Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ስነ ስርዓት ቐብሪ ስሙይ ስነጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ተፈጺሙ። (ጸብጻብ)
ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ብፍቓዱ ንዝለቐቐ ኣቦወንበሩ ንኣቶ ክንፈ ሓዱሽ መሪፁ ተኪኡ። ጉባኤ ዘተን ምድድዳእን ትግራይ ኣብ ሕዳር ን2300 ተሳተፍቲ ብምእካብ መድረኽ ከም ዝሳለጥ ሓቢሩ። ስነ ስርዓት ቐብሪ ስሙይ ስነጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ተፈጺሙ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ንክሲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ነፂጉ።
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.