Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

እስራኤል፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ንኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዓሊ ላሪጃኒ ከም ዝቐተለት ገሊጻ። (ሓጸርቲ ዜናታ SBS ትግርኛ 18 /03/026)
** እስራኤል ፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዝነበረ ዓሊ ላሪጃኒ ፡ ከም ዝቐተለት ገሊጻ ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ኣርባዕተ ባንክታት ምስቲ ናይ ትማሊ መጠን ገንዘብ ምውሳኽ ብዝተኣሳሰረ ናይ ገዛ መጠን ወለድ ልቓሕ ብ25 ሚኢታዊ ከምዝውስኹ ኣፍሊጦም ኣለው ። ** ኣብ ኩባ ዘሎ ሕጽረት ነዳዲ ፡ ንህዝቢ ኩባ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ጸበባ ኣእትይዎም ከም ዘሎ ፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ጕዳያት ገሊጹ ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.