skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ጉዕዞ ፈረንሳ፡ ስጳኛ፡ ኣርጀንቲናን ኢንግላንድን ናብ ርብዒ ፍጻመ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026

ካብተን ኣብዚ ዋንጫ ዓለም 2026 እተሳተፋ 48 ጋንታታት ፡ እተን ኣርባዕተ ጥራይ ተሪፈን ኣለዋ ፣ ኣብ መወዳእታ ውድድር ዋንጫ ዓለም ድማ ፡ ፈረንሳ ፡ ስጳኛ ፡ እንግሊዝን ኣርጀንቲናን ኮይነን ኣለዋ ። እቲ ውድድር ፡ቅድሚ ናይ ፍርቂ ፍጻመ ረቡዕ ምጅማሩ ናይ ክልተ መዓልቲ ዕረፍቲ ወሲዱ ኣሎ። ነፍሲ ወከፍ ጋንታ ናብዚ ናይ መወዳእታ ኣርባዕተ ዝርከብ ክቡር ቦታ ብኸመይ ከም ዝበጽሀት እስከ ንርአ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 መበል 32 መዓልቲ እዩ ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.