Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ጽልኣት ኣብ ልዕሊ ምስልምና ካብ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ኣውስትራልያ ከምዝገድድ ተፈሊጡ፡
ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራሊያ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ምምካት ጸረ ምስልምና ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቃዕቲ ፣ ምዉራድን ጽልእን ንምዉጋድ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዑ ። ኮሚሽነር ዓሌታዊ ኣድልዎ ጂሪ ሲቫራማን መንግስቲ ንሃገራዊ ፀረ-ዓሌትነት ብዝምልከት መደብ ክሳብ ሕጂ ዝሃቦ ምላሽ የለን ይብል ። እቲ መደብ ኣብ ሕዳር 2024 እዩ ተጀሚሩ: እንተዀነ ግን መንግስቲ ገና ምላሽ ክህብ እዩ ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.