Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢንግላንድን በልጂምን ብክንደይ ቀይቀይ ናብ ዝቕጽል ሓሊፈን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብቐሊሉ ናብ ዙር 16 ሓሊፋ።
ኣብ ካልኣይ እብረ ጸወታ ሃብሮማት ሃሪ ኬንን ዩሪ ቲልማንስ ን ብዘመዝገብወን ሸቶታትኢንግሊዝን ቤልጁምን ናብ ሰንጠረዥ 16 ክጽምበራ ከለዋ ዩናይትድ ስቴትስ ግን ካብ ቦዝኒያ ሆርዞጎቪና ቐሊል ብድሆ ገጢምዋ እያ ናብቲ ዙር ሓሊፋ። እዚ ናይ መበል 21 ጽሟቕ ጸብጻብ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.