Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኖርወይ ንብራዚል ኣምበርኪኻታ፡ ሕልሚ መክሲኮ ኣብ ቅድሚ ህዝባ ተበቲኑ።
ነርወይ ነታ ኣብ ዋንጫ ዓለም ሓሙሽተ ግዜ ሻምፕዮን ንዝኾነት ብራዚል ብምስዓር ኣብ ርብዒ ፍጻመ ቦታኣ ሒዛ ። ካብ ኣአንገዲቲ ሃገራት ዝኾነት ሜክሲኮ "ውን ኣብ ሜዳኣ ኣብ ቅድሚ ኣሻሓት ደገፍታ ብ እንግሊዝ 3-2 ድሕሪ ምስዓራ ካብቲ ውድድር ወጺኣ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 25 መዓልቲ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.