Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ነዊሕ'ዩ ኮይኑ፡ ንትግራይ ግና ብዝኾነት ሃገር ክልውጣ ኣይክእል እየ፣" ን 40 ዓመታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ።
ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ ንኣስታት 40 ዓመት ኣብ ሲድኒ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ እዩ። ናብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ ክመጽእ ከምዝኸኣለ፡ ምስ መጸ ዘጋጠምዎ ነገራት፡ ኣብቲ ፈለማ ምስ ከምኡ ዝበሉ ስደተኛታት ንምርካብ ዝገበሮ ጻዕርን፡ ዝነበረ ፍቕርን ምርድዳእን ብሓፈሻ ህይወቱ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከምዘሕለፎ ኣዕሊሉና ኣሎ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.