Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሓምለ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 20 ሓምለ 2026 ዘዳለናዮ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስጳኛ ን ኣርጀንቲና 1-0 ብምስዓር ኣኽሊል ሻምፒዮን ዓለም ደፊኣ።
ድሕሪ ናይ 104 ግጥማት ን ሓደ ወርሒ ዘይርሳዕ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ፡ ስጳኛ ንኣርጀንቲና 1ብ0 ብምስዓር ነቲ ዝዓበየ ሽልማት ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ዓለም 2026 ክትወስድ ክኢላ ኣላ ። እዚ ጽሟቕ ናይ መወዳእታ ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ እዩ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ስምምዕ ተዂሲ ካብዝፈርስ ንዳሓር ንፈለማ ሰራዊት ኣመሪካ ኣባላቱ ድሕሪ ምስኣኑ ኣመሪካ 'ንቴህራን ብኸቢድ ክምትቐጽዓ' ዋሽንግተን ኣጠንቂቓ። ሰልፊ ጥምረት ነቲ መንግስቲ ብዛዕባ እስላሞፎብያ (ጽልኣት ኣብ ልዕሊ እስልምና) ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራን ኣሜሪካን "ኣድማዒ" ዘተ ኣካይደን ተባሂሉ። (ጸብጻብ)
ኤርትራ፣ ግብጽን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዞባዊ ምትእስሳር ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተዛትየን። መራሒ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ ኣብ መንጎ መራሕቲ ትግራይን ፌደራልን ዝግበሩ ዘለዉ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት 'ግዜ መግዝኢ' እዮም ክብል ዶክተር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ድኽመት ፈረንሳ መወዳእታ እዋናት ኣሰልጣኒ ደሻምፕ ዘመልክት'ዩ፣ ጸገም እንግሊዛውያን ድማ ንጹር መንነት ኣጸዋውታ ክህልዎም ዘይምኽኣሉ'ዩ፣" ትንታነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ
ክቡራት ሰማዕትና ከመይ ትኾኑ! ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም 2026 ናብ ፍጻመ ገጹ ኣቕኒዑ ይርከብ። ሰሉስ ስፐይንን ፈረንሳን ኣብ ዘካየደኦ ቀዳማይ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ስፐይን ብዘተኣማምን ክበሃል ዝከኣል 2-0 ተዓዊታ፡ ሽቶታታ ድማ ሚከል ኦያርዛባልን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣርጀንቲና ን እንግሊዝ ስዒራ ኣብ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ኣንጻር ስጳኛ ክትገጥም እያ።
ኣርጀንቲና ን እንግሊዝ ብዘደንቕ ጸወታ 2ብ1 ስዒራታ ፣ ሊዮነል መሲ ድማ በቲ ንተዓዘብቲ ዘገረመ ጥበብ ኣጸዋውታኡ ነታ ጋንታ ናብ ፍጻመ ኣብቂዕዋ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 35 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (16 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልእ ማዕበላዊ መጥቃዕትታት ጀሚራ ። ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ፡ ለበዳ ኢቦላ ናብ 2000 መልከፍቲ በጺሑ ። ኣርጀንቲና ኣብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ኣንጻር እንግሊዝ ገጢማ 2ብ1…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ንፖሊሲታት ‘ውድብ ብልጽግና’ ብምኹናን ንዞባዊ ምርግጋእ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ። (ጸብጻብ)
ኤርትራ ንፖሊሲታት ‘ውድብ ብልጽግና’ ብምኹናን ንዞባዊ ምርግጋእ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ። ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክካየድ ጀሚሩ; ወከልቲ ትግራይ ኣብቲ 'ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ' ዝተባህለሉ ዘተ ከይተሳተፉ ተሪፎም። ሓንቲ ኮሚሽነር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብዕድመ ዝኣረጉ ሰባት ዝመልእዎ ኮንግረስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ:
እዚ ሕጂ ዘሎ ናይ ኣመሪካ ኮንግረስ ፡ ኣብ ታሪኽ ሳልሳይ ዓበይቲ ዝመልእዎ ኮይኑ ፡ እቶም ኣብ ኡ ዘለዉ ዝነውሕ ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ይርከብዎ ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ፡ ሊንድሰይ ግራሃምን ምማቱን ሚች ማኮነልን ድማ ኣብ ሆስፒታል ምናዩን፡ እቲ ብዛዕባ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (15 ሓምለ 2026)
***ኮንጎ ፡ ነቲ ብ15 ግንቦት ንፈለማ ግዜ ከምዝተራእየ እተነግረ ፡ ክሳዕ ሕጂ ሕክምናን ክታበትን ዘይተረኽቦ ሳሕቲ ዘጋጥም ሕማም ኢቦላ ብቐጻሊ ትቃለሶ ኣላ ። ***ዶናልድ ትራምፕ ብ ሆርሙዝ ኣብ ዝሓልፋ መራኽብ 20 ሚእታዊ ከኽፍለን ዝወጠኖ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat are the rules for taking photos in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ ስእሊ ንምስኣል እንታይ ሕግታት'ዮም ዘለዉ?
Whether you’re new to taking photographs, a social media content creator or a professional photographer, it’s important to be aware of where you can and can’t…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (14 ሓምለ 2026)
***ላዕለዋይ ወተሃደራዊ እዚ ኢራን ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መጻኢ ሆርሙዝ ኣብ ምውሳን ግደ ከም ዘይብላን ኣብቲ ናይቲ መጻብቦ ኵነታት ጣልቃ ክትኣቱ ከም ዘየፍቀድን ገሊጹ። *** ልዕሊ 120 ስድራቤታት ብሰራሕተኛ ቻይልድ ኬር ግዳያት ምዃኖም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጉዕዞ ፈረንሳ፡ ስጳኛ፡ ኣርጀንቲናን ኢንግላንድን ናብ ርብዒ ፍጻመ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026
ካብተን ኣብዚ ዋንጫ ዓለም 2026 እተሳተፋ 48 ጋንታታት ፡ እተን ኣርባዕተ ጥራይ ተሪፈን ኣለዋ ፣ ኣብ መወዳእታ ውድድር ዋንጫ ዓለም ድማ ፡ ፈረንሳ ፡ ስጳኛ ፡ እንግሊዝን ኣርጀንቲናን ኮይነን ኣለዋ ። እቲ ውድድር ፡ቅድሚ ናይ ፍርቂ ፍጻመ ረቡዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ መጻብቦ ሆርሙዝ ድሕሪ ምዕጻዉ፡ ኣመሪካን ኢራንን ፡ ብከቢድ ሚሳይላትን ድሮንን ተታዂሰን። ቻይና ኣብ ፓሲፊክ እተካይዶ ዘላ ፈተነ ኑክሌራዊ ዓቕሚ ዘለዎ ሚሳይል ፡ መሻርኽቲ ኣውስትራልያ ኣብ ጸጥታ ብሓባር ደው ንኽብሉ ደሪኹ ከም ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእንግላንድ ብበሊንግሃም ዝተረኽባ ሸቶታት፡ ኣርጀንቲና ድማ ንስዊዘርላንድ ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም 2026 ሓሊፈን።
እንግሊዝ ድሕሪ ካልእ ብሉጻት ሸቶታት ናይ ጁድ ቢንግሃም ናብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ክትሓልፍ ከላ ፡ ኣርጀንቲና ድማ ነታ 10-ተጻወቲ ሒዛ ዝተረፈት ስዊዘርላንድ ብምስዓር ናይ ዋንጫ ዓለም ምርኩስ ብምግባር ናብ ግጥም ፍጻመ ሓሊፋ ኣላ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞታት ኣንጻር መን'ዩ - መጻእቲ፧ ወረቐት ዘይብሎም፧ ወጻእተኛታት፧ እቲ ምኽንያት ከ፧
ኣወሃሃድቲ ኣድማ፣ ኣንጻር ወረቐት ዘይብሎም መጻእቲ ኢና ንቃወም ዘለና ይብሉ፣ እንተኾነ ግን ገሊኦም ካልኦት ምኽንያታት’ውን ከላግብሎም ደልዮም ከስፍሕዎ ይደልዩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛህወሓት፥ "ምስ ኤርትራን ሱዳንን ብሓባር ይሰርሕ ኣሎ።" ንዝብል ክሲ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ነፂጉ። (ጸብጻብ)
ኮለጅ ስነ ፍልጠት ማይ ነፍሒ ከምህሮም ዝጸንሐ 300 ተመሃሮ ብመዓርግ ቀዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ። ብሪጣንያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ምህላዉ ገሊጻ። ኤርትራ፡ ንምስሳን መሬትን ኣከባብን ዝውዕል ናይ 8.4 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ SBS ትሕዝቶ ትግርኛ ፖድካስት (09 ሓምለ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 9 ሓምለ 2026 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዚ ዝስዕብ እዩ፥
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዋንጫ ዓለም ፊፋ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ መንጎ ፈረንሳን ሞሮኮን ፡ ብዝግበር ዉድድር ርብዒ ፍጻመ ክጅመር እዩ።
ዋንጫ ዓለም ፊፋ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ መንጎ ፈረንሳን ሞሮኮን ፡ ብዝግበር ዉድድር ርብዒ ፍጻመ ክጅመር እዩ። ክልቲኤን ሃገራት ኣብ 2022 ቐጠር ኣብዝተገብረ ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ተራኺበን ፈረንሳ ስዒራ ኔራ። ሞሮኮ ሕነኣ ትፈዲ ዶ ትኸውን ወይስ ፈረንሳ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ዴንማርክ ንግሪንላንድ ካብ ወረራ ኣመሪካ ንምክልኻል ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። ተልስትራ ፡ እቲ ናይ መራኸቢ መርበቡ ከምዝተዓረየ ገሊጹ። እቲ ትማሊ ዘጋጠመ ምቁራጽ መርበብ ብደረጃ ሃገር ኣገልግሎት ሞባይል ፡ ስርዓተ መጓዓዝያ ባቡርን ገለ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ብራዚል ኣይግድን...፣ ኬፕ ቨርደ ግን መቐረት ፈጢሮምን ብዝሒ ህዝቢ ኣብ ብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ወሳኒ ከምዘይኮነ ኣመስኪሮምን፣" ትንተና ዋንጫ ዓለም ምስ ነጋ ወልደጊዮርጊስ
ክቡራት ሰማዕትና፣ ከመይ ትኾኑ። ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ (ዩኤስኤይ)፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘአንግድኦ ዘለዋ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ናብ ርብዒ ፍጻመ በጺሑ’ሎ። 48 ሃገራት ኣሳቲፉ ታሪኻዊ ውራይ ብምዃን ናብ ምዝዛም ገጹ ኣብ ዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛግብጺ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ብኣልማማ ትኣስርን ተባርርን ከም ዘላ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ዶ/ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ዝተሸለምዎ 50 ሽሕ ዶላር ግዳያት ኲናት ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣበርኪቶም። ፖሊስ ከተማ ኣኽሱም ኣብ መንበሪ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ጥይት ተኲሶም ንዝበሎም ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣርጀንቲናን ስዊዘርላንድን ናብ ርብዒ ፍጻመ ጸወታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሓሊፈን።
ኣርጀንቲና ኣደናቒ ውጽኢት ኣንጻር ግብጺ ምስረኸበትን ስዊዘርላንድን ብፍጹም ቅላዕ መጥቃዕቲ ንኮሎምቢያ ምስ ሰዓረት ሎሚ ኩለን ናብ ርብዒ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ዝሓለፋ ተፈሊጠን። እዚ ጽሟቕ ናይ መበል 27 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛBonus Practice: #114 Talking about the Census and data security (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS : #114 Talking about the Census and data security (Med)
Practise speaking the dialogue from episode #114 Talking about the Census and data security. - Practise speaking the dialogue from episode #114 Talking about…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣይኰነንዶ ሻዕብያ፡ ወያነን ሱዳንን፡ ካልእ እውን እንተ ተወሰኸ፡ ስግኣት የለን፡" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜና)
** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ፡ ካብ ሎሚ [ረቡዕ 8 ሓምለ] ጀሚሩ ኣብ ኣውስትራሊያ ይበጽሕ ኣሎ... ** ኣብ ብዙሓት ክፋላት ኣውስትራሊያ ፡ መራኸቢ ተለስትራ ኣቋሪጹ... ** "ኣይኰነን ዶ ሻዕብያ፡ ወያነን ሱዳንን፡ ካልእ እውን እንተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ2026 Census: What you need to know to ensure you’re counted - መጽናዕቲ ህዝቢ (Census) 2026 : ከም ተቖጸርኩም ንምርግጋጽ ክትገብርዎ ዝግባእ ነገራት፡
The 2026 Census is on Tuesday 11 August and every person in Australia on this night must be counted. Census data is used to understand where we live, the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (07 ሓምለ 2026)
** ሰልፊ ጥምረትን መንግስትን ነቲ ቻይና ኣብ ፓሲፊክ ዘካየደቶ ፈተነ ሚሳይል ኮኒኖምዎ ... ** ኣብ ስሪላንካ ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ ብእተላዕለ ናዕቢ ፡ሽዱሽተ ሓለውቲ ዝርከብዎም ዕስራን ሓሙሽተን ሰባት ተቐቲሎም ... ** ስጳኛ ንፖርቹጋል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (6 ሓምለ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 06 ሓምለ 2026 ዘዳለናዮ ምሉእ ትሕዝቶ ዜና፡ ትንታነ፡ ጸብጻብ ልኡኽና፡ ቃለ መሕትት፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፦
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኖርወይ ንብራዚል ኣምበርኪኻታ፡ ሕልሚ መክሲኮ ኣብ ቅድሚ ህዝባ ተበቲኑ።
ነርወይ ነታ ኣብ ዋንጫ ዓለም ሓሙሽተ ግዜ ሻምፕዮን ንዝኾነት ብራዚል ብምስዓር ኣብ ርብዒ ፍጻመ ቦታኣ ሒዛ ። ካብ ኣአንገዲቲ ሃገራት ዝኾነት ሜክሲኮ "ውን ኣብ ሜዳኣ ኣብ ቅድሚ ኣሻሓት ደገፍታ ብ እንግሊዝ 3-2 ድሕሪ ምስዓራ ካብቲ ውድድር ወጺኣ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (06 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ብሰንኪቲ ኣብ ቨንዙወላ ዘጋጠመ ማንታ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዘስዕቦ ጕድኣት ፡ 9.65 ቢልዮን [6.7 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ] ክኸውን ከም ዝኽእል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሚቱ ፣ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ናይ ኣመሪካ መዓልቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት 53 ቶን ወርቂ ከም ዝባኸነ ተገሊፁ። (ጸብጻብ)
ኤርትራ ኮለጅ ዋኒንን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ፡ ብዝተፈላለየ ዓውድታት ዘምሃሮም 1,018 ተመሃሮ ብዲግርን ዲፕሎማን ኣብ ኣስመራ ኣመሪቑ። ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምህሮም ዝፀንሐ 2931 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛልዕሊ 25 ሽሕ ሓደስቲ ኣውስትራልያውያን ሚልየነራት ኣካል ናይ'ቲ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ግሎባዊ ጉጅለ ሕብረተሰብ ሃብታማት ኮይኖም።
ስዊዘርላንዳዊ ባንክ ዩቢኤስ፡ ዓለማዊ ሃብቲ ካብ 2017 ንደሓር ብዝቐልጠፈ ናህሪ ሰፊሑ ክብል ደምዲሙ። ስለምንታይ ከምኡ ከምዝኾነ ኣብ’ዚ ተገሊጹ ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢንግላንድን በልጂምን ብክንደይ ቀይቀይ ናብ ዝቕጽል ሓሊፈን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብቐሊሉ ናብ ዙር 16 ሓሊፋ።
ኣብ ካልኣይ እብረ ጸወታ ሃብሮማት ሃሪ ኬንን ዩሪ ቲልማንስ ን ብዘመዝገብወን ሸቶታትኢንግሊዝን ቤልጁምን ናብ ሰንጠረዥ 16 ክጽምበራ ከለዋ ዩናይትድ ስቴትስ ግን ካብ ቦዝኒያ ሆርዞጎቪና ቐሊል ብድሆ ገጢምዋ እያ ናብቲ ዙር ሓሊፋ። እዚ ናይ መበል 21…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (02 ሓምለ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 2 ሓምለ 2026 ዘተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ ፦
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (02 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ጉጅለታት ኣድሕን ኣብ ቨነዝዌላ ድሕሪ ዘጋጠመ ማንታ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝድሕኑ ሰባት እንተረኸቡ ቃልሶም ቀጺሎም። ኢትዮጵያዊት ኣመሪካዊት ሜላት ኪሮስ ኣብ ምርጫ ኮንግረስ ኣመሪካ ንብዙሕ ዓመታት ስልጣን ሒዛ ንዝጸንሐት ኣባል ኮንግረስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፖሊስ ትግራይ ብለይቲ ዝግበሩ ጕዕዞ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)
ባንክ ኤርትራ፡ ጽኑዕ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ። ህወሓት ምስ ፌደራል መንግስቲ ንምድርዳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይኮነስ ሳልሰይቲ ሃገር ከም ዝደሊ ገሊጹ። ፖሊስ ትግራይ ብለይቲ ዝግበሩ ጕዕዞ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ። ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈጸሙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (01 ሓምለ 2026)
** ንብሚሊዮናት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ደሞዞም ካብ ሎሚ ክውስኽ እዩ... ** ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሓደ ናይ ረድኤት ቃፍላይ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓያሎ ሰራሕተኛታት ረድኤት ተቐቲሎም... ** ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር ስደተኛታት ተቓውሞታት ክካየድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to get into inclusive football in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ንጥዕና ክትጻወቱ ይኹን ኣብ ክለባት ኩዕሶ እግሪ ክትጥርነፉ ምስ ትደልዩ ከመይ ትጅምሩ፧
It’s no exaggeration when we hear that the FIFA World Cup is bringing the world together. After all, football is known as the world’s most popular sport. But…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ዕላማ'ዚ ምትእኽኻብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ፡ ካብ ፖሎቲካን ሃይማኖትን ካልእን ጸግዒ ዘይብሉ ነጻ ርክብ ንምፍጣር'ዩ።" ኣሌክስ
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመጹ ናይ ቀደም ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ተመሃሮ ተኣኪቦም ኔሮም። ናይዚ ርክብ ዕላማ፡ ነዚ ንምውዳብ ዝተሓልፈ ላዕሊ ታሕቲን ውጽኢታቱን መጻኢ መደባቱን ዝምልከት ምስ ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ መደብ ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (30 ሰነ 2026)
ንሎሚ ሰሉስ 30 ሰነ 2026 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ዝሃሰያ ቬንዙዌላ ጻዕርታት ምድሓን ህይወት ብድሕሪ ምንቅጥቃጣት ይሰናኸሉ፣ * ቴህራን ዝተመደቡ ዝርርባት የለውን ኣብ ትብለሉ ዋይት ሃውስ ግን ላዕለዎት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (29 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 29 ሰነ 2026 ዝተዳለወ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሰነ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ብናይ ወጻኢ ፈጠርቲ ትሕዝቶ ኣብ ኦንላይን ንዋን ኔሽን ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ኣዚዩ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ሳራ ሃንሰን ያንግ ገሊጻ። ሓለዋ ሰውራ ኢራን፡ ኣብ መላእ እቲ ዞባ ሓድሽ ተጻብኦታት እናተዘርግሐ ኣብዝኸደሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Hammered | Words we use - MiniPod: Hammered | Words we use
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ ብምስዓር እታ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዝሓለፈት ሃገር ክትከውን ኪኢላ።
ካናዳ፥ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ሸቶ ብምእታው ንልቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሰብር ተዓዊታ። በዚ ድማ ካናዳ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ ናይ ዙርያ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ካብ ሃገራ ዋጻኢ ዓወት ዝረኸበት ኣኣንጋዲት ሃገር ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ ። እዚ ጽሟቕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትቕበል ምዃና ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ትግራይ እናኸረረ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ከምዘሻቐሎ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ሚኒስተር መዚዙ። ፔን ኢንተርናሽናል ንመንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ እሱራት ጋዜጠኛታት ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኬፕ ቨርደ፣ ተኣምራታ ኣብ ዋንጫ ዓለምን ሚልዮናት ተኸተልቲ ዝኸሰበ ሓላው ልዳታን
500 ሽሕ ሰባት ጥራይ ዘለውዋ ሃገረ ኬይፕ ቨርደ (ብቋንቋ ፖርቱጊዝ ካቦ ቨርደ ተባሂላ ትጽዋዕ) ነቶም ኣብ ኣውስትራልያ’ውን ዝነብሩ ተወላዶኣ ዘሐጎሰ ኩሉ ግምታት ኣምኪና ናብ ዙርያታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ በጺሓ’ላ። ኬፕ ቨርዳውያን ደገፍቲ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ቋንቋ ትግርኛ ብስሩዕ ደረጃ ኣይማዕበለን፡ ነናይ ወለዶኡ እዩ ዝዝረበሉን ዝጸሓፈሉን ዘሎ” ኣርኣያ ካሳ
ኣቶ ኣርኣያ ካሳ፡ ንነዊሕ ዓመታት ቋንቋ ትግርኛ ንምምዕባል ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ መጽናዕትታት ገይሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጽሑፋት ዘቕርብ እዩ። ቋንቋ ትግርኛ ትማልን ሎሚን ከመይ ከምዘሎን ንኽምዕብል ዘድልዩ ነገራት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዲ ኣር ኮንጎ ናብ ዝቕጽል ውድድራት ብምሕላፍ ታሪኻዊ ዓወት ዝተመዝገበሉ 32 ዝሓለፋ ሃገራት ተፈሊጡ ናይ ጉጅለ ዉድድራት ተዛዚሙ፡ : World Cup Daily
ዲ.ኣር. ኮንጎ ንመጀመርታ ግዜኣ ብዘደንቕ ኩነታት ኣብ መበል 17 መዓልቲ ዉድድራት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ንፈለማ እዋን ናብ ጉጅለ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሰጊራ። ኣልጀርያን ኦስትርያን ብማዕረ ብምውጻአን ፡ ናይ ኢራን ተስፋ ምሕላፋ በኒኑ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብራዚል ኣብ ጉጅለ C ቀዳማይ ተራ ተሰሪዓ ነይማር ኣብ ጸወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ከተስልፎ ትቕርቦ; (ጽሟቕ ጸብጻብ መዓልቲ 14 ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026)
ብራዚል ኣብ መስርዕ መድረኽ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ተሰሪዓ ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ታሪኽ ሰሪሓ ፣ ሶኮሩስ ግና ቅድሚ እቲ ምስ ፓራጓይ ትገብሮ ወሳኒ ግጭት ፡ ካልእ ማህሰይቲ ተጻዋታያ ኣጋጠሙዋ ። ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 14 መዓልቲ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 እዩ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (25 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሓሙስ 25 ሰነ 2026 ዝተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ሲቪላዊ ትካላት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ሓድሽን ኣዝዩ ዝለዓለን ደሞዝ ተገይሩሎም።" ሚ/ር ዜና ኤርትራ (ጸብጻብ)
*ኪዳን ምትሕብባር ንሓድነት ኢትዮጵያ ብምርጫ ዝተዓወቶም መንበራት ከምዘይርከብ ኣፍሊጡ፤ ኣባላቱ እውን ፓርላማ ከይጽንበሩ ኣጠንቂቑ። *ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ሰብ-መዚ ትግራይ ሓድሽ ዘውጽእዎ ሕጊ ግዱድ ወታደራዊ ኣገልግሎት ክስርዙ ሓቲቱ። *ዜጋታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛCan nature help tackle loneliness? - SBS Examines፥ ተፈጥሮ፡ ጽምዋ ኣብ ምምካት ክሕግዝ ይኽእል ዶ፧
In a recent study of LGBTQIA+ asylum seekers and refugees, nature was used not just as a meeting place, but as an environment where participants felt safe…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሮናልዶ ኣብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ሽዱሽተ ግዜ ሸቶ ዘመዝገበ ናይ ፈለማ ተጻዋታይ ኮይኑ: ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 13 ጸወታታት ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026
ኣገዳሲ ምዕባለ ንሉካ ሞድሪችን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ክብረ ወሰን ንክሪስቲያኖ ሮናልዶ ከም ኡውን ጋንታ እንግሊዝ ቅጥቀጥ ዝበለትሉ ጸወታ ናይ ሎሚ ጸብጻብ ዝሓዘ እዩ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 13 ጸወታታት ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 እዩ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (24 ሰነ 2026)
** ዝቕባበ ኣብ ኣውስትራሊያ ትሒቱ... ** ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንወጻኢ ትልእኮ ነዳዲ ወሲኹ፡... ** ደቡብ ሱዳን፡ ድሕሪ ናጽነታ ንፈለማ እዋን፡ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ መርጫ ክተካይድ ምዃና ተፈሊጡ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe Torres Strait Islander Flag: Land, Sea and People - ባንዴራ፡ መሬት፡ ባሕርን ህዝብን ቶረስ ስትሬት ኢይላንደር
In Australia, you might see three flags flying together: the Australian National Flag, the Aboriginal Flag and the Torres Strait Islander Flag. Aboriginal…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (23 ሰነ 2026)
* ኣብ ኣውሮጳ ብዘሎ ሓያል ሙቐት 18 ሰባት ቀቲሉ።...** ** ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ድሕሪ ምግላጹ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ ፡ን ሰር ከይር ስታርመር ምስጋና ኣቕሪቡ ።...** ** ሊዮነል መሲ ኣብ ታሪኽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 22 ሰነ 2026 ዝተዳለወ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ፥
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ዋጋ ነዳዲ ንምፍኳስ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ንተወሳኺ ሓደ ወርሒ ክቕጽል ተወሲኑ። ሓያሎ ሃገራት ኣውሮጳ ፡ ኣብ ሱዳን ኣብ ከባቢ ኤል ኦቤድ መጠነ ሰፊሕ ምፍንቓል ህዝቢ ከስዕብ ዝኽእል ካልእ መጥቃዕቲ ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣጠንቂቐን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመዓልታዊ ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም Word Cup 2026: ስጳኛ ናብ ንቡር ክትምለስ’ከላ ካቦ ቨርደ ድማ ኣብ ዋንጫ ዓለም ታሪኽ ትሰርሕ:
ስጳኛ ድሕሪ ወዲቓቶ ዝጸንሐት ናብ ንቡር ቦታኣ ብምምላስ ንመሪሕነት ጉጅለ H ወኒናቶ ፣ ካቦ ቨርደ ከኣ ኣንጻር ኡራጓይ ገጢማ ታሪኻዊ ናይ ፈለማ ሸቶ ዋንጫ ዓለም ብምርካብ ብማዕረ ነጥቢ ተፈላልያ። በልጅዩምን ኢራንን ኣብ ጉጅለ G ክፈላለያ ኣይከኣላን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Banger | Words we use - MiniPod: Banger | Words we use
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘Banger’…