Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ቀይሕ ባሕርን ኢትዮጵያን ንዘልኣለም ተፈላልዮም ክነብሩ ኣይኽእሉን" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ፡ ሓጽርቲ ዜናታት (ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 04 ለካቲት 2026)
** ኣባላት ፖሊስ ኒው ሳውዝ ዌልስ ፡ ምስ መርበብ ሰይጣናዊ ጽምብላት ብዚተሓሓዝ ገበን ፡ ሻድሻይ ሰብኣይ ኣብ ትሕቲ ቑጽጽር ኣእትዮም፡... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ፡ ኢትዮጵያ ንኣርተፊሻል ብልሒ ወይ ኢንተሊጀንስ (# AI) ጥራይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow does IVF work in Australia? - ካብ ማህጸን ወጻኢ ዝግብር መስርሕ ጥንሲ ወይ IVF ኣብ ኣውስትራሊያ፡
Did you know that IVF is not the first, but in fact the last step in a sequence of fertility treatments? In Vitro Fertilisation is regulated by state and…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕማም ልቢ እንታይ እዩ፧ ኣገባብ ኣፈዋውሳኡ'ኸ፧
ካብ ጠንቅታት ሞት ኣብ ቀዳማይ ተርታ ዝስራዕ'ዩ። ሕማም ልቢ ብገምጋም ኣብ ነፍሲወከፍ 12 ደቒቕ ብሰንኪ ምስ ሕማም ልቢ ዝተሓሓዝ ሕማም ይመውት፡ ብድኻም ልቢ ድማ ኣብ ሰዓት ሓደ ኣውስትራሊታዊ ይመውት።እዚ ሕማም ከምዘለኩምን ክትፈልጡን ሕማም ልቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ለካቲት 2026)
** ሎሚ ዝእከብ ቦርድ ማእከላይ ባንክ ኣውስትራሊያ መጠን ወለድ ክብ ከብሎ ትጽቢት ይግበር። ** በቲ ኣብ እዋን ትልሂታት ወይ ፓርቲ ዝውሰድ ቀታሊ ሓሽሽ መጠን ሞት ኣብ ኣውስትራሊያ ብዓሰርተ ዕጽፊ ምውሳኹ ተፈሊጡ።... ** ኣቛሪጹ ዝጸንሐ ካብን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ለካቲ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ናይ ፕሮስቴት ካንሰር ዘለዎም ኣውስትራሊያዊያን ብመንግስቲ ድጎማ ዝግበረሉ ማዕከን ፋርማሲ [PBS] ብዝሓሰረ ዋጋ መድሃኒት ክረኽቡ ምዃኖም ኣፍሊጡ ። ፕረዚደንት እስራኤል ይስሃቕ ሄርዞግ ናብ ኣውስትራልያ ዝገበሮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ናብ ጐንፂ ናይ ምምላስ ዝንባለታት ከምዘሻቕሎ ገሊፁ። ጸብጻብ
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ናብ ጐንፂ ናይ ምምላስ ዝንባለታት ከምዘሻቕሎ ገሊፁ። ኣቦ መንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪቃ መሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፡ ውን ተመሳሳሊ መግለጺ ሂቡ ኣሎ። ማሕበር ሓካይም ኤርትራ መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣስመራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛA hidden childhood cancer is increasing: what do these children need? - ሕቡእ ካንሰር ቆልዑ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ፣ እዞም ህጻናት እንታይ'ዩ ዘድልዮም፧
The Leukemia Foundation is warning more than 400 children a year could face a blood cancer diagnosis within the next decade. The foundation is attempting to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛትራምፕ፣ ኣውስትራልያን ዓለምን: ኣብ ግዜ ትራምፕ ኣሜሪካ ሉኣላውነትን ቻርተር ው. ሕ. ሃ.ን እንታይ'ዩ ትርጉሞም፧ ሞንሮ ዶክርቲን፧ - ዕላል ምስ ዶር ኣማኑኤል ኤሊያስ
ኣብ ኣሜሪካ ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝወስዶም ዘሎ ስጉምቲታትን ዝኽተሎም ዘሎ ፖሊሲታትን ንኣውስትራልያ ወሲኽካ ምስ ፈተውትን ጸላእትን ዘሰሓሕቡ ኮይኖም ኣለዉ። ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ወሪሩ ዝጨወየ ስርሒት፣…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ጥሪ 2026)
ን ሎሚ 29 ጥሪ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ነባሪ ኲንስላንድ ዝኾነ ኣቶ ኣልኣዛር ተስፋይ ካብ 2002 ን ኣውስትራሊያ ከም ሃገሩ ሓሲቡ ንልዕሊ ክልተ ዕቑድ ዓመታት ዝነብር ዘሎ እዩ። በዓል ሞያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ኤስ ቢ ኤስ ትግሪኛ 29 ጥሪ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ዓመታዊ ዝቕባበ ምውሳኹ ፡ ቊጠባ ሃገር ንምርግጋእ ዝያዳ ዕዮ ከም ዘድሊ ዘዘኻኽር እዩ ክብል ትረዠረር ጂም ቻልመስ ገሊጹ ። ኢራን ምስ ኣመሪካ ንዘተ ፍጹም ድልውቲ ምዃና’ኳ እንተገለጸት፡ ዝዀነ መጥቃዕቲ እንተተፈጺሙ ግን ብርቱዕ ምላሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምጽኣት ዓለም ዝቖጽር ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢት ጎደል ኮይኑ።
ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ኣቶማዊ መጽናዕቲ ፡ "ሰዓት መዓልቲ ምጽኣት" መሊኦማ ፣ እዚ ኣቆጻጽራ'ዚ ነቲ ናብ ቅድሚ ፍርቂ ለይቲ ዝቐርብ ፡ ዓለምለኻዊ ዕንወት ዝዕቅን እዩ ። እቲ መቐቀኒ ንናህሪ ኑክሌሳዊ ሓይልታት ፡ ሩስያ ፡ ቻይናን ኣመሪካን ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምጽኣት ዓለም ዝቖጽር ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢት ጎደል ኮይኑ። ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ጥሪ 2026)
** ኣብ ኣውስትራሊያ ዝጸንሐ ክብረ ወሰን መጠን ሙቐት ተሰይሩ። ** ምጽኣት ዓለም ዝቖጽር ሰዓት ንፍርቂ ለይቲ 85 ካልኢት ጎደል ኮይኑ። ** ሎሚ ክግበር ተሃሲቡ ዝነበረ ፍሉጥ ዉድድር ብሽግለታ ብሰንኪ ብርቱዕ ሙቐት ተሰሪዙ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛPublic transport in Australia: breaking down the basics - ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ ህዝብዊ መጓዓዝያ ኣውስትራሊያ፡
Like in most countries, public transport in Australia is the cheapest way to get around. It includes trams, buses, trains and ferry services. And each state or…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛክብረ ወሰን ዝሰብር ሓያል ሙቐት ንኣውስትራሊያ የንድዳ፡ ሎሚ መልበርን 44 ዲግሪ ሰ. ብዝበጽሕ ሙቐት ክትልብለብ'ያ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 27 ጥሪ 2026)
ክብረ መዝገብ ዝሰብር ሓያል ሙቐት ን ኣውስትራሊያ የንድዳ፡ ሎሚ መልበርን 44 ዲግሪ ሰንቲግሬድ ብዝበጽሕ ሙቐት ክትልብለብ'ያ። እስራኤል ንሬሳ ናይቲ ኣብ ጋዛ ዝነበረ ናይ መወዳእታ ጅሆ ተታሒዙ ዝነበረ ረኺባቶ፡ ኣብ ሚኒሶታ ብወተሃደራት ፈደራል ኣመሪካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ጥሪ 2026)
ን ሎሚ 26 ጥሪ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ወቕትታት ሓጋይ ኣውስትራልያ ተመራመርቲ 'ምሉእ መስርሕ ምቕያር' ወይ 'ቶታል ትራንስፎርሜሽን' ኢሎም ዝጽውዕዎ ይሓልፉ'ለዉ፣ ካብ ትካል ዎርልድ ዌዘር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ጥሪ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ ፡ ኣብ መላእ ሃገር መዓልቲ ኣውስትራልያ ኣብዝጽምበለሉ ዘሎ ፡ ነቶም ሎሚ ሓደስቲ ዜጋታት እታ ሃገር ኮይኖም ዜግነት ዝወሰድ ብሓጐስ ተቐቢልዎም። ኣብ ኣመሪካዊት ከተማ ሚንያፖሊስ ፡ ወከልቲ ፈደራላዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዘይዝረበሉ ዘሎ ከቢድ ሳዕቤን መስተ፡ ኣውስትራሊያዊ ምዃን ብድሆን ዕድላትን ፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ኣልኣዛር ተስፋይ
ነባሪ ኲንስላንድ ዝኾነ ኣቶ ኣልኣዛር ተስፋይ ካብ 2002 ን ኣውስትራሊያ ከም ሃገሩ ሓሲቡ ንልዕሊ ክልተ ዕቑድ ዓመታት ዝነብር ዘሎ እዩ። በዓል ሞያ ሕክምና ኮይኑ ምስ World Wellness Groupe ኮይኑ ኣብ መስተን ሓሽሽን ንዝ ኣተዉ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAustralia’s summers being transformed as climate change drives heatwaves - ለውጢ ክሊማ ንሙቐት ሓጋይ ኣውስትራልያ እናጋደዶ ይኸይድ ኣሎ፣ እንታይ ክንገብር ኣለና፧
Australian summers are undergoing what scientists call a "total transformation," with a new study from World Weather Attribution revealing the country can now…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥሪ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ምስ ፍልስጤማውያን ዝደናገጹ ተጣበቕቲ ፡ ብመንግስቲ ወጺኡ ዘሎ ሓድሽ ሕግታት ናይ ጽልኢ ዘረባ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንዚወርድ ነቐፌታ ንምዕፋን ከም ዘገልግል ይማጐቱ ። ኣብ ሱዳን ለበዳ ሕማም ዴንጊ ፌቨርን ብልዑል ፍጥነት ይላባዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥሪ 2026)
ን ሎሚ 22 ጥሪ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ብዛዕባ መበል 600 ዓመት ፅምብል ምስረታ ከተማ ዓዲግራት ካብ ኣቶ የማነ ተኽለማርያም ኣተሓባባሪ ቱሪዝም ናይታ ከተማ መብርሂ ክህብ ል ኡኽና ጸጋይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ኩሉ ዶባት ምስ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ፍቓድ ካብ ምምሕዳር ከይሓተተ ባዕሉ ጥሒሱ ርክብ የካይድ’ዩ ዘሎ፡ እዚ ተጠናኺሩ ክቕጽል ኣለዎ።”ኣቶ የማነ ኣ/ ቱሪዝም ዓዲ ግራት
መብርሂ ብዛዕባ መበል 600 ዓመት ፅምብል ምስረታ ከተማ ዓዲግራት ካብ ኣቶ የማነ ተኽለማርያም ኣተሓባባሪ ቱሪዝም ናይታ ከተማ። መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት ርክባት ህዝቢ ንዘላቒ ሰላም ከውዕሉዎ እቲ ሓላፊ ጸዊዑ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛማሕበራዊ መራኸቢ ከይጥቀሙ ዝተኣገዱ መንእሰያት ዕረፍቶም ብኸመይ የሕልፍዎ ኣለዉ፧
መንግስቲ ኣውስትራሊያ ዘተኣታተዎ ብደረጃ ቀዳማይ ዝኾነ ሕጊ እገዳ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ዘቚጸረ ኮይኑ ፡ ምስ ዓመታዊ ዕረፍቲ ተመሃሮ ኣውስትራሊያ ተሳንዩ እዩ ። እቲ እገዳ ክሳብ ሕጂ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ይውዕል ከምዘሎ ኣብ መንጎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#102 Getting organised (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ ኤስ ቢ ኤስ፡ #102 ድሉው ምዃን ፡ #102 Getting organised (Med)
Learn practical English phrases for getting organised and managing daily tasks, including planning ahead, meeting deadlines, and staying on top of…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወጥሪ ኣብ መንጎ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ሃገራት ኣውሮጳን ይውስኽ፡ ሓጺርቲ ዚናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ጥሪ 2026)
** ኣባላት ሰልፊ ናሽናልስ ኣብ ሰነት ዝቐርብ እማመ ሕጊ ዘረባ ጽልእን ጠበናጁን ኣንጻሩ ከምዘድምጹ ኣፍሊጦም … ** እስራኤል ኣብ የሩሳለም ዝርከብ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት ‘ኣንርዋ’ (UNrwa) ተፍርሶ... ** ሃገራት ኣውሮጳ ኣንጻር እቲ ትራምፕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat actually happened on January 26? - ኣብ ጥሪ 26 ብርግጽ እንታይ'ዩ ተፈጢሩ?
January 26 is one of the most debated dates in Australia’s history. Often described as the nation’s birthday, the day marks neither the formal founding of the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኣብ መንጎ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ክዓርቕ ድሉው እየ፡” ሕብረት ኣውሮጳ። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 20 ጥሪ 2026)
** ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ ሰባት ብሻርክ ድሕሪ ምጥቃዖም 20 ገማግም ባሕሪ ናይ ሲድኒ ትዓጽዮም። ** “ኣብ መንጎ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ክዓርቕ ድሉው እየ፡” ክብል ሕብረት ኣውሮጳ ገሊጹ። ዶናልድ ትራምፕ ንግሪንላንድ ክወስድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ጥሪ 2026)
ን ሎሚ 19 ጥሪ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣብ ኣሜሪካ ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝወስዶም ዘሎ ስጉምቲታትን ዝኽተሎም ዘሎ ፖሊሲታትን ንኣውስትራልያ ወሲኽካ ምስ ፈተውትን ጸላእትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ጥሪ 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ተቓዋሚ ነቲ ሰልፊ ለበር ኣሚምዎ ዘሎ ሕጊታት ብዛዕባ ምዝራብ ጽሊኢ ኣብ ባይቶ ክሓልፍ ክቃወሞ ምዃኑ ኣየፍለጠን ። ን40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሙሴቨኒ ተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመት ክመርሕ ተመሪጹ ተባሂሉ። ኣብ ግጥማት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራን ህወሓትን ንክሲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጎም። (ጸብጻብ)
በዓል ጥምቀት፡ ኣስመራ፣ መቐለን ኣዲስ ኣበባን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይኽበር ኣሎ። ኣዛዚ ኣርሚ 15 ሰራዊት ትግራይ ዝነበረ ብርጋደር ጀነራል ጉዕሽ ገብረ ተኣሲሩ። ኤርትራን ህወሓትን ንክሲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጎም። ስርዓተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ መልበርን ዝፈርስ ዘሎ 44 ግምብታት ህዝባዊ መንበሪ ኣባይትን ዘልዕሎ ዘሎ ሕቶታትን።
ኣብዚ ክብሪ መነባብሮ ንሂርሉ ዘሎን ቅልውላው መንበሪ ኣባይቲ ኣጋጢምሉ ዘሎ እዋን መንግስቲ ቪክቶሪያ 44 ዝኸውን ኣብ መልበርን ዝርከብ ግምብታት መንበሪ ኣብ ምፍራስ ይርከብ ። እዚ ምፍራስ ደው ክብል ብዙሕ ድፍኢት እኳ እንተ ተገብረ ፡ መንግስቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026) * ዜና ቡለቲን (ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ) * ግጥም ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን 2026 ይጀማምር ኣሎ፣ እቶም ዝለዓለ ደረጃ ዘለዎም ተወዳደርቲ ትፈልጡዎም ዲኹም፧ መን ክዕወት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026) * ሓደ ኣውስትራልያዊ ጉጅለ ኒዮ-ናዚ ክንብተን ኢና ኢሉ ድሕሪ ምግላጹ ሓደ ኣባል ሰልፊ ለይበር ንኣኽረርቲ ጉጅለታት ንምእጋድ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ የድምዕ ኣሎ ይብል፣ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኢማማት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAustralian Open gets underway: what to know about this year’s tournament - ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ይጅመር ኣሎ፣ ከመይ ክኸይድ'ዩ፧ መነመን'ዮም እቶም ሓያላት፧
One of the world's biggest tennis tournaments is back for another year as the Australian Open gets underway in Melbourne. Here's a breakdown of some of the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)
ጸብጻብ ልኡኽና (15 ጥሪ 2026) * መበል 7ይ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ዘድሊ ቅድመ ምድላዋት ከም ዝተገብረ ሃገራዊ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፣ * መንግስቲ ኢትዮጵያን ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ * ኣብ ስዊድን ዝመደበራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2026)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2026) * ኣብ ጽባሕ’ቲ ዓቢይ መዘራረቢ ኣርእስቲ ዝፈጠረ ምስጓግ ፍልስጤማዊት-ኣውስትራልያዊት ደራሲት ምውራድ ኩሎም ኣባላት ቦርድ ተኸቲሉ ቅነ ጸሓፍቲ ኣደላይድ ተሰሪዙ፣ * መንግስታዊ ተለቪዥን ኢራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to cater for your dietary restrictions - ብምኽንያት ጥዕና ወይ ሃይማኖት ውሱን ዓይነት መግቢ ጥራይ ክትምገቡ ምስ ዝህልወኩም ከመይ ተማልእዎ?
Australia is known as the allergy capital of the world. Our diverse population also means that we express our religious beliefs, ethics, health and personal…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026) * ኣንቶኒ ኣልባነዚ ባይቶ ዝመጽእ ሶኑይን ሰሉስን ንስራሕ ክምለስ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኢማማት ኣውስትራልያ ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን ዝመንቀሊኡ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣስላማይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026):- [ትሕዝቶታቱ] * ዜና ቡለቲን ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * መዋእለ ህጻናት ኣብ ኣውስትራልያ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ነጻ ኮይኑ፣ * ጸብጻባት ልኡኽና [[ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ውዕላት ወደብን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)
ቀንዲ ነጥብታት ናይ'ዚ ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026) * ኣብ ባርዓት ሓዊ ግዝኣት ቪክቶርያ ቀዳማይ ግዳይ ሞት ዝኮነ ሰብ ተረጋጊጹ * ፈደራል መንግስቲ ነቶም ብምቅጻል ዝተጠቕዑ ማሕበረሰባት ኣብ ግዝኣት ቪክቶርያ ዝኸውን ክፍሊታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ኣለዎ (ቻይና)፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብ ቢሾፍቱ ንዝህነጽ ዝዓበየ መዓርፎ ነፈርቲ ይቃወም፣
ጸብጻባት ልኡኽና (12 ጥሪ 2026) * ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ውዕላት ወደብን ጸዓትን ድሕሪ ምፍራማ ድሕሪ ሰሙናት፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ዶራለህ ዑደት የካይድ፣ * ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንምህናጽ ኣብ ቢሾፍቱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛበዓል ልደት ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ፣
ጸብጻባት ልኡኽና (8 ጥሪ 2026) * በዓል ልደት ብኣመንቲ ክርስትና ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ * ኤርትራ፡ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ * ኣብ ክልል ዓፋር ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ መኪና ልዕሊ 20 ተሰድድቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእንቋዕ ናብ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና! ትርጉሙ፣ ኣገባቡን ዕላምኡን ግን ንፈልጦ ዲና፧ መብርሂ ካብ መራሕቲ ሃይማኖት
ንኩልኹም በዓል ልደት ተብዕሉ ኣመንቲ ክርስትና ካብ’ዚ ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ እንቋዕ ኣብጽሓኩም ንብል። እዚ ንትርጉም፣ ኣገባብ ኣበዓዕላን መልእኽትን ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን በዓል ልደትን ዝምልከት ትሕዝቶ'ዩ። ቅድሚ ሕጂ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026) * መንግስቲ ብምዕልቕላቕ ንዝተሃስዩ ነበርቲ ኲንስላንድ 38 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህብ ኣፍሊጡ፣ * ባይቶ ቬንዙዌላ ንደልሲ ሮድሪገዝ ግዝያዊት መራሒት ክትከውን ቃለ መሓላ ኣፈጺሙዋ፡ * ልዕሊ ፍርቂ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThree-day childcare subsidy now in place - but will it help families? - ብመንግስቲ ዝሽፈን ናይ ሰለስተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ንስድራቤታት ክጠቕመን ድዩ፧
Parents sending children to childcare are now guaranteed a 90 per cent subsidy for three days a week, without completing any eligibility test. The subsidy will…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛYour guide to camping in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ናብ በረኻ፣ ጣሻ፣ ወጺእኩም ብምዕስካር ንምዝንጋዕን ግዜ ንምሕላፍን ክትፈልጥዎም ዘለኩም እንታይ'ዮም፧
Going camping is an incredible way to experience Australia’s great outdoors whilst also taking a break from technology and daily routines. We unpack the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (06 ጥሪ 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (06 ጥሪ 2026) * ፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ንክስታት ናርኮ-ቴረሪዝም ኣሜሪካ ገበነኛታት ኣይኮንናን ክብል ቃሎ ሂቦም፡ * መንግስቲ ኣውስትራልያ ኩነታት ኣብ ቨነዝወላ ይከታተሎ ከምዘሎ ብምግላጽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ጥሪ 2026)
ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሶኑይ 5 ጥሪ 2026) * ፈለማ ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን ክቐርብዩ * ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ቀይዲ ንምእታው ዝዓበየ መጠን መጥቃዕቲ ኣየር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (5 ጥሪ 2026)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (5 ጥሪ 2026) * ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ፣ ፈቓድ ካብ ኮንግረስ ኣየድልን’ዩ ኔሩ ክብል ነቲ ናብ ምትሓዝ ናይ ነዊሕ እዋን መራሒ ቨነዝወላ ዝነበረ ኒኮላስ ማዱሮ ዘምርሐ ስርሒት ሃገሩ ተኸላኺልሉ፣ *…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛDrama, dreams, distraction, diversion - 2025 in sport - ገምጋም ዓመተ 2025 ብመንጽር ስፖርት
The sporting universe provided both a welcome distraction from the problems of the world in 2025... as well as a whole heap of drama and intrigue of its own…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTrump says US will 'run' Venezuela after Maduro and wife seized in raid - ፕረዚደንት ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ተታሒዞም ድሕሪ ምውሳዶም ፕረዚደንት ትራምፕ ንቨነዝወላ ከነመሓድራ ኢና ይብል
US President Donald Trump says he ordered a large-scale strike on Venezuela to capture Venezuela's President Nicolás Maduro and his wife. They have been…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (1 ጥሪ 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) * ክቡራት ሰማዕትና ኣብ'ዚ መደብ ዜና ኣውስትራልያን ዓለምን፣ ንኣቀባብላ ሓድሽ ዓመት 2026 ኣብ ኣውስትራልያ ዝትንትን እዋናዊ ትሕዝቶ፣ ገምጋም ዓመተ 2025 ብመንጽር ምዕቃብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ'ዚ እዋን ንላዕሊ ገንዘብ ረኺበ ዘይፈልጥ ክንሰይ ኣዝዩ ዝወሓደኒ ኮይኑ ይስመዓኒ፣
ኣብ'ዞም ቀረባ ዓመታት ብዙሓት ምሸታት ኔሮም ከባቢ ሰዓት 11 ድ. ቀ. ኣብ መእተዊ ገዛይ መኪናይ ደው ኣቢለ ቅድሚ ንውሽጢ ገዛ ምእታወይ ኣብ'ታ መኪና ሱቕ ኢለ ንነዊሕ ኮፍ ይብል - ድሕሪ ናይ 16 ሰዓታት መዓልቲ ስራሕ.... ዘፍ ኢለ። ኪንዮ ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ኤርትራ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ፣ ህወሓት መጸዋዕታ ንሰብኣዊ ሓገዝን ተመዛበልቲ ዝምለሱሉ ንጹር ሰሌዳ ግዜን ኣቕሪቡ፣
ጸብጻባት ልኡኽና (ባሕቲ ጥሪ 2026) * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ፣ * ህወሓት ሰብኣዊ ሓገዝ ክቐርብን ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦም ዝምለሱሉ ናይ ግዜ ሰሌዳ ብንጹር ክፍለጥን ጸዊዑ፣ * ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ "ናብ ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (01 ጥሪ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ባሕቲ ጥሪ 2026) * ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ዝናብን ንፋስን ዕንወት ኣብ ዘኸትልሉ፣ መንገድታትን ሕርሻታትን እቶም ቀንዲ ሻቕሎታተይ'ዮም ክብል ፕሪምየር'ታ ግዝኣት ኣፍሊጡ፡ * ቀዳመይቲ ጓለንስተይቲ መራሒት ባንግላደሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛNew developments and old battles: Australia's health year in 2025 - ሓደስቲ ምህዞታትን ናይ ቀደም ውግኣትን፣ ዓመተ ጥዕና ኣውስትራልያ ኣብ 2025 ከመይ ሓሊፉ፧
As with most years, the health sector has been a constant source of news stories - from outbreaks of illnesses to outstanding medical research, from politics…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAustralia gears up to bring in a 2026 of hope - ኣውስትራሊያ ንዓመተ 2026 ክትቅበላ ትሸባሸብ
Sydney's iconic New Year's Eve fireworks will ring in 2026, but celebrations will look a little different this year with some police officers carrying…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTurning points: what defined the world in 2025 - ትራምፕ፣ ፍልስጤም፣ ሱዳን፣ ነጥበ መቐይሮታት ዓለምና ኣብ 2025 ኣየኖት ህሞታት ኔሮም፧
2025 has been a huge year for geopolitics, natural disasters and a changing of the guard at the top levers of international power and influence. We look back…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ2025: A good year for wildlife conservation - 2025: ዕውትቲ ዓመት ኣብ ምዕቃብ እንስሳታት ዘገዳም
From former poachers now protecting endangered species to farmers adapting crops and traditions to help local wildlife, 2025 has been a brighter year for…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሰሉስ 30 ታሕሳስ 2025) * ቻይና ኣብ ዙርያ ታይዋን ሰፊሕ-ዝርጋሐ ዘለዎ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣበጊሳ፡ * መስርሕ ምድላይ መንገዲ ኣየር ማለይዥያ በረራ MH-370፣ 10 ዓመት ወዲቓ ደሃይ ድሕሪ ምጥፋኣ ዳግማይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ታሕሳስ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) * ክቡራት ሰማዕትና ኣብ'ዚ መደብ ዜና ኣውስትራልያን ዓለምን፣ ንደብዳብ ኣሜሪካ ኣብ ናይጀርያ ዝትንትን እዋናዊ ትሕዝቶ፣ ጸብጻብ ዜናታት ካብ ልኡኽና፣ ገምጋም ዓመተ 2025…