skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ብዕድመ ዝኣረጉ ሰባት ዝመልእዎ ኮንግረስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ:

እዚ ሕጂ ዘሎ ናይ ኣመሪካ ኮንግረስ ፡ ኣብ ታሪኽ ሳልሳይ ዓበይቲ ዝመልእዎ ኮይኑ ፡ እቶም ኣብ ኡ ዘለዉ ዝነውሕ ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ይርከብዎ ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ፡ ሊንድሰይ ግራሃምን ምማቱን ሚች ማኮነልን ድማ ኣብ ሆስፒታል ምናዩን፡ እቲ ብዛዕባ ደረት ዕድመ ንኮንግረስ ዝግበር ክትዕ ተበራቢሩ ኣሎ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.