Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንምንታይ ዋጋ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ጎዲሉ፧ ዝርርብ ምስ ኪኢላ ፋይናንስ ህስቂያስ መንግስቴ
ኣብ ኣወስትራልያ ኣብ ዝርከባ ዓበይቲ ከተማታት ዋጋ መንበሪ ኣባይቲ ይቕንስ ኣሎ፣ እዚ ኣብዚ እዋን ተኸሲቱ ዘሎ ምጉዳል ዋጋ ኣባይቲ ብምንታይ ምኽንያት’ዩ፧ ገለ ዓደግቲ ገዛ ተወሳኺ ምጉዳል እንተመጸ ብምሕሳብ እቲ ናይ ምዕዳግ ገዛ መደቦም ዘደንጉዩ ኣለዉ፡ ኣብዚ እንታይ ምኽሪ እዩ ዘሎ? ንዝብሉን ካልእ ምስ ዕዳጋ ገዛ ዝተሓሓዙ ሕቶታት ክምልስ ልኡኽና ሃይሉ ሳህለ ንበዓል ሞያ ፋይናንስ ህስቂያስ መንግስቴ ሓቲቱ ዘዋደዶ መደብ ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.