Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጽቡቕ ብህልታትናን ልምድታትናን ሒዝናዮም እንተንመጽእ መማዕበሉና ኔሮም፡ ዝርርብ ምስ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ።
ኣብዚ እዋን ከም ብ ኣማዞን ዝበሉ ዓበይቲ ኩባንያታት ዝመሃደሩ ንጥፈታት ምብጽጻሕ ኣቑሑ (ደሊቨሪ)፡ ዝኣመሰሉ ኣብ ህዝብና ንነዊሕ ዘመናት ዝስርሓሎም ዝነበሩ ንጥፈታት ኣለዉ። ገዛ ገዛ እናኸዱ ሸቐጣት ዝሸጡ፡ ናይ ምልውዋጥ መስርሕ (ቬላሮባ)፡ እዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2025)
** ኣብ ማከላይ ቤት ጽሕፈት ፓራሚሊታሪ ፓኪስተን ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። ** ሃገራዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ዓቕሚ ምክራይ ብፍላይ ኣብ ዞባታት ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝያዳ እናኸፍ አ ከምዝመጽ አ ኣፍሊጡ ። ** ዩክረይንን ኣመሪካን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 24 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ምቅይያራት መሪሕነትን ምርሕራሕ ፖሊሲታትን: ዲሞክራሲና ክሳብ ክንደይ ጥዑይ'ዩ፧ ንዝብል ሕቶ ዝምልስ ትሕዝቶ ምስ ቀረብ ል ኡኽና ዝሰድአዶ ጸብጻብ ከነቕርብ፡ ኣርእስታት ሉኡኽና ዝሰደዶ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#81 Talking about elections | Voting in Australia - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ#81 ብዛዕባ ምርጫ ብእንግሊዝኛ ምዝርራብ | ድምጺ ምሃብ ኣብ ኣውስትራሊያ
Learn to talk with confidence about voting and elections in Australia. Plus, find out about the voting system in the country. - Learn to talk with confidence…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2025)
** ኣተኣናገድቲ ዋዕላ ክሊማ ኮፕ30 ፡ እቲ ዋዕላ ኣብ ከሰል፡ ነዳዲን ጋዝን ንዘይምጥቃም ንጹር መደብ ከሓንጸጸ ምውዳኡ ብብዙሓት ሃገራት ዘጉሃየ ፍጻመ ምንባሩ ተፈሊጡ። ** ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ዩ-ስ ብዛዕባ እቲ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ ትግራይ ዘወስዱ መገድታት ብምዕጻውን ምቁራጽ ኣገልግሎትን ከሲሱ። (ጸብጻብ)
ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ትግራይ ምስቶም ብፖለቲካ ናብ ወጥሪ ዘምርሑ ተጋሩ ዘተ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ህወሓት ንመንግስቲ ፌደራል ናብ ትግራይ ዘወስዱ መገድታት ብምዕጻውን ምቁራጽ ኣገልግሎትን ከሲሱ። ናይ ዓፋር ኣርታዕለ እሳተ ጎመራ ካብቲ ንቡሩ ብዝገደደ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛLeadership spills and policy reversals: How healthy is our democracy? - ምቅይያራት መሪሕነትን ምርሕራሕ ፖሊሲታትን: ዲሞክራሲና ክሳብ ክንደይ ጥዑይ'ዩ፧
With the abandonment of its net-zero policies, and leadership spills in two of Australia's largest states, the Coalition is undergoing a period of major…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Call it a day | Words we use - MiniPod: Call it a day | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'call it…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ሕዳር 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** እስራኤል ኣብ ቓዛ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር 10 ፍልስጢኤማውያን ተቐቲሎም ... ** ሓደ ምስ ሓይልታት ምክልኻል ኣውስትራሊያ ዝሰርሕ ዝነበረ ኣፍጋኒስታናዊ ዝተዋህቦ ናይ ሰብ ኣውነት ቪዛ ብዘይ መግለጺ ተሰሪዙ። ** ሃገራዊት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሕዳር 2025)
ሎሚ ሓሙስ 20 ሕዳር 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ብዛዕባ ዉዕል ፕሪቶሪያ ከይትግበር ዝዕንቅጽ ዘሎ መን'ዩ፧ ሕጋውነት ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን ዘስዕቦ ጂኦ ፖሎቲካዊ ቅልውላው ዝምልከት ሰፊሕ ዘተ ምስ ናይ ፈለማ ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ዘይተሳተፈትሉ ወተሃደራዊ ልምምድ ቀይሕ ባሕሪ ተኻይዱ። (ጸብጻብ)
ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት መሪሑ ዝተባህለ ኤርትራዊ ናይ 20 ዓመት ማእሰርቲ ክቕጻዕ ሓሳብ ቀሪቡ። መንግስቲ ካናዳ ንጉዕዞ ናብ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣመልኪቱ ሓድሽ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ። ዓባይ ብሪጣንያ ውን መጠንቀቕታ ጉዕዞ ናብ ኢትዮጵያን ኤርትራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFrom Mabo to modern Australia: the ongoing story of native title - ካብ ማቦ ክሳብ ዘመንዊት ኣውስትራሊያ: ዝቐጽል ዘሎ ናይ ደቀ'ባትነት ሕቶ ይግበኣና።
Australia is known around the world for its rich and diverse First Nations cultures. But when it comes to native title and land rights, you might still wonder…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2025)
** ፋይል ገበናት ጀፈሪ አፒስቲን ክቕላዕ ብዓብላሊ ናይ ይኹን ድምጺ ተዋሂብዎ። ** ውሕሃ ፡ ኣብ ሰሜናዊ ናይጀርያ ኣብ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኣዋልድ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ስዒቡ ፡ ነተን ዝተጨውያ 25 ተመሃሮ ብቕልጡፍ ክፍትሓ ተማሕጺኑ ... **…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጽቡቕ ብህልታትናን ልምድታትናን ሒዝናዮም እንተንመጽእ መማዕበሉና ኔሮም፡ ዝርርብ ምስ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ።
ኣብዚ እዋን ከም ብ ኣማዞን ዝበሉ ዓበይቲ ኩባንያታት ዝመሃደሩ ንጥፈታት ምብጽጻሕ ኣቑሑ (ደሊቨሪ)፡ ዝ ኣመሰሉ ኣብ ህዝብና ንነዊሕ ዘመናት ዝስርሓሎም ዝነበሩ ንጥፈታት ኣለዉ። ገዛ ገዛ እናኸዱ ሸቐጣት ዝሸጡ፡ ናይ ምልውዋጥ መስርሕ (ቬላሮባ)፡ እዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሕዳር 2025)
** ኣብ ብሪጣንያ ዓቢ ለውጢ ፖሊሲ ሓተቲ ዑቕባ ይተኣታቶ፡ ... ** ምጉሓፍ ዒላማ ባዶ ምብካል ኣየር ነቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ፓሲፊክ ዘለዋ ጽልዋ ከምዘይትንክፎ ሱዛን ለይ ትገልጽ፡ ** ዜጋታት ካናዳ ብስግኣት ጸጥታ ናብ ሓያሎ ናይ ኢትዮጵያ ዞባታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሕዳር 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ብዛዕባ ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ብዝሒ ስደተኛታት ምጉዳል ዝምልከት ጉዳይ ኣብ ዉሽጢ ሰልፊ ጥምረት ይድፍኣሉ ኣሎ ። ስደተኛታት ጽዒነን ዝነበራ ክልተ ጃላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከባቢ ገማግም ሊብያ ድሕሪ ምግልባጠን፡ ብውሕዱ ኣርባዕተ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሕዳር 2025)
ን ሎሚ ሓሙስ 17 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብፍቓዱ ንዝለቐቐ ኣቦወንበሩ ንኣቶ ክንፈ ሓዱሽ መሪፁ ተኪኡ። ጉባኤ ዘተን ምድድዳእን ትግራይ ኣብ ሕዳር ን2300 ተሳተፍቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስነ ስርዓት ቐብሪ ስሙይ ስነጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ተፈጺሙ። (ጸብጻብ)
ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብፍቓዱ ንዝለቐቐ ኣቦወንበሩ ንኣቶ ክንፈ ሓዱሽ መሪፁ ተኪኡ። ጉባኤ ዘተን ምድድዳእን ትግራይ ኣብ ሕዳር ን2300 ተሳተፍቲ ብምእካብ መድረኽ ከም ዝሳለጥ ሓቢሩ። ስነ ስርዓት ቐብሪ ስሙይ ስነጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛተራ AI ኣብ ክንክን ጥዕና እናወሰኸ ይኸድይ ኣሎ፣ ስግኣታት ኣለዉ ድዮም፧
ንዶክተራት ሕሙማት በብክብደት ጸገሞም ካብ ምስራዕ ክሳብ ምትርጓም/ምትንታን ምስልታት ሓንጎልን ቀዳሞት ምልክታት ሕማማት ኣብ ምፍላጥን ምልላይን ሰብሰርሖ ብልሒ (ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ AI) ንክንክን ጥዕና ብመሰረቱ ናይ ምቕያር ተኽእሎ ኣለዎ። ክሳብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛMiniPod: Piece of cake | Words we use - MiniPod: Piece of cake | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)
Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'a piece…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣውስትራሊያ ብቻይና ዝድገፉ ሃከራት ኣብ ልዕሊ ጸጥታይ ስግኣት የውርዱ ኣለዉ ኢላ ብመገዲ ሓላፊ ጸጥታኣ ዝገለጸቶ ፡ ቻይና ነቲ ክሲ "ዘይረብሕ ዘረባ" ብምባል ተቓዊማቶ ። በሃር ስነ ስነጥበብኛ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ መበል 89…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኲናት እንተ ተወሊዑ፡ ጂኦግራፊያዊ ምልውዋጥ ከስዕብ ዝኽእል ብዙሓት ሰብ-ጥቕሚ ዝሳትፍዎ ኣህላቒ'ዩ ክኸውን።" ህሉው ኩነታት ምስ ኣቶ ኣብርሃ በላይን መሓሪ ኣብርሃምን
ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ፡ ዉዕል ፕሪቶሪያ ብዘይምትግባሩ ተፈጢሩ ዘሎ ደውታን ቅልውላውን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣልዒልዎ ዘሎ ኣጀንዳ ባሕሪን ስዒቡ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ናይ ኲናት ሃዋሁው ኣንጸላልዩ ይርከብ። እዚ ኩነታት ክንዮ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ሰብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025)
ሎሚ ሓሙስ 13 ሕዳር 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ስደተኛ ኣብዚ ዓለም ዘድልዮ ንብረትን ኣገልግሎታትን እንተረኸበ'ኳ ወትሩ ኣብ ስምዒቱ ዝፍጠር ዘይምላእ ሃጓፍ ጸይሩ እዩ ዝጓዓዝ። እዚ ሃጓፍ እዚ እንታይ እዩ፧ ዋላ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሓዲሽ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቀቢሉ። (ጸብጻብ)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሓዲሽ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቀቢሉ። ሚኒስትር ሰላም ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ታየ ደንደኣ ካብ ዝተኸሰሱሉ ሰለስተ ክስታት በቲ ክልተ ነጻ ከምዝኾነ ጠበቓኡ ሓቢሩ። ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራውያን፣ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ብዕረፍቲ ስሙይ ስነ-ጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ።
በሃር ስነ ስነጥበብኛ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ መበል 89 ዓመቱ ሎሚ ንግሆ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ብሕልፈት ስነ ጠበበኛ በረኸት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ፡ ነዚ ዝምልከት ዝተዳለወ ሓጺር ጸብጻብ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ንዋዕላ ክሊማ 2027 ከተዳሉ'ያ፡ ዑመር ገለ ንሻድሻይ እብረ ፕረሲደንት ክኸውን......ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2025)
** ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ እስላማባድ ኣብ ኣፍደገ ቤት ፍርዲ ፡ 12 ሰባት ዝቐተለን ብዙሓት ዘቝሰለን ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኮኒኑ... ** ክፍለ ግዝኣት ቪክቶርያ ነቶም ዓመጽ ዝፍጽሙ መንእሰያት ዒላማ ዝገብር ሕግታት ተተኣታቱ ፣... **…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to plan for your child’s financial future in Australia - ኣብ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ውጥን መጻኢ ዉልድኩም ብኸመይ ትሰርዕዎ፡
Financial planning can feel stressful for any parent. When it comes to saving for your child’s future, knowing your options helps make informed decisions. And…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስደተኛ ዝስእኖም ግዜን ቦታን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ
ስደተኛ ኣብዚ ዓለም ዘድልዮ ንብረትን ኣገልግሎታትን እንተረኸበ'ኳ ወትሩ ኣብ ስምዒቱ ዝፍጠር ዘይምላእ ሃጓፍ ጸይሩ እዩ ዝጓዓዝ። እዚ ሃጓፍ እዚ እንታይ እዩ፧ ዋላ ናብቲ መበቆል ዓዱ እንተተመልሰ'ውን፡ እቲ ኣብ ስምዒት ስደተኛት ሓንሳእ ዝተፈጥረ ሃጓፍ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሕዳር 2025)
** ኣንተኒ ኣልበኔዝ ከም ኣካል ምግታእ ምስፍሕፋሕ ኒዮ ናዚ ፡ ኣብ እዋን ሰልፊ ጸሊም መሸፈኒ ገጽ ከይልበስ ዝገብር ሕጊ ደጊፉ። ** 503 ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ብምስጋር ናብ ዓዲ እንግሊዝ ኣትዮም።... ** ዶናልድ ትራምፕ ነቲ ፈደራል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሕዳር 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ተጣበቕቲ ፍልስጤማውያንን ክሊማን ምስ ኣይሁዳውያን ጕጅለታት ሓቢሮም ነቲ መንግስቲ ኒው ሳውዝ ዌልስን ፖሊስን ንጉጅለ ኒዮ ናዚስት ሰልፊ ክገብሩ ንምድጋፍ ዝተወስደ ስጉምቲ ተቓዊሞም። ** ኣስታት 300 ገያሾ ጽዒና ኣብ ጥቓ ዶብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሕዳር 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 10 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣውስትራሊያ ካብ መወዳእታ ካልኣይ ኩናት ዓለም ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ዝሃበቶ ቀዋሚ ናይ ሰብኣውነት ቪዛ ሓደ ሚሊዮን ከምዝበጽሕ ተፈሊጡ ። እዚ ኣገዳሲ ቁጽሪ ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓደስቲ መጻእትን AI (ኤኣይ) ዝዓብለሎ ናይ ስራሕ ዓለም ዝፈጥሮም ብድሆታትን
ዳርጋ ክልተ-ሲሶ ዝኾና ኣውስትራልያውያን ትካላት ኣብ መስርሕ ምቑጻር ሰራሕተኛታት ሰብ ሰርሖ ብልሒ (Artificial Intelligence, AI) ይጥቀማ፣ እዚ ግን ስግኣታት ተኽእሎ ኣድልዎ ወይ ኣፈላላይ ኣብ ሓደስቲ መጻእቲ፣ ስደተኛታትን ደቀንስትዮን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀይሕ ባሕሪ ንዅለን ሃገራትን ህዝብታትን ዓለም ዘገልግል ክኸውን ኣለዎ' ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዛሪቡ። (ጸብጻብ)
ኮሚሽን ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክትታት ታሕተዋይ ኦሞ መሰል ደቀባት ብምግሃስ ገበነኛ ገይሩ። ቀይሕ ባሕሪ ንዅለን ሃገራትን ህዝብታትን ዓለም ዘገልግል ክኸውን ኣለዎ' ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዛሪቡ። ስርዓት ሓመድን ማይን ትግራይ ብኲናት ከም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡
ኣውስትራሊያ ካብ መወዳእታ ካልኣይ ኩናት ዓለም ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ዝሃበቶ ቀዋሚ ናይ ሰብኣውነት ቪዛ ሓደ ሚሊዮን ከምዝበጽሕ ተፈሊጡ ። እዚ ኣገዳሲ ቁጽሪ ፡ ስደተኛታት ኣብ ታሪኽ ኣውስትራልያ ዓብዪ ኣበርክቶ ከምዝገበሩ ክብሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሕዳር 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኲንስላንድ ፡ ፖሊስ ጸረ ግብረሽበራ ድሕሪ ዝገበሮ መርመራ፡ ነታጒ ብምስራሕን ብምዝውዋርን ዝጠርጠሮም ን 7 ሰባት ክሲ መስሪትሎም። ኣብ ኣመሪካ፡ ድሕሪ ታሪኻዊ ዓወት ዞህራን ማምዳኒ ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ሰልፊ ዴሞክራትስ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሕዳር 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 06 ሕዳር 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ መንግስቲ ክልል ዓፋር ሓይልታት ህወሓት 'ዶብ ሰጊሮም ብምጥቃዕ ስምምዕ ፕሪቶርያ ብምጥሓስ' ከሲሱ ስምምዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ገማግም ባሕራ ከተውሕስ ትኽእል እያ፡ ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ተዛሪቡ። (ጸብጻብ)
መንግስቲ ክልል ዓፋር ሓይልታት ህወሓት 'ዶብ ሰጊሮም ብምጥቃዕ ስምምዕ ፕሪቶርያ ብምጥሓስ' ከሲሱ። ስምምዕ ውዕል ፕሪቶርያ ዛጊድ ብሙሉእ ክትግበር ከምዘይካኣለ ኮሚቴ ርክባት ወፃኢ ሰኔት ኣሜሪካ ኣፍሊጡ ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ 38…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣመሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ክርስትያናት ናይጀሪያውያን ዓመጽ እንተ ቀጺሉ ስጕምቲ ካብ ምውሳድ ድሕር ከም ዘይብል ገሊጻ ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት)
** ትካል ጸጥታ ኣውስትራሊያ (ASIO)፡ ኣውስትራሊያውያን ብምምልማል ተኣፈፍቲ ሃገራውያን ምስጢራት ክስረቕ ዝተዋደደ ዉዲት ከምዘፍሸለ ኣፍሊጡ። ** ኣድመጽቲ ኣብ መንጎ ዴሞክራሲያዊ ሶሻሊስታዊ ተወዳዳራይ ዞህራን ማምዳኒን ከም ነጻ ተወዳዳሪ ኮይኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛDating or matchmaking: How to find a partner in Australia - ምርካብ መጻምዲ ፍቕሪ (Dating) : ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ሓዳር መጻምድቲ ብኸመይ ይርከብ፡
Many newly arrived migrants in Australia seek relationships not only for romance but to regain a sense of belonging. Separation from loved ones often drives…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡
ፐን ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ብዝነብሩ ኤርትራውያን ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ዝቖመ ማሕበር እዩ። ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ን ገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ንጸሓፊ ሳልሕ ጋዲ፡ ንጸሓፍን ምሁርን ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ፡ ንጸሓፊ ዳኒኤል ተስፋይ ሰመረ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ሕዳር 2025)
** ማእከላይ ባንክ መጠን ወለድ ገንዘብ ከምዘለዎ ክቕጽል ክውስን ትጽቢት ይግበር... ** ሓካይም ብዘይዶብ ፡ ኣብ ኣል ፋሸር ፡ ሰላማውያን ሰባት ግህሰት ኣስፋሕፊጙ ኣብ ዘለወሉ እዋን ፡ ሓይልታት ንህጹጽ ደገፍ (RSF) ሰላማውያን ሰባት ክወጽኡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ናይጀርያ ፡ ሉኣላዊ ግዝ ኣታ ክሳብ ዝተኸብረ፡ ኣመሪካ ኣንጻር እስላማውያን ተዋጋእቲ ኣብ ምቅላስ ትገብሮ ደገፍ ከምትቕበሎ ገሊጻ።- ** ብኸቢድ ህዝባዊ ተቓዉሞን ናዕብን ዝተገብረ ምርጫ ትንዛንያ፡ ፕረሲደንት ሳምያ ሓሰን ብገፊሕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 3 ሕዳር 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ SBS ን ዩኒቨርሲቲ ካንበራ ዘዳለዎ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ፡ ኣብ መንጎ እቶም ማሕበረሰባት ሕብረ ብዙሕ ባህልታት ካብቲ ናይ 2023 ጸብጻብ ዝያዳ ስምዒት ናተይነት ከምዝስምዖም ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕሉል ኣስጋሪ ኤርትራዊ ተወልደ ጐይትኦም [ወሊድ] መስርሕ ፍርዱ ሎሚ 3 ሕዳር ክጅምር እዩ። (ጸብጻብ)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ምረቓ ዓቢ ቤተ መዘክር ግብጺ ተረኺቡ። ሕብረት ኣውሮፖ ሓዊሱ 22 ሃገራት 3ይ ዓመት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ብምዝኽኻር ዘተ ክጅምር ጸዊዐን። ዕሉል ኣስጋሪ ኤርትራዊ ተወልደ ጐይትኦም [ወሊድ] መስርሕ ፍርዱ ሎሚ 3 ሕዳር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጸብጻብ ናተይነት
SBS ን ዩኒቨርሲቲ ካንበራ ዘዳለዎ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ፡ ኣብ መንጎ እቶም ማሕበረሰባት ሕብረ ብዙሕ ባህልታት ካብቲ ናይ 2023 ጸብጻብ ዝያዳ ስምዒት ናተይነት ከምዝስምዖም ዘሎ ተፈሊጡ ። ብተወሳኺ ነቲ ኣብ መንጎ ብዙሓት ቋንቋታት ዝዛረቡ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስደተኛታትን መጻእትን ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ'ቲ ካብ ዓዶም ሒዞሞ ዝመጹ ሞያን ብቕዓትን ምስ ዘይዋፈሩ መን'ዩ ዝህሰ፧
ኣብ መበቆል ዓዶም ኣካየድቲ (ማናጀራት)ን ክኢላታትን ምንባሮም ብዘየገድስ ስደተኛታት ኣብ ዝተናውሐ ግዜ ከም’ቲ ዝነበሮም ወይ ተመሳሳሊ ስራሕ ኣብ ኣውስትራልያ ክረኽቡ ይሽገሩ’ለዉ። ሓደ ክኢላ ብሰንኪ'ዚ ኩነታት “ኩላህና ኢና ንኸስር ዘለና፣” ክብል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025)
ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025) * ዕለታዊ ዜና፡ - ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣብ ዋዕላ ኤፐክ ንምስታፍ ደቡብ ኮርያ ኣትዩ፡ - ሓይልታት ወሃብ ህጹጽ ደገፍ ሱዳን ንኤልፋሽር ተቖጻጺሮማ፡ ብዙሓት ሰላማውያን ሰባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025) * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ ዋዕላ APEC ንምስታፍ ኣብ ደቡብ ኮርያ ኣትዩ፣ * ሓይልታት ፈጣን ወሃብቲ ደገፍ ሱዳን ኣብ ዞባ ዳርፉር ንከተማ ኤልፋሽር ተቖጻጺሮማ፣ ብዙሓት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)
ጸብጻባት ዜና ሎሚ (30/10/2025) * ልኡኽ መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ተራኺቡ፡ * ኤርትራ ንተስፋሕፋሒ ድሌት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኰኒና፣ * ኲናት ፅንተት ትግራይ ኣብ ዘፈር ማሕበራዊ ግልጋሎት ጥራሕ ልዕሊ 10.8 ቢልዮን ዶላር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕድሕድ ውግእ ሱዳን ናብ ሓድሽ ሓደገኛ ምዕራፍ ሰጊሩ፡
ውግእ ሱዳን ኣብ ሓደገኛ ሓድሽ ምዕራፍ በጺሑ ኣሎ ። ሓይልታት ህጹጽ ደገፍ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ መወዳእታ ቀንዲ መደብር ናይቲ ሰራዊት ብምቁጽጻር ኣብ ርእሰ ከተማ ሰሜን ዳርፉር ማለት ኤል-ፋሸር ብምቁጽጻር ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ወሪዱ ይርከብ ። እዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ ንኽትስእን 30 ዓመት ዝወሰደ ቃልሲ ነቲ ዝሰኣነቶ ደጊማ ንኽትረክብ ግን ካልእ 30 ዓመት ኣየድልያን'ዩ።" ቀ/ሚ ኢትዮጵያ (ሓጸርቲ ዜናታት)
** ኣብ ጀማይካ ብዝተኸስተ ህቦቡላ ሃሪከን መሊሳ ቁጽሪ ምውታት ይውስኽ ... ** ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፡ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ፡ ንሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ' ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣካታዒ ይኸውን... ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat are Australia’s fishing laws and rules? - ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ኣውስትራልያ ሕግታትን መምርሒታትን ከምዘለውዎ ትፈልጡ ዶ፧
Thinking of going fishing in Australia? Make sure you are familiar with local regulations, including licensing systems, closed seasons, size limits, permitted…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሱዕዳዊ ኩባንያ ንሓደ ካብ ወደባት ጂቡቲ ክጥቀመሉን ከማዕብሎን ተሰማሚዑ፣ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
** ወስተርን ኣውስትራልያ ነቲ ኣብ ልዕሊ ፒንጃራ እተፈጸመ ጃምላዊ ቅትለት ብወግዒ ይቕረታ ኽትሓትት እያ:... ** ስዑድያዊ ኩባንያ RSGT ን30 ዓመታት ዝጸንሕ ናይ ጅቡቲ ወደብ ታድጅበርህ ክጥቀመሉ ተሰማሚዑ። ** ፌደራል መንግስቲ ካብ መረበቶም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ሰራዊት ሕይልታት ህጹጽ ደገፍ (R-S-F) ንዋና ከተማ ዳርፉር ኣልፋሻር ምሓዞም ገሊጾም። ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ኣብቲ ዝግበር ዋዕላ ኣስያን ኣብ ዛዕባ ንኣውስትራልያ ዘገድሱ ስራሕን ጸጥታን ከም ዘተኵር ገሊጹ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 27 ጥቅምቲ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ መጻእቲ ናብ ኣውስትራልያ ንኣውስትራልያዊ ዘይወግዓዊ ኣዘራርባ ወይ ዘረባ ሹቕ (Australian Slang) ክለምድዎ ንብዙሕ ዓመታት ተሸጊሮም ጸንሒሞ'ዮም። እንተኾነ ግን እዛ ሃገር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ምስ ወደባት ቀይሕ ባሕሪ ዘተኣሳስር ዩ ዝበለቶ ናይ 1.6 ቢልዮን ዶላር ፕሮጀክት ህንጸት መስመር ባቡር ወግዓዊ ገይራ። (ጸብጻብ 27 ጥቅምቲ 2025)
ኢትዮጵያ ምስ ወደባት ቀይሕ ባሕሪ ዘተኣሳስር ዩ ዝበለቶ ናይ 1.6 ቢልዮን ዶላር ፕሮጀክት ህንጸት መስመር ባቡር ወግዓዊ ገይራ። ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓደሽቲ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ። ኤርትራ፡ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣሲራቶም ዝጸንሐት ሽዱሽተ ስሪላንካውያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ኣውስትራልያ ንጥቀመሉ ቋንቋ እንግሊዝ ካብ ካልኦት ዝተፈልየ ድዩ፧ ካባና ዝልቅሖም ቃላት ኣለዉ ድዮም፧
ንዓመታት መጻእቲ ናብ ኣውስትራልያ ንኣውስትራልያዊ ዘይወግዓዊ ኣዘራርባ ወይ ዘረባ ሹቕ (Australian Slang) ክለምድዎ ተሸጊሮም'ዮም። እንተኾነ ግን እዛ ሃገር ዝያዳ ብብዙሕነት ሃብታም እናኾነት ኣብ ትመጻሉ ቋንቋ እንግሊዝ ንዛረበሉ ኣገባባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2025)
ሎሚ ሓሙስ 23 ጥቅምቲ 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ጡብ ምጥባው ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ብምዕባይ ንዘጥብዋ ካብ ናይ ጡብ ካንሰር ክከላኸለለን ከምዝኽእል ኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት ሓድሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስሪላንካ ዜጋታታ ካብ ቤትማእሰርቲ ኤርትራ ንምፍታሕ ጻዕሪታት ትገብር። (ጸብጻብ)
ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሻብዓይ ሓፈሻዊ መረፃ 24 ግንቦት 2018 ክካየድ ሓሳብ ኣቕሪቡ። ዓለምለኻዊ ትካል ተጣባቒ መሰል ጋዜጠኛታት፡(CPJ)፡ ናጽነት ሚድያ ኣብ ትግራይ የንቆልቁል ምህላዉ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ብስም እታ ዝተቐትለት ስፔናዊት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጡብ ምጥባው ካብ ካንሰር ጡብ ክከላኸል ከምዝኽእል ሓድሽ ምርምር ኣረጋጊጹ።
ጡብ ምጥባው ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ብምዕባይ ንዘጥብዋ ካብ ናይ ጡብ ካንሰር ክከላኸለለን ከምዝኽእል ኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት ሓድሽ መጽናዕቲ ፡ ጥንስን ጡብ ምጥባውን ረኽሲ ዘስዕቡ ክቃለሱ ዝኽእሉ ዋህዮታት T-cells ብምምዕባል…