skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትቕበል ምዃና ተገሊጹ። (ጸብጻብ)

ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ትግራይ እናኸረረ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ከምዘሻቐሎ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ሚኒስተር መዚዙ። ፔን ኢንተርናሽናል ንመንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ እሱራት ጋዜጠኛታት ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ናብ ሃገሮም ክባረሩ ዘይኽእሉ ሓተትቲ ዕቑባ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ክትቕበል ምዃና ተገሊጹ። ሓድሽ ውሳነ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ጸቕጢ ከም ዝፈጠረ ተገሊጹ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.