skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሰልፊ ብልጽግና ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተኣወጁ ውጽኢታት ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተወዳደረሎም ኩሎም መናብር ከምዝሰዓረ ተፈሊጡ። (ጸብጻብ)

ኣብ መረፃ ኢትዮጵያ ብልጽግና ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተኣወጁ ውጽኢታት ምርጫ ዝተወዳደረሎም መንበራት ኩሎም ከምዝሰዓረ ተፈሊጡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ግብጺ ኣገዳሲት ወደብ ሱክና በጺሑ። ናይ 2019 ዓ/ም ዓመታዊ ባጀት ኢትዮጵያ 2.3 ትሪልዮን ኮይኑ ፀዲቑ። ትግራይ: ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይን ኣቦወንበሩን ብደረጃ ኣፍሪካ ተዓዊቶም።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.