skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2025)

ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (22/12/2025) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ጸብጻብ ልኡኽና :- ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓስከር ተመዛበልቲ 50 ሰባት ምማቶም ከምዝተገልጸ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝመርሖ ልኡኽ ምስ ፌደራል መንግስቲ ምምይያጡ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዘን ዘለዋ ሰለስተ መራኽብ ኣዘርባዣን ክፍትሓ ጻውዒት ምቕራቡ፣ ስዊድን ደሃይ ኤርትራዊ እሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ይስሓቕ ምርግጋጻን፣ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣሉታዊ ኩነታት ኣየር ብምጥቃስ ገለ በረራታት ውሽጢ ሃገር ደው ምባሉን ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት’ዮም። * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ፣ ኣብ ገምገም ባሕሪ ቦንዳይ ቢች ዝተፈጸመ ናይ ሽብር መጥቃዕቲ ተኸቲሉ፣ ንሱ ዝመርሖ መንግስቲ ሓደ ሓድሽ ሃገራዊ መደብ መሊስካ ምግዛእ ብረት ከቕውም`ዩ ይብል። ዝሓለፈ ሰንበት ድማ ንግዳያት ናይ`ቲ ተዂሲ ንምዝካር ብሃገር ደረጃ ዕለተ ምስትንታን ተኻይዱ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። * ዝኽሪ ነብስሄር በሃር ኤርትራዊ ስነ-ጥበባዊ በረኸት መንግስተኣብ፡…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.