skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣዶ (ADOE): ን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣረጋውያን፡ ዘኽታማትን ኣካለ ጉዱኣትን ዝሕግዝ ዘሎ ትካል፧ ዝርርብ ምስ ኣካያዲ መርእድ እያሱ

ን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣረጋውያን፡ ዘኽታማትን ኣካለ ጉዱኣትን ዝሕግዝ ዘሎ ትካል ኣዶ (ADOE) መንዩ፧ ብከመይ ተጀሚሩን ኣብዚ እዋን ካብ ኣብ ኣውስትራሊያን መላእ ዓለምን ሓገዝ እና ኣከበ ዝገብሮ ንጥፈት እንታይ ከም ዝመስል ን ኣካያዲ እቲ ትካል መርእድ እያሱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.