Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣውስትራልያ ንትሕቲ 16 ዝዕደመኦም ካብ መድረኻት ሓፋሽ ዝኽልክል ሕጊ ከተተግብር'ያ፣ ኣየኖት'ዮም ተኸልኪሎም ዘለዉ፧
ኣውስትራልያ ትሕቲ 16 ንዝዕድመኦም ህጻናት ካብ ሶሻል መድያ ክትእግዶም'ያ። ድሕነት ኦንላይን (ኢንተርነት) ዝከታተል ኮሚሽነር ኢ-ሴፍቲ ኣውስትራልያ፡ ኩባንያታት ማሕበራዊ መራኸቢታት (መድረኻት ሓፋሽ) ካብ ዝመጽእ 10 ታሕሳስ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ሕግታት ገደብ ዕድመ ክኽተላ ዝሕግዝ መምርሒታት ኣቕሪቡ። ኣብ’ዚ ትሕዝቶ ክሳብ ሕጂ ብዛዕብኡ ፈሊጥናዮ ዘለና ነቕርቦ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.