Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ለካቲት 2026)
ን ሎሚ 05 ለካቲት 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ፡ መጠን ወለድ ናብ 15 ሚእታዊ ብምዕባይ ንኽልተ ዓመት ዝጸንሐ ምንቁልቋል ኣብቂዑ ኣሎ፣ እዚ ብዛዕባ መንግስቲ ዘውጽኦ ወጻኢታት ወይ ብሕታዊ ጠለብ ፡ ነቲ ጀሚሩ ዝነበረ ምጉዳል ዝቕባበ ኣጋዲድዎ ዝብል ሓያል ፖለቲካዊ ክትዕ ኣለዓዒሉ ኣሎ። ትረዠረር ነቲ ባጀት ዝተከላኸለሉ ኮይኑ ናይዚ ወሰኽ ዝቕባበ ንደጋዊ ጸቕጥታት ተሓታቲ ጌሩ። ሰልፊ ተቓዋምን ሰልፊ ግሪንስን ግን ኣብዚ እዋን እዚ ዘሎ ናይ ፖሊሲ ኣገባብ ንመዓልታዊ ኣውስትራሊያዊያን ይቐጽዕ ከም ዘሎን ኣማራጺ ቊጠባዊ ፖሊስን ዕሽሽ ይብሃል ከምዘሎ ይማጐቱ ። ምስ ባህልን ሕብረተሰብን ተታሒዙ ምስ ጸሓፊ መንገሻ ሃብተ ዝገበርናዮ ዕላል ኣለና። ኣብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ካብ ማህጸን ወጻኢ ዝግብር መስርሕ ጥንሲ ወይ IVF ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ክንርእይ ኢና። ኣርእስታት ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፥ ኣባላት ጉጅለ ምክትታል ትግበራ ስምምዕነት ቀዋሚ…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.