Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ኣብ ማሕበረሰብና ን25 ዓመታት ብዝገበርናዮ ጽልዋ ኢና ተሸሊምና።" ጋዜጠኛታት ብርሃን ጃብር ን ኣሕመድ ማሕሙድን ተሸለምቲ "ሽልማት ጽልዋ ኣብ ማሕበርሰብ 2026"
ጋዜጠኛታት በርሃን እስማዒልን ኣሕመድ ማሕሙድን ኣብ ናይ ኮሚኒቲ ራዲዮ 3 CR ንልዕሊ 25 ዓመታት ኣገልጊሎም። በቲ ራዲዮ ኣቢሎም ኣብ ማሕበረሰብ ብዝገበርዎ ጽልዋ ብ The National and Multicultural Broadcasters' Council ብ "ጽልዋ ኣብ ማሕበረሰብ" ናይ 2026 ተሰለምቲ ክኾኑ ኪኢሎም ኣለዉ። ብዛዕባ ዝተዋህቦም ሽልማትን ምኽንያት መሸለሚኦምን ዝተገብረ ዕላል።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.