Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ሰነ 2026)
ን ሎሚ ሰኑይ 1 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም።
ኣብ ሕቡራት ህገራት ኣመሪካ ኣብ 1968 በቶም ንልጣን ዝበሓቱ ስሩታት ፖሎቲካ (establishment) ፍጊዕ ዝበሎ ብ Youth International Party ጽዋዕ ሰልፊ መንእሰያት ፕረሲደንት ክኸውን ከም ሕጹይ ምርጫ ንሓደ ሓሰማ ኣቕሪቡ፡ ስም ናይቲ ሕጹይ ድማ ፒጋሱስ ሰምይዎ። እዚ ኣብቲ ፖለቲካ ናይ ኣመሪካ መእተዊ ቀዳድ ዝሰኣነ ጉጅለ መንእሰያት ካብኡ ኣይትሕለፉ ኢሉ ከምተቕዉሞ ዘረቦ ሕጹይ ዩ። እቲ ፕረሲደንት ክኸውን ዝተሓጽየ ሃሰማ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኣብ ቺካጎ ቀሪቡ ነይሩ። ኣብ ቅድሚ ሕጹይ ፕረሲደንቶም ድማ ብዙሓት ብፖሊስ ተቐየዱ።
ነዚ ትሕዝቶን ካልእን ዝሓዘ ብዛዕባ ምርጫ ሓደ ትሕዝቶ ኣለና።
ሓደስቲ ትንበያታት ክሊማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ልዑል ትርኽእሎ ዝተቐላጠፈ ምውዓይ ኣብ መላእ 2030 ክህሉ ይእምቱ፡ መሬት እቲ ክብረወሰን ዝወዓየ ተባሂሉ ዝተመዝገበላ ዓመት…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.