Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣርሰናል ኣብ ውሽጢ 22 ዓመታት ንመጀመርያ ግዜ ቻምፒዮን ፕሪሜር ዓዲ እንግሊዝ ኮይና። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 20 ግንቦት 2026)
** ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሲድኒ ብዝተተኮሰ ጠያይት፡ ሓደ ሰብኣይ ሞይቱ ፡ ካልኦት ኣርባዕተ ድማ ቈሲሎም ... ** ፕረዚደንት ሩስያ ቫልደሚር ፑቲን ናብ ቻይና ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ በይጂንግ ኣትዩ ... ** ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመታት ንፈለማ ቻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ዓዲ እንግሊዝ ኮይና።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.