Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛበዓል ኣሸንዳ ፥ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ኣደባባያት መቐለ ከይተኻየደ ተሪፉ ። (ጸብጻብ)
ኣብ ኣደባባያት መቐለ ከይካየድ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ዝተሰረዘ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዶባት ኤርትራ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኤርትራ መሃይምነት ንምጥፋእ፡ ናይ 5 ዓመት ስትራተጂካዊ ውጥን ተሓንጺጹ ። ሃገራዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛPrepare now: authorities flag significant spring bushfire risk - ሕጂ ተዳለዉ! ሰብመዚ ልዑል ሓደጋታት ሓዊ ዝመጽእ ወቕቲ ከምዝህልዉ የጠንቅቑ
Australians are being urged to prepare for a potentially challenging spring, with an elevated bushfire risk forecast across several parts of the country…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛተዘክሮ ኣሸንዳ፡ ‘ናይ ወለድና ቀምሽ ተኸዲንና ንፃወት ኔርና’ ወ/ሮ ኣበባ ሓጎስ
ኣብ ኣወስትራልያ ን 32 ዓመታት ዝተቐመጠት ነባሪት መልበርን ወ/ሮ ኣበባ፡ ካብተን ባህሊ ኣሸንዳ ከይርሳዕ ዓመት መፀ ከይተሓለላ ዝጉስጉሳን ዘምህራን ሓንቲ እያ። ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ኣብታ ዝተወለደትላ ከተማ መቐለን ኣብዚ ኣብ ኣወስትራልን ዝምልከት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)
ንሎሚ 20 ነሓሰ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ኣብ ጋዛ ንዞሚ ፍራንኮም ን ን ካልኦት ሽዱሽተ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ዝቐተለ ስርሒት ዝምልከት ክግበር ዝጸንሐ መርመራ ገበን ንምዕጻው ምውሳኑ ፡ኣውስትራሊያ ምቚጣዓ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ፔኒ ዎንግ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።
ኣብ ትግራይ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተኻየደ ሰበስልጣን እቲ ክልል ገሊጾም። ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ "ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ ከምዘሎ ዘመላኽት እዩ " ክብል ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ንመንግስቲ ፌደራል ከሲሱ። ኤርትራ ንኲናት ዝዕድምን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።
ብዛዕባ ማዕከን ሃገራዊ መድሕን ስንክልና ዝምልከት ዝተመሓየሸ ሕጊ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ፓርላማ ክትዕ ክግበረሉ ድሕሪ ምቕናይ ብደገፍ ሰልፊ ጥምረት ኣብ ላዕለዋይ ባይቶ ጸዲቑ ኣሎ ። እቲ ሕጊ ብቐንዱ ነቲ ኣብ ባጀት ግንቦት ዝቐረበ ምጉዳል ወጻኢታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#117 Borrowing books at the library (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS #117 Borrowing books at the library (Med)
Learn English useful for visiting a library. Practise everyday phrases for returning borrowed items, asking about late fees and due dates, renewing items…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ትግራይ ከባቢ መቐለ መጥቓዕቲ ድሮን ተፈጺሙ። (ጸብጻብ)
**ግብጺ ፡ ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ማይ ኒል ዝምልከት ንኢትዮጵያ ኣጠንቂቓ፡ ** ወጻኢታት ኣብ ስንክልና ንምንካይ ተባሂሉ ዝወጸ ኣካራኻሪ ሕጊ እተገብረ ምምሕያሽ ፡ ብላዕለዋይ ባይቶ ጸዲቑ ። ** ዶናልድ ትራምፕ ብዛዕባ መጻብቦ ሆርሙዝ ዝምልከት ዘቕረቦ ሕቶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛBirth and pregnancy care options in Australia - ኣማራጺታት ክንክን ሕርስን ጥንስን ኣብ ኣውስትራሊያ፡
If you're first-time parents in Australia, choosing where and how to give birth can feel overwhelming. Whether you go through the public or private health…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናብ ትግራይ ካብ ዝኣቱ፡ ካብ ትግራይ ዝወጽእ ብዝሒ ሰብ እናወሰኸ ይኸይድ። (ጸብጻብ)
** ዘተ ሰላም ኣብ ኣዕጹው ማዕጾ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋኣን፡ ኢራን ኣብ ልዕሊ ኣመሪካ መጥቃዕቲ ከምትፍኑ ኣፈራሪሓ። ** ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽንያት ወጥርን ስግኣት ውግእን ፣ ናብ ትግራይ ካብ ዝኸዱ ሰባት ንላዕሊ፣ ካብ ትግራይ ናብ ማእከላይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 2026)
ንሎሚ 17 ነሓሰ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 20260
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ነቲ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ መጀመርታ ግዜ ናብ ኣውስትራልያ ዝበጽሕ ዘሎ፡ ንቀዳማይ ሚኒስተር ታይላንድ ኣኑቲን ቻርነቪራኩል ክቕበሎ እዩ ። ሓለቓ ሰራዊት ኢራን ፡ ወተሃደራት ኣመሪካ ኣብ ኢራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስታት ፌደራን ክልል ትግራይን ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ኣብ ምፍታሕ ከድህቡ ሕቡራት መንግስታት ፀዊዑ። (ጸብጻብ)
ሰበስልጣን ፌደራላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣብ ህዝቢ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ኣብ ምፍታሕ ከድህቡ ሕቡራት መንግስታት ፀዊዑ። ሕብረት ኤውሮጳ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ዲሞክራስን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ከም ዝወደቐ ኣብ ዘውጽኦ ሓዱሽ ጸብጻብ ገሊጹ። ወጻእተኛታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጉዳይ ኒኮላስ ማዱሮ - ዓለም ዘሰንበደ ህሞት፣ ሕጂ ግን ደረታት ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝፍተነሉ ኮይኑ'ሎ
ዓለም ዘሰንበደ ህሞት ኔሩ፣ ሕጂ ግን ደረታት ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ይፍትን ኣሎ። ምትሓዝ ኒኮላስ ማዱሮ ዘይተለምደ መንገዲ ሒዙ’ዩ ናብ ቤት ፍርዲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝበጽሐ። ሕጂ ክኢላታት ዓለምለኻዊ ሕጊ ከመይ ይቃዶ ይካትዕሉ’ለዉ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)
ንሎሚ 13 ነሓሰ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ነዊሕ'ዩ ኮይኑ፡ ንትግራይ ግና ብዝኾነት ሃገር ክልውጣ ኣይክእል እየ፣" ን 40 ዓመታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ።
ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ ንኣስታት 40 ዓመት ኣብ ሲድኒ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ እዩ። ናብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ ክመጽእ ከምዝኸኣለ፡ ምስ መጸ ዘጋጠምዎ ነገራት፡ ኣብቲ ፈለማ ምስ ከምኡ ዝበሉ ስደተኛታት ንምርካብ ዝገበሮ ጻዕርን፡ ዝነበረ ፍቕርን ምርድዳእን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሓደ ላዕለዋይ ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ጥምረት ጽሩይ /ነት ስደተኛታት ኣብ ዓመት ናብ 180,000 ክዉሕድ ኣለዎ ዝብል ዘቕረቦ ርእይቶ ካብ ብጾቱ ኣባላት እቲ ሰልፊ ተቐባልነት ኣይረኸበን ። ካብ ባሊ ናብ ሎሞቦክ ኣብ ባሕሪ ትጓዓዝ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓይልታት ህጹጽ ደገፍ ሱዳን (RSF) ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባዊት ከተማ ተዳቡ መጥቃዕቲ ከፊቱ። (ጸብጻብ)
ተሓላቒ መሰል ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ መንጎ ሰበስልጣን ትግራይን ፌደራልን ንሓደጋ ዝዳርግ “ኣንፈት ኲናት” ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ። ኣብ መዓስከር ዳባት ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሕጂ ውን መጭወይቲ ከም ዘየቋረጸ ተገሊጹ። ሰራዊት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (12 ነሓሰ 2026)
** ኣመሪካን ኢራንን ኣብ ስምምዕ ክበጽሓ ቀሪበን ኣለዋ ክትብል ፓኪስታን ኣፍሊጣ ... ** ትማሊ ኣብዝተገብረ መጽናዕቲ ህዝቢ ዘይመል ኡ ክቕጽዑ ከምዝኽእሉ ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ ሓቢሩ ... ** ኣብ ታሪኽ ሂፕ-ሆፕ ሓደ ካብቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛCan you pick fruit from someone's garden? - ካብ ናይ ሰብ ግራት ፍረታት ምውሳድ ይከኣል ዶ?
Walking through an Australian suburb, you might spot everything from curry leaves and lemons to tomatoes and herbs growing in front gardens or on verges. But…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርናኛ (11 ነሓሰ 2026)
** ኣብ ኮሎምቢያ ድሕሪ አጋጠመ ሓያል ምንቅጥቃጥ ምድሪ ድልያ ህልዋት ይቕጽል ኣሎ። ** ሎሚ ኣብ ዝግበረ መጽናዕቲ ህዝቢ፡ ንሓለዋ ሓበሬታ ዝምልከት መንግስቲ መረጋገጺሂቡ... ** ጃፓን ምውሳኽ ንምክልኻል እተውጽኦ ወጻኢታትን ነቲ ሰላማዊ ሕገ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (10 ነሓሰ 2026)
ንሎሚ 10 ነሓሰ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜን SBS ትግርኛ (10 ነሓሰ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራባዊ ሳብበርብታት ናይ መልበርን ሓደ በዓል ድኳን ድሕሪ ምማቱ ማሕበረሰባዊ ድሕንነት ንምብራኽ ስጉምቲ ይወስድ ከምዘሎ መንግስቲ ቪክቶሪያ ገሊጹ ። ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀድ ቫንስ ፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልትታት ምስ ኢራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ፡ ዞባዊ ትካል ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ክቐውም ጸዊዓ። (ጸብጻብ)
ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ናይ ኢትዮጵያ ጎንፅታት ብዝርርብ ፍታሕ ክረኽቡ ጸዊዑ። ኤርትራ ንመጀመርታ እዋን ኣብ ታሪኻ ኣብ መበል 75 ውድድር ወይዘሪት ዓለም ትሳተፍ ከም ዘላ ተገሊጹ። ቤት ምኽሪ ከተማ ሸራሮ ፕላን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛንኣውስትራልያ ከ ከም ናይ ኤውሮጳን ሰሜን ኣሜሪካን ብርቱዕ ኩነታት ኣየር ከጋጥማ ድዩ፧
ክፋላት ሰሜናዊ ንፍቀ ክቢ ዓለምና ክብረወሰናት ብዝሓማሸሹ ሙቐታት ተሾሊቖም ኣብ ዝሃለውሉ፡ ኣውስትራልያ ድሕሪ'ዚ ዝሑል ወቕቲ ክረምቲ (ዊንተር) እንታይ ዓይነት ኩነታት ኣየር ክህሉ ትጽቢት ትገብር፧
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛንምንታይ ዋጋ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ጎዲሉ፧ ዝርርብ ምስ ኪኢላ ፋይናንስ ህስቂያስ መንግስቴ
ኣብ ኣወስትራልያ ኣብ ዝርከባ ዓበይቲ ከተማታት ዋጋ መንበሪ ኣባይቲ ይቕንስ ኣሎ፣ እዚ ኣብዚ እዋን ተኸሲቱ ዘሎ ምጉዳል ዋጋ ኣባይቲ ብምንታይ ምኽንያት’ዩ፧ ገለ ዓደግቲ ገዛ ተወሳኺ ምጉዳል እንተመጸ ብምሕሳብ እቲ ናይ ምዕዳግ ገዛ መደቦም ዘደንጉዩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (06 ነሓሰ 2026)
ንሎሚ 06 ነሓሰ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (06 ነሓሰ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ፡ብኣማእታት ዝቝጸራ መራኽብ ተኸርዲነን ኣብዘለዋሉ፡ ኣብ መንጎ ኢራንን ዖማንን ዝግበር ዘሎ ዘተ ብዘገምታ ንቕድሚት ይስጕም ኣሎ ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ዋና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛንሕብረት ኣውሮጳ ዘጨነቐ ማዕበል ስደተኛታት
ስጳኛ ኣብ ስደተኛታት ሳይቱ ዝገበረቶ ኣተሓሕዛ ሕብረት ኣውሮጳዊ ሞጒሱ ። እዚ ዝኾነ ድሕሪ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ሞሮኮ ናብ ሰሜን ኣፍሪቃዊት ከተማ ስጳኛ ብማዕበል ዝሰግሩ ስደተኛታት ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ፖሊሲ ፍልሰት እታ ኣህጉር ዝምልከት ክትዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣመሪካ ምስ ኤርትራ 'ምስጢራዊ ስምምዕ' ከም ዘይገበረት ንኢትዮጵያ ኣረጋጊጻትላ። (ጸብጻብ)
ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተፃረርቲ ሓይልታት ዝወገኑ መናእሰይን ናብ ሰላማዊ ናብራ ክምለሱ ዘኽእል ሓዱሽ መምርሒ ኣውፂኡ። ኣመሪካ ምስ ኤርትራ 'ምስጢራዊ ስምምዕ' ከም ዘይገበረት ንካልኣይ ግዜ ኣረጋጊጻ። ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ክልተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat are my rights if stopped by police in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ ፖሊስ ደው እንተቢሉኒ መሰለይ እንታይ እዩ?
Police officers have a range of operational powers they can exercise under legislation, including to ask questions, give ‘move on’ directions and conduct…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (05 ነሃሰ 2026)
** ኢራንን ዖማንን መጻብቦ ሆርሙዝ ዳግም ንምኽፋት ኣብ ግበር ዘሎ ጻዕሪ ፡ ምዕባለታት ይገብራ ከም ዘለዋ ተሓቢሩ ። ** ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ሓድሽ ግጭት ንካልእ ዙርያ "ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዘምርሕ" ከይከውን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣጠንቂቑ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to answer the 2026 Census English proficiency question | Bonus episode - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS: ኣብ እዋን ምምላእ ቆጸራ ህዝቢ 2026፡ ብዛዕባ ክእለት ቋንቋ እንግሊዝኛ ዝቐርብ ሕቶ ብኸመይ ንምልሶ?
How do you choose between "not well", "well" and "very well" when the Census asks about your English? Honorary Professor Lynda Yates explains what these…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (04 ነሓሰ 2026)
** ኣብ መዘናግዒ ቦታ ጸሊም ባሕሪ ናይ ሩሲያ ብምጥቃዕቲ ድሮን ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም ... ** ኩባኒያታት ኣራታዕቲ ኣብ ጸገም ወልፊ ንዘለዉ ተጣላዕቲ ሓሽሽ ምሃቦም ተኸሲሶም ... ** ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ስደተኛታት ናብቲ ኣብ ሰሜን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (03 ነሓሰ 2026)
ንሎሚ 03 ነሓሰ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜናታት SBS ትግርኛ (03 ነሓሰ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ እቲ መንግስቲ ገይርዎ ዝጸንሐ ምጉዳል ግብሪ ኣብ ልዕሊይ ነዳዲ ኣብቂዑ ። እዚ ማለት ዋጋ ነዳዲ ብ17 ሳንቲም ኣብ ሊትሮ ክውስኽ ትጽቢት ይግበር ። ዶናልድ ትራምፕ ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኢራን ክፍጸም ተወጢኑ ዝነበረ መጥቃዕትታት ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፊፋ ንዋንጫ ዓለም ናብ ውልቃዊ ዋንነት ከሰጋግሮ ብርቱዓት ተቓውሞታት ምስ ኣጋጠምዎ ገዲፍዎ
ፊፋ ምስግጋር ናብ ውልቃዊ ዋንነት ዋንጫ ዓለም ብርቱዓት ተቓውሞታት ምስ ኣጋጠምዎ ገዲፍዎ። ፊፋ 20% ብርኪ ወይ ዋንነት ኣብ ዋንጫ ዓለም ናብ ብሕታውያን ኣውፈርቲ ዝሸይጥ ንግዳዊ ኢድ ወይ ጨንፈር ከቕውም እማመ ኣቕሪቡ ኔሩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወከልቲ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ዝባን ሑፃ ርክባት ከም ዘካየዱ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ወከልቲ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ዝባን ሑፃ ርክባት ከም ዘካየዱ ተገሊጹ። ኣብ ሸረሪና መንጎ ሓይልታት ትግራይን ፌደራልን ተወሊዑ ዝነበረ ውግእ ደው ከምዝበለ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ጸብጺቡ። 8ይ ዋዕላ ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን-ኣመሪካውያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)
ንሎሚ 30 ሓምለ 2026 ዝተዳለወ፡ ዜና፡ ጸብጻብ፡ ዜናዊ ትንታነ፡ ቃለ መሕትትን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ምሉእ ትሕዝቶ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ደቡብ ኣውስትራልያ ዓሰርተ ሓደ ኣዕዋፍ ሕማም ሰዓል ኣዕዋፍ H5 ሕማምስ ዘለዎም ድሕሪ ምርካቦም ፡ ዝያዳ እተጠርጠሩ ሕሙማት ኣዕዋፍ ከምዘለዉ ተፈሊጦም ። እቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝቕጽል ዘሎ ዘስካሕክሕ ባርዕ ዱር፡ እናገደደ ኣብዝኸደሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመጠን ዝቕባበ ጎዲሉ፡ ናህሪ ዋጋታት ግና ሕጂ'ውን ልዑል'ዩ ዘሎ፡
መጠን ዝቕባበ ኣውስትራሊያ ኣንቈልቊሉ እዩ ዘሎ: እንተዀነ ግን ጸቕጥታት ክብሪ ዋጋ ገና ልዑል እዩ ዘሎ ። እዚ ኣሃዛት እዚ ሓድሽ ዝመጸ ናይ ሪሰርቭ ባንክ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ወለድ ስለምንታይ ከም ዝውስኽ ወይ ነቲ መጠን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኤርትራ፡ ምእካብ ባጤራ ናቕፋን ኣብ ዕዳጋ ፈጢርዎ ዘሎ ሻቕሎትን፡ (ጸብጻብ)
ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ምስ ኤርትራን ግብጽን ዝግበር ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ርክባት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ብዕዳጋ ዝምራሕ ስርዓት ሸርፊ ወጻኢ ድኽነት ኣብ ክንዲ ዘጉድል ከም ዘጋደደ ሰነድ ፖሊሲ ባንኪ ሓቢሩ። ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (29 ሓምለ 2026)
** ኢራን መጻብቦ ሆርሙዝ ዳግም ንምኽፋት ሓድሽ እማመ ኣቕሪባ... ** ኣመልከቲ ቪዛ ብዛዕባ ጸረ ሴማውነት ዘለዎም ኣረኣእያ ምግምጋም ኣጸጋሚ ከምዝኾነ ሓላፊት ኢሚግሬሽን ኣውስትራሊያ ገሊጻ... ** ኣብ 2025 ዝወሃቡ ናይ ሓዳር ፍትሕ ካብ ቅድሚኡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat is the Garma Festival and why is it important? - ፈስቲቫል ጋርማ እንታይ'ዩ ኣገዳስነቱ'ኸ፧
The Garma Festival is Australia’s largest Indigenous cultural gathering where thousands of people travel to a remote town in Nhulunbuy on northeast Arnhem Land…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ ስደተኛ ናብ ላዕለዋይ ኪኢላ ስርዓተ-ማይ መንግስቲ ኲንስላንድ፥ ዕዉት ጉዕዞ ትምህርትን ስራሕን ኢ/ር ክብሮም ወልዳይ
ኢንጂኔር ክብሮም ወልዳይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ምስዛዘመ ካብ ኣስመራ ናብ ጂማ ብምኻድ ከባብያዊ ጥዕና ኣጽኒዑ። ናብ ኣስመራ ተመሊሱ ኣብ ስራሕ ድሕሪ ምጽናሕን ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ብ ሲቪል ኢንጂኔሪን ተመሪቑ። ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ፓሲፊክ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (28 ሓምለ 2026)
** ኢራን ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ቀጥታዊ ዘተ ኣይተገብረን ትብል፡ ዶናልድ ትራምፕ ንዲፕሎማሲ ዕድል ክህብ’የ ይብል። ** ኣውስትራሊያን ሲንጋፖርን ብዛዕባ ዉሕስነት ነዳዲ ዝምልከት ዉዕል ተፈራሪመን። ** ሰራዊት ሱዳን ኣብ ግዝኣት ሰሜን…

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ነቲ ኣብ በርሊን ኣብ ዝግበር ዝነበረ በዓል ፕራይድ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ሓደ ሰብ ዝቐተለን 29 ድማ ዘቑሰለን ጥርጡር ብጥይት ፖሊስ ከም ዝተቐትለ ፖሊስ ጀርመን ሓቢሩ ። ምምሕዳር ትራምፕ ንዲፕሎማሲ ዕድል ክህብ ብምባል እቲ ኣብ መንጎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓላፊ ቢሮ ፀጥታ ትግራይ ጀነራል ፍስሃ ማንጁስ ካብ ሓላፍነቱ ተኣልዩ። (ጸብጻብ)
በጀት ትግራይ ልዕሊ 65 ቢልዮን ብር ኮይኑ ፀዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ፀጥታ ትግራይ ጀነራል ፍስሃ ማንጁስ ካብ ሓላፍነቱ ተኣልዩ። ዓለምለኸ ፕሮግራም መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዛቱ ንምቕጻል 182 ሚሊዮን ዶላር ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ። ኮለጅ ሕክምናን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ'ተዓዊትናሉ! ፈጺምናዮ!' ምንቅስቓስ ‘ድዱዕ’ ናይ ህንዲ ዓቢይ ዓወት ኣመዝጊቡ
ምውራድ ካብ ስልጣን ሓደ ሚኒስተር፣ ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲ ጠለባት’ቲ ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ ንህንዲ ዝዓብለላ ዓቢይ ምረሻ ተቓውሞ ኣማሊኡ’ሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ ዋንጫ ዓለም ብፍሉይ ንዝክሮም ኣየኖት'ዮም፧ ሓደስቲ ሕግታት ንመቐረት ጸወታ ለዊጦሞ ድዮም፧ ብዝሒ ተሳተፍቲ ሃገራት ከ፧ ትንታነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ
ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም 2026 ብዓወት ስፐይን ከምዝተዛዘመ ዝዝከር'ዩ። ስፐይን 'ብቑዓትን ዝግበኦም ተዓወትን' ተባሂሎም ብብዙሓት ይግለጹ። ኣብ ፍጻመ ዝተሳዕሩ ኣርጀንቲና ግን ኣብ’ቲ መዓልቲ፣ ግጥም፣ ምዱብ ግዚኡ ክዛዘም ኣብ ዝቐረበሉ ኣከፋፋሊኦም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (23 ሓምለ 2026)
ንሎሚ 23 ሓምለ 2026 ዝተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት መደብ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ኣለዎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (23 ሓምለ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነቲ ምስ ስዑዲ ዓረብ እትገብሮ ዓብዪ ኑክልየሳዊ ስምምዕ ንምጽዳቕ ትዳሎ ኣላ: በዚ ስምምዕ ኩባንያታት ኣመሪካ ኣብታ ንግስነት ኒክለሳዊ ኣጽዋር ከማዕብላን ከካይዳን እየን። ክፍሊ ጥዕና ፈደራል ፡ ሰባት ድሕሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#115 Working on the side (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS ትግርኛ#115 ተወሳኺ ስራሕ ምስራሕ፥ Working on the side (Med)
Learn English useful for talking about side hustles and earning extra income. Practise everyday phrases for describing additional work, managing…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራዊ ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም ኣብ መበል 83 ዓመቱ ዓሪፉ፥ (ጸብጻብ)
ኤርትራዊ ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም ኣብ መበል 83 ዓመቱ ዓሪፉ። ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት)፡ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ካልእ ሓድሽ ዘስካሕክሕ ኲናት ከይውላዕ ንምክልኻል ዝዓለመ ናብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ደብዳበ ጽሒፉ። ፌደራል ፖሊስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውሮጳ ብማዕበል ሙቐት ትልብለብ:
ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣውሮጳ ብሰንኪ ሓያል ሃሩር ፡ ይልብለባ ኣለዋ። በዚ ከኣ ፡ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ባርዕ መሮር ካብ ቍጽጽር ወጻኢ እናዀነ ይኸይድ ኣሎ ። ኣብ ዓለም ብቅልጡፍ ትመዉቕ ዘላ ኣህጉር ኤውሮጳ ፡ ብሰንኪ'ቲ ዘሎ ዋዒ ፡ ብድርቅን ኣዕናዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (22 ሓምለ 2026)
** ኣብ ዩክሬን ህዝቢ ናይ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምግባሩ ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ተሸይሙ... ** ቻይና ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ትፍጽሞ ዘላ ተግባራት "ምርግጋእ ዝዘርግን ሓደገኛን ተግባር'ዩ" ክትብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራሊያ ፔኒ ዎንግ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhen can my teenager start work in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ መንእሰይ ዉሉደይ መዓስ'ዩ ስራሕ ክጅምር ዝኽእል?
Teenagers in Australia can undertake paid work under certain restrictions, with general employment rights also protecting young workers. Here’s what you need…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሖቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ባሕሪ ሱዕዲ ዓደብ ዕጽዋ ኣዊጁ (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (21 ሓምለ 2026)
** ኣብ የመን ዝርከብ ብ ኢራን ዝድገፍ ዕጡቕ ሖቲ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ባሕሪ ሱዕዲ ዕጽዋ ኣዊጁ። ** ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኣንዲ በርሃም ቀዳማይ ካቢኔኡ ሸይሙ... ** ዋንጫ ዓለም 2026 ዝተዓወተት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ስጳኛ ኣብ ማድሪድ…