skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ሓድሽ ቁጠባ ኩዕሶ እግሪ ዋጋ ደገፍቲ ንዋንጫ ዓለም ክንደይ'ዩ፧

ብሰንኪ’ቲ ገለ ተንተንቲ ኣካል ናይ ሓደ 'ሰፊሕ ለውጢ ኣብ ስፖርታዊ ባህሊ' ዝበልዎ 'ክብሪ ዋጋ' ገለ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ካብ’ቲ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ክእለዩ ተገዲዶም። ዋንጫ ዓለም ኣብ መኽሰብን ብልጭልጭን ኣትኲሩ ነቶም ሰረት ዝሃብዎ ደገፍቲ እንተረሲዑ እንታይ'ዩ ትርጉሙ፧

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.