Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ታሕሳስ 2025)
** ኣብ ሆንግኮንግ ምስ ምብራዕ ህንጻታት ዝተሓሓዝ 13 ጥርጡራት ተታሒዞም... ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ኣብ ትግራይ ሕጽረት ባጀት ከምዘጋጠመ ተገሊጹ... ** ኣብ ኢትዮጵያ ፡ ሓንቲ ብቫይረስ ማርበርግ ተታሒዛ ሓሚማ ዝጸንሐት ጓል 15 ዓመት ፡ ሓውያ ካብ ማእከል ሕክምና ከም እተፋነወት ተፈሊጡ ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.