skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፖሊስ ትግራይ ብለይቲ ዝግበሩ ጕዕዞ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)

ባንክ ኤርትራ፡ ጽኑዕ ሕጋዊ መተሓሳሰቢ ኣውጺኡ። ህወሓት ምስ ፌደራል መንግስቲ ንምድርዳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይኮነስ ሳልሰይቲ ሃገር ከም ዝደሊ ገሊጹ። ፖሊስ ትግራይ ብለይቲ ዝግበሩ ጕዕዞ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝኣገደ ኣፍሊጡ። ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈጸሙ ዘስካሕክሑ ገበናት ኢድ ኣለዎም ዝተባህሉ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ፣ #ኢትዮጵያን ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ክምርመሩ ተሓቲቱ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.