skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ ብምስዓር እታ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዝሓለፈት ሃገር ክትከውን ኪኢላ።

ካናዳ፥ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ሸቶ ብምእታው ንልቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሰብር ተዓዊታ። በዚ ድማ ካናዳ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ ናይ ዙርያ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ካብ ሃገራ ዋጻኢ ዓወት ዝረኸበት ኣኣንጋዲት ሃገር ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ ናይ መበል 18 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.