኒስተር ጥዕና ፌደራል ማርክ በትለር ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሃገራዊ መድሕን ስንክልና (NDIS) ተገይሩ ንዘሎ ለውጢ ዝምልከት እማመታት ፡ ዝቐርብ ዘሎ ስክፍታ ኣፍልጦ ከምዝህቦ ገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ኣብ መንጎ ኣመሪካን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ሶማሊላንድ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ንክኸፍት ናብ እስራኤል ኣትዩ። (ጸብጻብ)
መበል 13 ዓመታዊ ፈስቲቫል ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ ተሳሊጡ። ናይ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብ3 ዕፅፊ ዘዕቢ ንኡስ ጣብያ ተመሪቑ። ኤርትራ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ እተዛበዐ ሓበሬታ ዝተሰረተ ፕሮፓጋንዳ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWorld Cup Daily: Debutants lead Australia to a dream 2-0 victory over Türkiye - World Cup Daily: ንፈለማ ግዜ ንኣውስትራልያ ዝወከሉ ተጻወቲ ናብ 2-0 ዓወት ኣብ ልዕሊ ቱርኪየ መሪሖማ
The Socceroos opened their 2026 FIFA World Cup campaign with a vital win against a strong rival, while five-time champions Brazil were held to a surprise draw…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (11 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 11 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ኣለዎ ፥
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ሰነ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ከም ዝህሉ ኣጠንቂቑ ። ኣብ ቤልፋስት ፡ ድሕሪ ንምሉእ ለይቲ ኣንጻር ስደተኛታት ዝተገብረ ዕግርግር፡ ፡ ኣባይትን ማካይንን ብሓዊ ነዲዶም ። ዋንጫ ዓለም 2026…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሰልፊ ብልጽግና ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተኣወጁ ውጽኢታት ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተወዳደረሎም ኩሎም መናብር ከምዝሰዓረ ተፈሊጡ። (ጸብጻብ)
ኣብ መረፃ ኢትዮጵያ ብልጽግና ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተኣወጁ ውጽኢታት ምርጫ ዝተወዳደረሎም መንበራት ኩሎም ከምዝሰዓረ ተፈሊጡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ግብጺ ኣገዳሲት ወደብ ሱክና በጺሑ። ናይ 2019 ዓ/ም ዓመታዊ ባጀት ኢትዮጵያ 2.3 ትሪልዮን ኮይኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#112 Keeping kids busy | Surviving school holidays (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ SBS : Keeping kids busy | Surviving school holidays (Med)
Learn English phrases for keeping kids busy during the school holidays. Practise everyday English for talking about children’s behaviour, boredom, and common…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (10 ሰነ 2026)
** ኢራን ዳግም ምስ ተቖጻጻሪ ኣቶሚካዊ ጸዓት ክትላዘብ ጻዊዒት ቀሪቡ። ** ንሕሙም ኢቦላ ዝተዋህበ መድሃኒት ኢቦላ ትስፉው ምዃኑ ተገሊጹ። ** ኣብ ርእሲ ከተማ ሰሜን ኣየርላንድ ኣብ ቤልፋስት መጥቃዕቲ ብኻራ ምስ ተፈጸመ ዕግርግር ተፈጢሩ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026: ምድላዋት፣ መሓለኻታትን ትጽቢታትን፣ 'ብሉጽ ዳኛ ቪዛ ዝኽልከለሉ ዋንጫ ዓለም!' (ትንታነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ)
ሰላም ክቡራት ሰማዕትና፡ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ 2026 መዓልቱ ኣኺሉ ዝጅመረሉ እዋን በጺሑ'ሎ። ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ብቐጥታን ብነጻን ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥንን ሬድዮን SBS እዩ። ስለ'ዚ እዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAs women linked to ISIS return, how does Countering Violent Extremism (CVE) work in Australia? - SBS Examines: ምስ ኣይሲስ (ISIS) ምትእስሳር ኣለወን ዝተባህላ ደቀንስትዮ ኣብ ዝተመልሳሉ ኣውስትራልያ ንምቅላስ ጎነጻዊ ጽንፈኝነት ከመይ'ያ ትሕዞ፧
The return of 32 women and children from Syria, who are linked to the self-proclaimed Islamic State group, has prompted concerns around community safety and…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAre electric vehicles worth it in Australia?| Fuel in Focus - ናይ ኤለክትሪክ መኪና ምጥቃም ኣብ ኣውስትራሊያ የዋጽእ ዶ?| ትዂረት ኣብ ነዳዲ
Electric vehicles are becoming more common on Australian roads as fuel prices remain unstable and more drivers look for cheaper ways to travel. Here's what you…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ማሕበረሰብና ን25 ዓመታት ብዝገበርናዮ ጽልዋ ኢና ተሸሊምና።" ጋዜጠኛታት ብርሃን ጃብር ን ኣሕመድ ማሕሙድን ተሸለምቲ "ሽልማት ጽልዋ ኣብ ማሕበርሰብ 2026"
ጋዜጠኛታት በርሃን እስማዒልን ኣሕመድ ማሕሙድን ኣብ ናይ ኮሚኒቲ ራዲዮ 3 CR ንልዕሊ 25 ዓመታት ኣገልጊሎም። በቲ ራዲዮ ኣቢሎም ኣብ ማሕበረሰብ ብዝገበርዎ ጽልዋ ብ The National and Multicultural Broadcasters' Council…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (09 ሰነ 2026)
** ኣብ ፊሊፒንስ ብዝተኸስተ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 35 ሰባት ሞይቶም 144 ቆሲሎም። ** ፕረዚደንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ፡ ናብ ሰሜን ኮርያ ኣብ ዝገበሮ ዘሎ ምብጻሕ ፡ እታ ሃገር ምስ ደቡብ ኮርያ ድልዱል ምትሕብባር ክትገብር ጸዊዑ። ** መራሕቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (08 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 8 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ናይ ሓደ ሰዓት ፕሮግራም።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Man On! | Words we use - MiniPod: Man On! | Words we use
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'Man…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (08 ሰነ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ናይ ቀደም ኣውስትራልያዊ ናይ ዓመትን ቀንዲ ተመራማሪ ስነ-ፍልጠትን ሪቻርድ ስኮልየር ድሕሪ እቲ ንነዊኅ እዋን ብመንሽሮ ሓንጎል ክገብሮ ዝጸንሐ ናይ ሞትን ሕየትን ቃልሲ ኣብ 59 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ። ኣውስትራሊያ ቅድሚ እቲ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ትግራይ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈጸመ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ካይሮ ገይሹ። ቀዳማይ ሚንስተርን ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ 'ፅምዶ' ክስታት ኣቕሪቦም። ኣብ ትግራይ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈጸመ ተገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪካ ንጉዳይ ትግራይ ሓድሽ ፃዕርታት ሽምግልና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ሓድሽ ቁጠባ ኩዕሶ እግሪ ዋጋ ደገፍቲ ንዋንጫ ዓለም ክንደይ'ዩ፧
ብሰንኪ’ቲ ገለ ተንተንቲ ኣካል ናይ ሓደ 'ሰፊሕ ለውጢ ኣብ ስፖርታዊ ባህሊ' ዝበልዎ 'ክብሪ ዋጋ' ገለ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ካብ’ቲ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ክእለዩ ተገዲዶም። ዋንጫ ዓለም ኣብ መኽሰብን ብልጭልጭን ኣትኲሩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (04 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 4 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ ትሕዝቶ መደብና፥
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (04 ሰነ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ድሕሪ ሒደት ሰሙናት ኤልኒኖ ስለ ዝጅምር፡ ዓለም ሕማቕ ኵነታት ኣየር ክመጽእ ምዃኑን ንኽትዳሎን መጠንቀቕታ ቀሪቡ ። ሓላፊ ቤት ምኽሪ ኢንዳስትሪ መኻይን [ፋካ] ፡ መጠን ብዝሒ መሸጣ ናይ ኤለትሪክ መኻይን ከም ዘገረሞ ገሊጹ ። ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ልዝብ ክጅምር ኣለዎ።" ልኡኻት ተዓዘብቲ መረጻ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣፍሪቃን ኢጋድን። (ጸብጻብ)
ኤርትራ ምክትል ኣዶ-መንበር መበል 81 ሓፈሻዊ ጒባኤ ሕቡራት ሃገራት ኰይና ተመሪጻ። ኤርትራ ለበዳ ኢቦላ ንምክልኻል ውጥን ከምዘውጽአ ኣፍሊጣ። ንግዝያዊ ምምሕዳር ዝተከአ መንግስቲ ትግራይ ንኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋ ምክትል ፕረዚደንት ገይሩ። ተዓዘብቲ መረጻ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (03 ሰነ 2026)
*** ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን እተካይዶ ዘላ ናይ ድሮንን ሚሳይልን መጥቃዕቲ ፡ ብውሕዱ 22 ሰባት ቀቲሉ ኣሎ ።... *** ** ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገብረ ምርጫ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ነቚጣታት ምርጫ ቆጸራ ድምጺ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow should we talk to children about antisemitism? - SBS Examines: ብዛዕባ ጸረ-ሴማውነት ንህጻናት ከመይ ገይና ነዘራርቦም፧
Hearings for the Royal Commission on Antisemitism and Social Cohesion have revealed many victims and perpetrators of antisemitism in Australia are children…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat to expect when visiting the veterinarian - ናብ ሓኪም እንስሳ (veterinarian) ኣብ ትበጽሕሉ ዝጽበየኩም ኩነታት፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
Regular veterinary visits play an important role in keeping your pet healthy and happy. Find out what to expect at a veterinary clinic in Australia, from…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ኮይነ ምስ ኣቦይ ቡን እተክል ነይረ”- መስራቲ ኣገዮ ኮፊ ዳኒኤል ስዩም
ዳኒኤል ስዩም ምስ በዓልቲ ቤቱ ሶልያናን ወዲ ሽዱሽተ ወርሒ ወዶምን ፡ ኣብ 2016 ኣኣ፡ ን ወለዱ ኣብ ናይ ቡን ሕርሸኦም ንምሕጋዝ፡ ካብ መልበርን ናብ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ እትርከብ ገጠር ኣገዮ ከይዶም። ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመታት ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (02 ሰነ 2026)
** ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ስልጣኑ ንተወሳኺ 5 ዓመታት ዘናውሕ ምርጫ ኣብ ኢትዮጵያ ክግበር ውዒሉ... ** ሕዝቦላህ ነቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ደቡብ ቤሩት እተካይዶ መጥቃዕቲ ደው ንምባል ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ከም እተቐበሎ ገሊጹ ተባሂሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026) ን ሎሚ ሰኑይ 1 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣብ ሕቡራት ህገራት ኣመሪካ ኣብ 1968 በቶም ንልጣን ዝበሓቱ ስሩታት ፖሎቲካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Keep your eye on the ball | Words we use - MiniPod: Keep your eye on the ball | Words we use
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'Keep…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ብዛዕባ ኣብ ግብሪ ክገብሮ መዲብዎ ዘሎ ምምሕያሽ ዝምልከት ሰልፊታት ዋን ኔሽን፡ ግሪንስን ሰልፊ ጥምረትን ብቐጻሊ ይነቕፍዎ ኣለዉ ። ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ኣብ ቪክቶርያ ዝነብሩ ን ህዝባዊ መጓዓዝያ ፡ ክሳዕ መወዳእታ ናይ "ዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምርጫ፡ መረፃ፥ መረጻ
ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ ብ ኣቋጻጽራ ግእዝ 24 ግንቦት ዝካየድ ምርጫ፡ ን42 ፖለቲካዊ ውድባት ን 80 ውልቀ ሕጹያትን ዝውክሉ ልዕሊ 10,430 ሕጹያት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝብታት ክልልን ፌደራልን ኣባልነት ክወዳደሩ እዮም። ልዕሊ 54 ሚልዮን ሰባት ንምምራጽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛልዕሊ 50 ሚሊዮን ህዝቢ ድምጺ ንምሃብ ተመዝጊቡሉ ዝተብሃለ መረፃ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። (ጸብጻብ)
ትግራይ ኣብዚ ዕለት ንካልኣይ ጊዜ ሃገራዊ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተኻየደላ ትተርፍ ዘላ ክልል ኮይና ኣላ። ልኡኽ ‘ዩኔስኮ’፡ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኤርትራ ዕውት ዘተ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። ብልዕሊ 17 ቢሊዮን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ ፋብሪካ ሲሚንቶ ተጎጋ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThat’s not a heatwave, THIS is a heatwave, says WMO - ኤውሮጳን ኤስያን ሙቐት ተለብሊበን፣ ውድብ ሜትዮሮጂ ዓለም ግን 'እዚ'ዩ እቲ ማዕበል ሙቐት' ይብል
A new World Meteorological Organisation report has found the odds are high that the next five years will smash global heat records.The new United Nations…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (28 ግንቦት 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (28 ግንቦት 2026) Check out our podcast collection here
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ግንቦት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኣውስትራሊያ ዓይነት ሓደ ሽኮርያ (type one diabetes) ንኸይወጽእ ክደናጐ ዝኽእል መድሃኒት ኣብ ጥቕሚ ክውዕል ጸዲቑ። ካናዳ ፡ ካብ ብኢቦላ እተጠቕዓ ሃገራት ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ፡ ኡጋንዳ ወይ ደቡብ ሱዳን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛበዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣስመራን መቐለን ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸቢሩ ውዒሉ። (ጸብጻብ)
ጉዳይ ዶብ ምስ ኤርትራ ብግዝያዊ ስምምዕ ክድቅስ ኢትዮጵያዊ መንግስታዊ ትካል ሓቲቱ። ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ዝመርሖ ጕጅለ ተዓዛቢ መረጻ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ዝመጽእ ሰኑይ ዝካየድ መረጻ፡ ትግራይን ሸሞንተ ናቑጣታት ኣምሓራን ከም ዘይካየድ ቦርድ መረፃ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዉዕል ኣብርሃም- ABRAHAM ACCORDS
ነቲ ምስ ኢራን ዘሎ ኲናት ደው ንምባል ኣብ ስምምዕ ንምብጻሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ሃገራት ወሽመጥ ምስ እስራኤል ዘለዎም ርክብ ከመሓይሹ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ጸዊዑ። ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ሜዲያኡ ኣብ ትሩዝ ሶሻል ዝጸሓፎ መልእኽቲ: ሃገራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (27 ግንቦት 2026)
** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ናብ ኣውስትራልያ ክበጽሕ እዩ ፣... ** ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ፡ ብናጻ ብኣፍንጫ ዝወሃብ ክታበት ዝወስዱዎ ዝኽእሉ ገደብ ዕድመ ሰፊሑ... ** ሜክሲኮ፡ቅድሚ ጸወታታት ዋንጫ ዓለም [ፊፋ]ምጅማሩ፡ ነቲ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#111 Water problems at home? |Talking to a plumber (Med) - #111 ኣብ ገዛ ብዛዕባ ማይ|ዝርርብ ምስ ሰራሒ ቡምባ። Water problems at home? |Talking to a plumber (Med)
Learn English useful for describing plumbing problems at home. Practise everyday phrases for explaining issues, asking about cost, and arranging repairs. - ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛA guide to fuel types in Australia | Fuel in Focus - ዓይነታት ነዳዲ ኣብ ኣውስትራሊያ | ኣተኩሮ ኣብ ነዳዲ
Drivers across Australia are paying more at the bowser as fuel prices remain unstable. So does it make sense to go for cheaper petrol options when filling up?…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (26 ግንቦት 2026)
ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ክመሓየሽ እንተኮይኑ ጉዳይ ዶብ ብግዝያዊ ስምምዕ ክድቅስ ከምኡ'ውን ንተጠቃምነት ወደብ ዓሰብ ስምምዕ ክግበርን ከምዘድሊ መንግስታዊ ትካል መጽናዕቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዉልቂ ኣባላት ፓርላማ " ሓድሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (25 ግንቦት 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 25 ግንቦት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ እዞም ዝስዕቡ እዮም፡
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ግንቦት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሎሚ ፌደራላዊ ምርጫ እንተ ዝካየድ ነይሩ ፡ ሰልፊ ዋን ኔሽን ክሳዕ 59 ዝዀኑ መናብር ታሕተዋይ ባይቶ ክሕዝ ይኽእል እዩ ክብል ሓድሽ መጽናዕቱ ኣፍሊጡ። ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ኣፍደገ ዋይት ሃውስ ዝተገብረ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: GOAT | Words we use - MiniPod: GOAT | Words we use
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'GOAT'. -…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ 24 ግንቦት፡ "ሰራዊት ናብ ኣስመራ ክኣቱ የብሉን ዝብል መልእኽቲ ናይ ኢሳያስ ብመገዲ ሸሪፎ ኣቢሉ'ዩ መጺኡና።" ተጋ/ ዳኒኤል ጋርዛ
ኣብ ዉሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 35 መዓልቲ ነጻነት የኽብር ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ካብቶም ኣብ 24 ግንቦት 1991 ናብ ኣስመራ ዝኣተዉ ናይ ፈለማ ተጋደልቲ ዝኾነ ዳንኤል ጋርዛ ብዛዕባ'ቲ ኩነታት ንድሕሪት ተመሊሱ ስምዒቱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛSecond-hand EV sales are surging - even classic cars are going electric - መሸጣ ዘገልገላ (Second-hand) ናይ ኤሌክትሪክ መካይን (EVs) ብናህሪ ይውስኽ፣ ናይ ቀደም (classic) መካይን'ውን ናብ ኤሌክትሪክ ይቕየራ
Australia’s electric vehicle (EV) market hit a new record in April. And sales of second-hand EVs are soaring too. Some owners are also converting classic cars…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወግዓዊ ጽንብል መበል 35 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ። (ጸብጻብ)
ኣብ ናይ ሎሚ ጸብጻብ ል ኡኽና ብፍላይ ብዛዕባ ምኽባር ወግዓዊ ጽንብል መበል 35 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዘተኩር ክኸውን እዩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (21 ግንቦት 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ፕረዚደንት ዩ-ኤስ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ምስ ኢራን ዝግበር ዘተ ሰላም ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ገሊጹ ። ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ነቲ ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዘጋጠመ ኢቦላ ንምምካት ፡ መከላኸሊ ናውትን ናውቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጎደናታት ከተማ ኣስመራ፡ ንመበል 35 ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ንምቕባል ምዕሩግ ባህላዊ ካርኒቫል ቀሪቡ። (ጸብጻብ)
ኣውስትራሊያ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ፓርክ እምባታት ባሌ ንዝተኻየደ መደብ ስልጠና ሓለውቲ ፓርክ ሓገዝ ገይራ። ፖለቲካውን ወተሃደራውን ሓይልታት ዝሓቘፈ "ቤት ምኽሪ ሰላምን ለውጥን" ኣብ ትግራይ ብዕልዋ ስልጣን ዝተቖጻጸረ ሓይሊ ከኣሊ ምዃኑ ገሊጹ።…