skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፕረሲደንት ትራምፕ፡ ኣጋር ሰርዊቱ ኣብ ዉግእ ኢራን ከዋፍር ይደናደን፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 መጋቢት 2026)

** ሃገራት ኣውሮጳ ፍሉይ መደብ ምግታእ ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ኣፍሊጠን... ** ኣብ መንጎ እስራኤላን ዕጡቕ ጉጅለ ሕዝቦላህን ድሕሪ ዝጀመረ ግጭት፡ ሎሚ ለይቲ ኣብ በይሩትን ደቡባዊ ሊባኖስን ብእስራኤል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 52 ሰባት ተቐቲሎም 154 ቆሲሎም። ** ነቶም ኣብ ዱባይ ተከርዲኖም ዝርከቡ በሻሓት ዝቑጸሩ ገያሾ ንምጉዕዓዝ ገሊኦም መገዲ ኣየር ዉሱን በረራታት ጀሚሮም ኣለዉ ። ...

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.