Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መዓልታዊ ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም Word Cup 2026: ስጳኛ ናብ ንቡር ክትምለስ’ከላ ካቦ ቨርደ ድማ ኣብ ዋንጫ ዓለም ታሪኽ ትሰርሕ:
ስጳኛ ድሕሪ ወዲቓቶ ዝጸንሐት ናብ ንቡር ቦታኣ ብምምላስ ንመሪሕነት ጉጅለ H ወኒናቶ ፣ ካቦ ቨርደ ከኣ ኣንጻር ኡራጓይ ገጢማ ታሪኻዊ ናይ ፈለማ ሸቶ ዋንጫ ዓለም ብምርካብ ብማዕረ ነጥቢ ተፈላልያ። በልጅዩምን ኢራንን ኣብ ጉጅለ G ክፈላለያ ኣይከኣላን ፡ ግብጺ ድማ ንኒውዚላንድ ስዒራታ ። ናብ ዕለታዊ ጸብጻብ ውድድር ዋንጫ ዓለም እንቋዕ ኣራኸበና ። እዚ ናይ መዓልቲ 11 ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ጽሟቕ ጸብጻብ እዩ ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.