Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ወጥሪ ትግራይ ብዘተ ክውዳእ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ምጽውዖም (ጸብጻብ)
ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ካብ ዝነበሮ ኩነታት ሓውዩ ምምላሱ፣ ወጥሪ ትግራይ ብዘተ ክውዳእ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ምጽውዖም፣ ኤርትራን ግብጽን ኣብ ወደብን መጓዓዝያ ባሕሪን ስምምዕ ምኽታመንን ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ተወሳኺ 10 ቢሊዮን ብር በጀት ምሕታቱን ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት’ዮም።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.