Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ግብጺ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ብኣልማማ ትኣስርን ተባርርን ከም ዘላ ተገሊጹ። (ጸብጻብ)
ዶ/ር ቴዎድሮስ ኣድሓኖም ዝተሸለምዎ 50 ሽሕ ዶላር ግዳያት ኲናት ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣበርኪቶም። ፖሊስ ከተማ ኣኽሱም ኣብ መንበሪ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ጥይት ተኲሶም ንዝበሎም ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ ። ኤርትራ ንዕኣ ዒላማ ንዝገበረ መደረ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ብትሪ ነቒፋ። ግብጺ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ብኣልማማ ትኣስርን ተባርርን ከም ዘላ ተገሊጹ። ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጥቓ ኢትዮጵያ እትርከብ ስትራቴጂካዊት ዶባዊት ከተማ ኩርሙክ ዳግማይ ከም ዝተቖጻጸራ ገሊጹ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.