Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (29 ታሕሳስ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (29 ታሕሳስ 2025) ቀንዲ ነጥብታት ዜና፡ * ንንጥፈታት ድሮ-ሓድሽ-ዓመት-ሲድኒ ተወሰኽቲ ስጉምቲታት ጸጥታ ክውሰዱ’ዮም፣ * ብረት ዝዓጠቑ ፖሊስን ወተሃደራትን ክህልዉ ሰባት ትጽቢት ክገብሩ ኣለዎም ክብል ፕሪምየር’ታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛGot a lot on your plate? Food poisoning can sleigh the Christmas spirit, experts warn - በዓላት ኮይኑ ንፌስታ ዝቐረብናዮ መግቢ ክዕንግለና`ምበር ክምርዘና የብሉን
There can be a lot on our plates at this time of year - and our meals can come with a side of sickness. The Australian Food Safety Information Council has…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእስራኤል ንሶማሊላንድ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ይቃወሞ (ኤርትራ)፣ ኣብ ተመዛበልቲ ዘጋጠመ ጥሜት "ውድቀትና ዘምጽኦ እዩ" (ፕረዚደንት ክልል ትግራይ)
ጸብጻባት ልኡኽና (29 ታሕሳስ 2025) * ኤርትራ ምስ ግብጺ ኣብ ስምምዕ ምትሕብባር ወደብ በጺሓ ዝብል ሓበሬታ ውዱቕ ገይራ፣ * ኣብ ትግራይ 5 ህፃናት ብካርቦን ፈሓም ተዓፊኖም ሞይቶም፣ * ፕረዝደንት ክልል ትግራይ ኣብ ተመዛበልቲ ዘጋጠመ ጥሜት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTrump says he ordered strikes against IS in Nigeria - ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኣይኤስ ኣብ ናይጀርያ መጥቃዕቲ ኣየር ክካየዱ ኣዚዘ ይብል
President Donald Trump says the United States has launched a 'powerful and deadly' strike against IS in north-western Nigeria. Mr Trump described those killed…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣውስትራሊያ ባህሊ ኣበዓዕላ ልደት (Christmas) ከመይ ይመስል? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ኣውስትራሊያዊያን ንገለ ገለ ኣውሮጳዊ ባህላዊ ኣበዓዕላታት ልደት (ክሪስማስ) ይኽተሉ እዮም። ናይ ገዛእ ርእሶም ባህሊ'ውን ኣማዕቢሎም እዮም። እቲ ጽቡቕ ነገር ኣብ ኣውስትራሊያ በዓል ልደት ወይ ክሪስማስ ንምብዓል ብዙሕ መገዲታት ምህላዎም እዩ። እዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) ክቡራት ሰማዕትና ንኩልኹም ተብዕሉ ርሑስ በዓል ልደት ክኾነልኩም ንምነ! ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ክኾነልኩም ንምነ። ኣብ'ዚ መደብ ዜና ኣውስትራልያን ዓለምን፣ ንወጥሪ ኣሜሪካን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) * ባይቶ ግዝኣታዊ መንግስቲ ኒውሳውዝዌልስ ድሕሪ ግብረሽበራዊ መጥቃዕታት ተቓውሞታት ወይ ሰልፍታት ከይካየዱ ዝድርቱ ሕግታት ኣጽዲቑ፣ * ንፖሊስ ህዝባዊ ዋዕላታት ናይ ምድራት ስልጣን ዝህብ ሕጊ፡ ነቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ክልል ትግራይ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዝ ንኢዱ፣ (ጸብጻባት ልኡኽና)
ጸብጻባት ልኡኽና (25 ታሕሳስ 2025) * ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዝ ንኢዱ፣ * ባጤራ ኢትዮጵያ ዝኾነ ብር ኣብ'ዚ ዝዛዘም ዘሎ ዓመት 2025 ጥራሕ ምስ ዶላር ኣሜሪካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛUS, Venezuela edge closer to serious confrontation - ኣሜሪካን ቨነዝወላን ናብ ከቢድ ምትፍናን ገጸን ይቐርባ
The United States and Venezuela are edging closer to a serious diplomatic confrontation, after the US seized two oil tankers linked to the Venezuelan…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛYear-End feature; Australian Politics 2025 - ገምጋም ዓመተ 2025: ፖለቲካ ኣውስትራልያ
In this year-end feature, we look back at major events including the Australian Federal Election, Australia’s bid to host COP30, the tariff imposed on…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሰሉስ 23 ታሕሳስ 2025) * መንግስቲ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ ተቓውሞታት ካብ ደገፍቲ ፍልስጤማውያን ብዘየገድስ ሰልፍታትን ምረሻታትን ንምድራት ዝዓለሙ ተረርቲ ሕግታት ምውጻእ ይደፍኣሉ፣ * መንግስቲ ኣሜሪካ፣ ነቶም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2025)
ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (22/12/2025) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ጸብጻብ ልኡኽና :- ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓስከር ተመዛበልቲ 50 ሰባት ምማቶም ከምዝተገልጸ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝመርሖ ልኡኽ ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (22 ታሕሳስ 2025)
ኣርእስታት ዜና (22 ታሕሳስ 2025) * ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ስነስርዓት ዝክርን ምውላዕ ሽምዓን ንግዳያት ሽበራዊ ቅትለት ቦንዳይ ቪች ተካይዶም * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ንብቕዓት ፈደራል ኣኽበርቲ ሕጊን ትካላት ስለያን ኣብ ጸጥታን ድሕነትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ መልበርን፣ ኣውስትራልያ፣ መፋነዊን ዝኽርን በሃር ስነጥበባዊ በረኸት መንግስተኣብ ተኻይዱ
ዝኽሪ በሃር ስነ-ጥበበኛ በረኸት መንግስተኣብ፡ ሰንበት 14 ታሕሳስ 2025 ኣብ ሜልበርን፡ ኣውስትራልያ ተኻይዱ ። እዚ ዝኽሪ ብ ማሕበረ ኮም ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ (ECA) ከምኡ'ውን ብኣውስትራሊያዊያን ኤርትራውያን ባህላዊ ፎረም ዝተወደበ እዩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓስከር ተመዛበልቲ 50 ሰባት ምማቶም ተገሊጹ፣ ስዊድን ደሃይ እሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ይስሓቕ ኣረጋጊጻ፣
ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓስከር ተመዛበልቲ 50 ሰባት ምማቶም ከምዝተገልጸ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝመርሖ ልኡኽ ምስ ፌደራል መንግስቲ ምምይያጡ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዘን ዘለዋ ሰለስተ መራኽብ ኣዘርባዣን ክፍትሓ ጻውዒት ምቕራቡ፣ ስዊድን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛGun buyback scheme to be established; Sunday will be a national day of reflection - ኣብ ኣውስትራልያ መደብ ምምላስ ብረት (ሽጉጥ) ክጅመር`ዩ፣ ሰንበት ሃገራዊ መዓልቲ ኣስተንትኖ ኮይኑ
Prime Minister Anthony Albanese says his government will establish a new national gun buyback scheme, following the terror attack at Bondi Beach last Sunday…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: To be stuffed | Words we use - MiniPod: To be stuffed | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'to be…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)
** ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን ** ጸብጻባት ልኡኽና:- ፕረሲደንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንልዝብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ፣ ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ብወገኑ ተኣጊዱ ዝጸንሐ ባንክ ሕሳብ ትእምት ክንቀሳቐስ ከም ዝፈቐደ ኣፍሊጡ፣ ውድብ ሕቡራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025) * እቲ ብህይወት ተሪፉ ዘሎ ጥርጡር ኣብ`ቲ ናይ ሰንበት ጃምላዊ ምትኳስ ኣብ ቦንዳይ ቢች፣ 15 ተግባራት ቅትለት ሰብን ሓደ ተግባር ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ዝርከብዎም፣ ብ59 ገበናት ተኸሲሱ: *…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ሰባት ይፈትሑ (UN)፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንልዝብ ናብ አዲስ አበባ አምሪሑ፣
ናይ ሎሚ (18/12/2025) ጸብጻባት ዜና * ፕረሲደንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንልዝብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ፣ * ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ብወገኑ ተኣጊዱ ዝጸንሐ ባንክ ሕሳብ ትእምት ክንቀሳቐስ ከም ዝፈቐደ ኣፍሊጡ፣ * ውድብ ሕቡራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛUkraine peace talks pick up momentum after high-level Berlin meeting - ኣብ በርሊንግ ድሕሪ ዝተኻየዱ ርክባት: ዝርርባት ሰላም ዩክረይን ናህሪ ወሲኾም
High-level diplomatic talks aimed at ending the war in Ukraine are gaining momentum, with United States and European leaders hoping to secure a path to peace…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025) * ሓዘንተኛታት ዕምባታት ዘንበሩሎምን ንዝኽሪ'ቶም ዝተቐትሉ ሰባት መልእኽታት ሓዘን ዝገደፉሎምን ስነስርዓታት ምብራህ ሽምዓ በዓል ሃኑካ ኣብ መላእ ሃገር ተኻይዶም፣ ንቀታሊ ብረት ዘሕደጎ ሰብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to cope during a heatwave in Australia - ማዕበል ሙቐት ኣውስትራልያ ከመይ ትሓልፍዎ
Summer in Australia can be very hot, and as our climate continues to warm, heatwaves are expected to become more frequent and more intense. In this episode of…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTrump threatens land invasion of Venezuela - ትራምፕ ንቨነዝወላ ብመሬት ክወራ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ
The United States has defended the seizure of a Venezuelan oil tanker as a major US naval build-up in the region continues. Venezuelan President Nicolas Maduro…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣዶ (ADOE): ን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣረጋውያን፡ ዘኽታማትን ኣካለ ጉዱኣትን ዝሕግዝ ዘሎ ትካል፧ ዝርርብ ምስ ኣካያዲ መርእድ እያሱ
ን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣረጋውያን፡ ዘኽታማትን ኣካለ ጉዱኣትን ዝሕግዝ ዘሎ ትካል ኣዶ (ADOE) መንዩ፧ ብከመይ ተጀሚሩን ኣብዚ እዋን ካብ ኣብ ኣውስትራሊያን መላእ ዓለምን ሓገዝ እና ኣከበ ዝገብሮ ንጥፈት እንታይ ከም ዝመስል ን ኣካያዲ እቲ ትካል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ ኤርትራ ንዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ 98 ሰባት ፈቲሑ። (ጸብጻብ)
መንግስቲ ኤርትራ ንዓመታት ኣሲሩዎም ዝጸንሐ 98 ሰባት ፈቲሑ። "ንሰላም ኢልና እንሸጦ ግዝኣት የለን" ክብል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ተዛሪቡ። ብካልእ ሓበሬታ ኣብ ዘፈር ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ 50 ቢልዮን ዶላር ዕንወት ወሪዱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Sleep on it | Words we use - MiniPod: Sleep on it | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'sleep on…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ታሕሳስ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ኲንስላንድ ፡ ነቶም ብዋሕስ ዝፍትሑ ካብ 10 ዓመት ኣብ ዝዕድሚኦም ቈልዑ ኤለክትሮኒካዊ ምክትታል ዘግብር ዘውጽኦ ሕጊ ፡ ናብ ባይቶኣዊ ኮሚተ መሪሕዎ ። ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ናብ ኣሜሪካ ዝኣትዉ በጻሕቲ ቪዛ ተዋሂብዎም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ታሕሳስ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 11 ታሕሳስ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ። ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ። ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ። መንግስቲ ፌደራል ንፕሮጀክት መቐለ 2.2 ቢልዮን ብር ሰሊዑ። ቀ/ሚ ህንዲ ኣብዚ ሰሙን ናብ #ኢትዮጵያ ክበጽሕ ተባሂሉ፣ ዕላማኡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛግብረ መልሲ ነቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ተገይሩ ዘሎ እግድ ማሕበራዊ መራኸቢታት
መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንትሕቲ 16 ዓመት ዕድሚኦም ኣእምሮኦም የባላሹ ኣሎ ብምባል ነቲ ኣብ ዓለም ናይ መጀመርያ ዝኾነ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ እገዳ ኣብ ግብሪ ኣውዒልዎ ኣሎ ። ኰይኑ ግና ፡ እቶም መንእሰያት ካብቲ እግድ ንምህዳም ካልእ ሜላ ብምጥቃም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛGather and celebrate: Talking over a BBQ (Med) - ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ ኤስ ቢ ኤስ- ተኣኪብካ ምዝዝንጋዕ፡ ኣብ እዋን ባርቢኲ ዝግበር ዕላል (Gather and celebrate: Talking over a BBQ (Med))
Learn how to describe cooking at a barbecue. - Learn how to describe cooking at a barbecue.
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ታሕሳስ 2025)
** ኣማኢት ኣሻሓት ትሕቲ 16 ዓመት ዕድመኦም ኣውስትራሊያውያን ካብ ሎሚ ማሕበራዊ መዲያ ከይጥቀሙ ተኣጊዶም። ** ኤርትራ ብምእሳር ጋዜጠኛታት ኣብ ኣፍሪቃ ትመርሕ ከምዘላ IFJ ኣብ ናይ 2025 ጸብጻቡ ኣቕሪቡ... ** ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛYour first steps to engaging with Indigenous Australians - ምስ ድቀባት ኣውስ ትራሊያውያን ንፍለማ እዋን ምርኻብ፡
Connecting with Indigenous Australia can be daunting for a newcomer to the country. So, where do you start? We asked Yawuru woman Shannan Dodson, CEO of the…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ታሕሳስ 2025)
** ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣውስትራልያን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ብዛዕባ ጸጥታዊ ጉዳይ ኣብ ዋሽንግተን ዲ-ሲ ተዛትዮም:... ** ኣብ ደቡብ ኮርዶፋን ፡ ኣብ መዋእለ ህጻናትን ኣብ ካልእ ቦታታትን ሱዳን ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ድሮን ፡ 63 ህጻናት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ታሕሳስ 2025)
ን ሎሚ 08 ታሕሳስ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ብርሃን ጃብር እስማዒል ናይ 2025 ናይ ቪክቶሪያ ሕብረ-ባህላዊ ክብሪ (Victorian Multicultural Honour Roll) ተሸላሚ ኮይኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብርሃን ጃብር እስማዒል፡ ተሸላሚ ናይ 2025 ናይ ቪክቶሪያ ሕብረ-ባህላዊ ክብሪ (Victorian Multicultural Honour Roll)።
ብርሃን ጃብር እስማዒል ናይ 2025 ናይ ቪክቶሪያ ሕብረ-ባህላዊ ክብሪ (Victorian Multicultural Honour Roll) ተሸላሚ ኮይኑ ካብ ፕሪሜር ግዝኣት ቪክቶሪያ ሽልማቱ ተቐቢሉ። ብርሃን ኣብ ወለንታዊ ስራሕ፡ ናብ ኢትዮጵያን ናብ ሱዳንን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ትኣሕሳስ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ሚ ኣንቶኒ ኣልባነስ እቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ኣውስትራልያ ካብ ረቡዕ ኣትሒዙ ክግበር ተወሲኑ ዘሎ ናይ ዕድመ እገዳ: ድሮ ዕዉት እዩ ክብል ገሊጹ። ኣብ ጋዛ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ካብዝተግበር ኣስታት ክልተ ወርሒ ጸኒሑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል ትኹረት ክትገብር ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ።
ኣሜሪካ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማልን “ሓድሽ ግጭታት ንምክልኻል” ትኹረት ክትገብር ምዃና ምምሕዳር ትራምፕ ኣነጺሩ። ባንኪ ልምዓት ኣፍሪቃ፡ ቍጠባዊ ዕብየት ኤርትራ ዘተባብዕ ዝበሎ ሓድሽ ስትራተጂ ዘርጊሑ። ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe worries of young Australians in 2025 - ኣብ 2025 ንንኣሽቱ ኣውስትራልያውያን ዘሻቐልዎም እንታይ ኔሮም፧
Teenagers are more concerned than ever about the cost of living, according the annual Mission Australia Youth Survey of more than 17,000 young people…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: To shout | Words we use - MiniPod: To shout | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ታሕሳስ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ፡ እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ እስያ ዘጋጠመ ልዕሊ 1,400 ሰባት ቀቲሉ ዘሎ ምዕልቕላቕ ማይ ፡ ብወዝቢ ዝተኸስተ ዘይኰነስ ፡ መጠንቀቕታ ለውጢ ክሊማ ምዃኑ ኣጠንቂቖም ። ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን ፡ ንዩክረይን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ታሕሳስ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 04 ታሕሳስ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልዕሊ መጠን ክብሪ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ነቲ ሰለስተ ሳዕ ዝተገብረ ምጉዳል መጠን ወለድ ንሓደስቲ ዓደግቲ ከርብሖም ከምዘይከኣለ ሓድሽ ሓበሬታ ገሊጹ ። ኣብ ኩለን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ኣብ ናይ ኣሜሪካ ጥቡቕ ምፅራይ ግሪን ካርድ ተኻቲተን።
ናብ ትግራይ ካብ ፌደራል ናይ ክልተ ኣዋርሕ ዝመፅአ ባጀት ከምዘየለ፡ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ "ዝርርብ ኣይክህሉን " ንዝብል ቅዋም ግብፂ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ኢላቶ። ኤርትራ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ኣብ ናይ ኣሜሪካ ጥቡቕ ምፅራይ ግሪን ካርድ ተኻቲተን።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዋጋታት መንበሪ ኣባይቲ ሰማይ ይዓርግ፡ ኣብ ከም በዓል ብርዝቤን ዝበላ ከተማታት ገምጋም ዋና ገዛ ሓደ ሚልዮን ዶላር በጺሑ
ልዕሊ መጠን ክብሪ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ነቲ ሰለስተ ሳዕ ዝተገብረ ምጉዳል መጠን ወለድ ንሓደስቲ ዓደግቲ ከርብሖም ከምዘይከኣለ ሓድሽ ሓበሬታ ገሊጹ ። ኣብ ኩለን ርእሰ-ከተማታት ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ይውስኽ ኣሎ ፡ እዚ ድማ ዝያዳ ኣውስትራሊያዊያን ብሓንሳብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ታሕሳስ 2025)
** ብሰንኪ እቲ ኣብ ኤሽያ ዝተኸስተ ህቦቡላዊ ዝናብ ቆጽሪ ዝሞቱ ሰባት 1,300 በጺሑ... ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14] ኣብ መንጎ ኣመሪካን ቨነዝዌላን ወተሃደራዊ ስጕምቲ ኸይውሰድ እናተሰግአ ይኸይድ ብምህላዉ ፡ ዝርርብ ክግበር ጻውኢት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕላል ስነ ጽሑፍ ምስ ስነ ጥበበኛ ቶፊቕ ቑስሙላህ።
ነባሪ ኣውስትራሊያ ቶፊቕ ቑስሙላህ፡ ብቋንቋ ዓረብ ግጥምታት ዝጽሕፍ ሓንቲ መጽሓፍ'ውን ብቋንቋ እንግሊዝ ጽሒፉ ኣሕቲሙ ኣሎ። ብትግርኛ ዝጸሓፎ ሓጸርቲ ዛንታታት'ውን ኣለዎ። ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓትን ብፍላይ ድማ ኣገባብን ስርዓትን ተኸቲሎም ዝጸሓፉ ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛA parent’s guide to help teens adjust to social media age restrictions - ቆልዑ ማሕበራዊ መዲያ ከይጥቀሙ ዝእግድ ሕጊ ንምትግባር ወለዲ ንደቖም ብኸመይ ይሕግዝዎም፡
Australia is restricting access to social media accounts for under-16s, and many families are wondering what it means in practice. While the rules place…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ታሕሳስ 2025)
** ኣብ ሆንግኮንግ ምስ ምብራዕ ህንጻታት ዝተሓሓዝ 13 ጥርጡራት ተታሒዞም... ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ኣብ ትግራይ ሕጽረት ባጀት ከምዘጋጠመ ተገሊጹ... ** ኣብ ኢትዮጵያ ፡ ሓንቲ ብቫይረስ ማርበርግ ተታሒዛ ሓሚማ ዝጸንሐት ጓል 15…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ታሕሳስ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ሰልፊ ጥምረት ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናይ ኢሚግሬሽን ፖሊሲኡ ከፍልጥ ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን ፡ ንግዝያዊ ቪዛ ንዝሓዙ ሰባት ናይ ክብርታት መርመራ ክግበረሎም ዝብል መደብ ከምዝድግፎ መራሒ ሰልፊ ናሽናልስ ዴቪድ ሊትልፕራውድ ገሊጹ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመርዓ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበኔዝ
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበኔዝን ምስ ሕጽይቱ ጆዲ ሃይደንን ኣብ ርእሰ ከተማ እዛ ሃገር ኣብ ዝተገብረ ጽምብል ተመርዕዮም ። እታ ሃገር እቲ መርዓ መዓስ ከም ዝፍጸም ብልክዕ ክትግምት ጸኒሓ እያ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ታሕሳስ 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 1 ታሕሳስ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብዚ እዋን ከም ብ ኣማዞን ዝበሉ ዓበይቲ ኩባንያታት ዝመሃደሩ ንጥፈታት ምብጽጻሕ ኣቑሑ (ደሊቨሪ)፡ ዝኣመሰሉ ኣብ ህዝብና ንነዊሕ ዘመናት ዝስርሓሎም ዝነበሩ ንጥፈታት ኣለዉ። ገዛ ገዛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣትዩ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ካልኦት ሰበስልጣንን ዘትዩ። (ጸብጻብ)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣትዩ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ካልኦት ሰበስልጣንን ዘትዩ። ጀነራል ታደሰ ወረደ "ዝተወደበ" ዝበሎ ሓይሊ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምውዳቕ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ከሲሱ። መንግስቲ ፌደራል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራልያ ንትሕቲ 16 ዝዕደመኦም ካብ መድረኻት ሓፋሽ ዝኽልክል ሕጊ ከተተግብር'ያ፣ ኣየኖት'ዮም ተኸልኪሎም ዘለዉ፧
ኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ንዝዕድመኦም ህጻናት ካብ ሶሻል መድያ ክትእግዶም'ያ። ድሕነት ኦንላይን (ኢንተርነት) ዝከታተል ኮሚሽነር ኢ-ሴፍቲ ኣውስትራልያ፡ ኩባንያታት ማሕበራዊ መራኸቢታት (መድረኻት ሓፋሽ) ካብ ዝመጽእ 10 ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Take it easy | Words we use - MiniPod: Take it easy | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'take it…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ሕዳር 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ደው ንምባል ዘበገሰቶ መደብ ሰላም፡ ብሩስያ ተጻሒፉ ናብ ምምሕዳር ትራምፕ ዝቐረበ ምዃኑ ተፈሊጡ ። ኣብ ሆንግ ኮንግ ኣብ ነዊሕ ግምብታት ብእተባርዐ ሓያል ባርዕ ፡ እንተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ: ቁጠዐ ንዘስዓበ ግጉይ ካርታ ዘለዎ መግለፂ ኣሜሪካዊ ጀነራል ከጥፍእ ተገዲዱ። (ጸብጻብ)
ህወሓት ሕጋውነቱ ከየተመለሰ ኣብ ትግራይ መረፃ ምክያድ ከም ዘይከኣል ኣፍሊጡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ: ቁጠዐ ንዘስዓበ ግጉይ ካርታ ዘለዎ መግለፂ ኣሜሪካዊ ጀነራል ከጥፍእ ተገዲዱ። ዓፋር፡ ድሕሪ 12,000 ዓመታት ዝነቶገ እሳተጎመራ ሓመዅሽቱ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሰማይ ብዝዓረገ ዋጋ ክራይ ገዛ: ህዝቢ የማርር
ዋላ "ኳ መጠን ወለድ ይመሓየሽ እንተሃለወ ፡ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ግን ውጥረት ክራይ ኣባይቲ ኣይተቐየረን። ኣብ ሓያሎ ርእሰ-ከተማታት ፡ ስድራ ቤታት ዳርጋ ሲሶ ዝኸውን ካብ ኣታዊአን ንመዕቀሊ ዝኾነን ገዛ እየን ዘጥፍኣ። ዛጊት ኣብ ከተማ ፐርዝ እቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሕዳር 2025)
** እማመ ሰላም ኣመሪካ ዘይማእመኦ ፕረሲደንት ዩክረይን ምስ ዶናልድ ትራምፕ ክራኸብ ሓቲቱ... ** ኣብ ናይጀርያ ካልእ ጃምላዊ ጭውያ ኣጋጢሙ ፡ ፖሊስ 10 ኣንስትን ቆልዑን ብዕጡቓት ተታሒዞም ከምተወስዱ ኣፍሊጡ... ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFrom black tie to casual: How to decode dress codes - ካብ ጸሊም ካራቫታ ክሳብ ተራ ክዳን ምኽዳን ፡ ስርዓተ-ኣከዳድና/dress-codes
You’ve received an invitation that reads “Dress code: Cocktail attire”. What is this ‘code’? And more importantly, what will you wear? In this episode, we…