Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ዝምዕብል ዘሎ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ፡ እቲ ሰብ ዝሰርሖ ዘበለ ኩሉ ክሰርሕ ዝኽእል’ዩ።" ዝርርብ ምስ ኤርሚያስ ዘርኣጽዮን
ዝምዕብል ዘሎ ኣርተፊሽሻላዊ ብልሒ (AI) ብዘይካ እቲ ዝህቦ ረብሓ ካብዚ ዘለዎ ዝያዳ እንተ ማዕቢሉ ንዘርኢ ሰብ ክሳብ ምጥፋእ ዝከይድ ብልሒ ወይ ዓቕሚ ከምዝህለዎ ተሰጊኡ ይርከብ። ርድኢትና ብዛዕባ ኣርተፊሽሻላዊ ብልሒ AI ንምስፋሕ፡ ምስቲ ተክኖሎጂ ዝመጹ ዘለዉ ዕድላት ክንጥቀመሎም ክንክእልን ካብቲ ዘሎ ሓደጋታት ብኸመይ ክንከላኸል ከምንኽእልን ምስ ክኢላ ሓበሬታ ተክኖሎጂ (IT) ኤርሚያስ ዘርኣጽዮን ዝገበርናዮ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.