Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራዊ ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም ኣብ መበል 83 ዓመቱ ዓሪፉ፥ (ጸብጻብ)
ኤርትራዊ ኣምባሳደር ሰመረ ርእሶም ኣብ መበል 83 ዓመቱ ዓሪፉ። ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት)፡ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ካልእ ሓድሽ ዘስካሕክሕ ኲናት ከይውላዕ ንምክልኻል ዝዓለመ ናብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ደብዳበ ጽሒፉ። ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ቀይዲ ዘእተዎም 17 'ሓደገኛታት' ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ሰባት ዕላዊ ገይሩ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ተመያዪጦም።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.