Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ተዓዊትናሉ! ፈጺምናዮ!' ምንቅስቓስ ‘ድዱዕ’ ናይ ህንዲ ዓቢይ ዓወት ኣመዝጊቡ
ምውራድ ካብ ስልጣን ሓደ ሚኒስተር፣ ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲ ጠለባት’ቲ ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ ንህንዲ ዝዓብለላ ዓቢይ ምረሻ ተቓውሞ ኣማሊኡ’ሎ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.