skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ መልበርን፣ ኣውስትራልያ፣ መፋነዊን ዝኽርን በሃር ስነጥበባዊ በረኸት መንግስተኣብ ተኻይዱ

ዝኽሪ በሃር ስነ-ጥበበኛ በረኸት መንግስተኣብ፡ ሰንበት 14 ታሕሳስ 2025 ኣብ ሜልበርን፡ ኣውስትራልያ ተኻይዱ ። እዚ ዝኽሪ ብ ማሕበረ ኮም ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ (ECA) ከምኡ'ውን ብኣውስትራሊያዊያን ኤርትራውያን ባህላዊ ፎረም ዝተወደበ እዩ ። ፍሉጣት ስነ-ጥበባውያን እንተላይ ዓብደላ ኣቡበከር፡ ደሃብ ፈይድ ቲንጋ፡ ሳልሕ ጆሃርን ፍሉጣት ኣባላት ማሕበረሰብን ብዛዕባ ስነ-ጥበባዊ በረኸት መንግስተኣብ ተዘክሮታቶም ኣካፊሎም። ኣብዚ ትሕዝቶ ብመስርዖ ድምጾም ዝስማዕ: ሳራ ዓሊ-በኺት (ኣደወንበር ECA)፣ ሰሚር ኢማም (ምክትል ኣቦወንበር ECA)፣ ገዲም ሙዚቀኛ ዓብደላ ኣቡበከር፣ ስነጥበባዊ ሑሴን መሓመድ ዓሊ፣ ስነጥበባዊት ደሃብ ፋይድ ቲንጋ፣ ጋዜጠኛን ተንታትንን ሳልሕ ቓዲ ጀሃር፣ ዶክተር ታድዮስ ተስፉ (ተሓኤ)፣ ተጋ. ሃይለየሱስ ገብራይ፣ ኣወሃሃዲ ጋዜጠኛ ኣሕመድ ሸሪፍ A memorial event was held for the late legendary Eritrean artist, Bereket Mengisteab, in Melbourne…

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.