skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፊፋ ንዋንጫ ዓለም ናብ ውልቃዊ ዋንነት ከሰጋግሮ ብርቱዓት ተቓውሞታት ምስ ኣጋጠምዎ ገዲፍዎ

ፊፋ ምስግጋር ናብ ውልቃዊ ዋንነት ዋንጫ ዓለም ብርቱዓት ተቓውሞታት ምስ ኣጋጠምዎ ገዲፍዎ። ፊፋ 20% ብርኪ ወይ ዋንነት ኣብ ዋንጫ ዓለም ናብ ብሕታውያን ኣውፈርቲ ዝሸይጥ ንግዳዊ ኢድ ወይ ጨንፈር ከቕውም እማመ ኣቕሪቡ ኔሩ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.