Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ 24 ግንቦት፡ "ሰራዊት ናብ ኣስመራ ክኣቱ የብሉን ዝብል መልእኽቲ ናይ ኢሳያስ ብመገዲ ሸሪፎ ኣቢሉ'ዩ መጺኡና።" ተጋ/ ዳኒኤል ጋርዛ
ኣብ ዉሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 35 መዓልቲ ነጻነት የኽብር ኣሎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ካብቶም ኣብ 24 ግንቦት 1991 ናብ ኣስመራ ዝኣተዉ ናይ ፈለማ ተጋደልቲ ዝኾነ ዳንኤል ጋርዛ ብዛዕባ'ቲ ኩነታት ንድሕሪት ተመሊሱ ስምዒቱ እንታይ ከምዝነበረን ዝተፈጸመ ኩነታትን ኣዘንትዩልና ኣሎ።
Check out our podcast collection here
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.