Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ዕላማ'ዚ ምትእኽኻብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ፡ ካብ ፖሎቲካን ሃይማኖትን ካልእን ጸግዒ ዘይብሉ ነጻ ርክብ ንምፍጣር'ዩ።" ኣሌክስ
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመጹ ናይ ቀደም ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ተመሃሮ ተኣኪቦም ኔሮም። ናይዚ ርክብ ዕላማ፡ ነዚ ንምውዳብ ዝተሓልፈ ላዕሊ ታሕቲን ውጽኢታቱን መጻኢ መደባቱን ዝምልከት ምስ ካብ ኣወሃሃድቲ ናይቲ መደብ ምስ ኣለክሳንደር ጠዓመ ፈቶ ዝተገብረ ዕላል።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.