Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሞስኮ፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ መዳይ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ቀዳምነት እትህቦ ነገራት ከተኽብርን ክትሕግዝን ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። (ሓጸርቲ ዜናታት 22 ጥቅምቲ 2025)
** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ እቲ ኣውስትራሊያ ምስ ኣመሪካ ጌራቶ ዘላ ስምምዕ AUKUS ኑክሌሳዊ ጸዓት ሳብማሪን ንቻይና ዝዓለመ ከምዝኾና ካብ ምግላጽ ተቖጠቢቡ። ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ፡ ሞስኮ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ መዳይ ወተሃደራዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛታሪኽ ፍሉጥ ነጋዳይ፡ ተጣባቒ መሰልን ገባሪ ሰናይን ፊት/ መሓመድ ሓጎስ ኣበራ ምስ ኻልድ ኣበራ
ፊተውራሪ መሓመድ ሕጎስ ኣበራ፡ ብንግዲ ብፖለቲካን ብልግሲን ዝፍለጡ እዮም ኔሮም። ብፍላይ ማሕበር ኣውቶቡስ ማይ ዉዑይ/ ዲታ ኣበራ ዝብል ስም ብብዙሓት ዝፍለጥ፡ ኣብ ኣስመራ ሓደ ካብ ቀዳሞት ናይ ደቀባት ሆቴል ሊል ቀይሕ ባሕሪ ዝነበሮምን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛUnderstanding treaty in Australia: What First Nations people want you to know - ምርዳእ ውዕል (treaty) ኣብ ኣውስትራሊያ: ቀዳሞት ህዝባታት ብዛዕባ'ዚ ክንርድኦ ዝደልዩና ነገራት።
Australia is home to the world’s oldest living cultures, yet remains one of the few countries without a national treaty recognising its First Peoples. This…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሕቶ ቀይሕ ባሕሪ ጉዳይ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘሎ ምስሕሓብ እዩ።" ላዕለዋይ መራሒ ኦላ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያን ፕረሲደንት ኣመሪካን ስምምዕ ዕደና ኣገደስቲ ማዕድናት ተፈራሪሞም... ** ካብ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ኣብ ከባቢ ደሴት ላምፐዱሳ ተገልቢጣ፡ ኣብኣ ዝነበሩ ዓሰርተታት ስደተኛታት ሃለዋቶም ጠፊኡ።... ** “ሕቶ ቀይሕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ጥቅምቲ 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 20 ጥቅምቲ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ፈለማ ፊተውራሪ መሓመድ ሕጎስ ኣበራ፡ ብንግዲ ብፖለቲካን ብልግሲን ዝፍለጡ ኣቦ እዮም ኔሮም። ብፍላይ ማሕበር ኣውቶቡስ ማይ ዉዑይ/ ዲታ ኣበራ ዝብል ስም ብብዙሓት ዝፍለጥ፡ ኣብ ኣስመራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ጥቅምቲ 2025)
** ሰኔተር ፖሊን ሃንሰን ነቲ ካብ ሰልፉ ሰልፊ ናሽናልስ ከምዝወጽአ ዘፍለጠ ሰናተር በርናቢ ጆይስ ናብ ሰልፋ ሰልፊ ዋን ኔሺን ክጽምበር ብወግዒ ጸዊዓ። ** ሰራዊት እስራኤል ፡ ሓማስ ነቲ ስምምዕ ምቍራጽ ተዅሲ ብምጥሓሱ ፡ ኣብ ደቡባዊ ጋዛ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኮሚሽን መፅናዕቲ ምፅናት ዓሌት ትግራይ ኣብ ትግራይ ምስ ምፅናት ዓሌት፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ወይ ገበናት ኲናት ዝዳረግ ገበን ተፈጺሙ ኢሉ። (ጸብጻብ)
ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ምንቅስቃስ ዘይሻራዉያን ሃገራት ተሳቲፋ ጽገና ዓለማዊ ስርዓት ክግበር ተማሕጺና። ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 110 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣቲዩ። ኮሚሽን መፅናዕቲ ምፅናት ዓሌት ትግራይ ኣብ ትግራይ ምስ ምፅናት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራልያ ዓድና ኮይና ትስመዓና ዶ፧
ሓደ ክንነብረሉ ዝጸናሕና ወይ ከም ሓደስቲ መጺእና ዝተጣየስናሉ ዓዲ ክንቅበሎ፣ ናትና ኢልና ክንጽውዖን ምስ ካልኦት ከማና ኢልና ዝኣመንናሎም ክንሕወስን ምስ ጀመርና ንናብራናን ህይወትናን ዝሓሸ ክኸውን ይገብሮ። እዚ ግን ኣብ ባዶሽ ዝኸውን ስለዘይኮነ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓድሽ ወተሃደራዊ መራሒ ማዳጋስካር ፡ ፕረዚደንት ናይታ ኣፍሪቃዊት ደሴት ኰይኑ ከምዝምሕል ገሊጹ ኣሎ ። (ዕለታዊ ዜና)
ናይ ረድኤት ማካይን ናብ ጋዛን እስራኤልን ምእታው ቀጺሉ። ሓድሽ ወተሃደራዊ መራሒ ማዳጋስካር ሚካኤል ራንድሪያና ፡ ፕረዚደንት ናይታ ኣብ ኣፍሪቃ እትርከብ ደሴት ኰይኑ ከምዝምሕል ገሊጹ ኣሎ ። ሃገራዊት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ሶኮሩ ኣብ ደንቨር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ጥቅምቲ 2025)
ሎሚ ሓሙስ 16 ጥቅምቲ 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። መስራቲ ናይ ፈለማ መዲያ ኣብ ዲያስፖራ ኤርትራ ኣዝማሪኖ ዶት ኮም ን ድምጺ ደሊናን ዝነበረ ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡ ብብዙሓት ከም ኣርኣያ፡ ጀማሪ ነጻ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ዶላር ዕዳኣ ናይ ምምላስ ግዜ ንምንዋሕ ዘካየደቶ ፈተነ ፈሺሉ። (ጸብጻብ)
ኢትዮጵያ ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ዶላር ዕዳኣ ናይ ምምላስ ግዜ ንምንዋሕ ዘካየደቶ ድርድር ብዘይፍረ ተበቲኑ። ሰላማዊ ሰልፊ ኣባላት ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ፡ ንሳልሳይ መዓልቲ ቀፂሉ። ሰብ መዚ ደቡብ ሱዳን 17 ኤርትራውያን ኣሲሮም
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#97 Complimenting someone’s style (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ፡ ብዛዕባ ምድናቕ ቅዲ ወይ ፋሽን ናይ ሰባት )#97 Complimenting someone’s style (Med))
Learn how to talk about fashion, and how to compliment someone in English, perfect for parties and cultural events. - ትምህርቲ ምዝራብ ብዛዕባ ፋሺንን ብእንግሊዝኛ ከመይ ከምተድንቕን።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ፡ "ናይ ዘመነ ግዝኣት ኣተሓሳስባ" ሒዛ ተፈራርሓኒ ኣላ ብምባል ንግብጺ ምላሽ ሂባ። (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
** እስራኤል ፡ ሬሳታት ጅሆ ብዘይምምላሶም ረዲኤት ናብ ቓዛ ከይኣቱ ትዓግት... ** ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ዝርከቡ ሓይልታት ጸጥታ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ ... ** ግብጺ ንኢትዮጵያ ብጉዳይ ማይ ኒል ኣብ ተፍራርሓሉ ዘላ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to donate blood in Australia - ደም ምልጋስ ኣብ ኣውስትራሊያ፡
Each time you donate blood, you can save up to three lives. In Australia, we rely on strangers to donate blood voluntarily, so it’s a truly generous and…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናብራ ስደት ኣብ ዕቤትና ክንጅምሮን ክንነብሮን 'ከለና እንታይ ይመስል፧
ብምኽንያት ስደት ድዩ ወይስ ፍልሰት ገለ ካባና ኣብ ከም በዓል ኣውስትራልያ ዝኣመሰላ ምዕራባውያን ሃገራት ዓሊብና ህይወትና ኣብ’ቲ ዕድመ ዝደፋእናሉ ግዜ ከም ሓድሽ ነጣይሰሉ ወይ ንጅምረሉ ኩነታት ክንህሉ ንኽእል ኢና። እቶም ዘጋጥሙና ብድሆታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንእሰያት ብዝገበርዎ ሰላማዊ ተቓዉሞ ፕረሲደንት ማዳጋስካር “ናብ ዉሑስ ቦታ” ከምዝሃደመ ተገሊጹ። (ሓጸርቲ ዜናታት)
** ብጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ እስራኤላውያንን ካብ ማእሰርቲ ዝተፈትሑ ፍልስጢኤማውያንን ንናብ ዓዶም ኣብ ዝምለስሉ ህዝቢታት ሓጎሶም ይገልጹ ኣለዉ። ** ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ ሓንቲ ናይ ገያሾ ኣውቶቡስ ናብ ሓደ ገደል ድሕሪ ምታዋ ፡ ወዲ 10 ወርሒ ህጻን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ጥቅምቲ 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 13 ጥቅምቲ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣዳላዊን ኣቕራብን ኣዝማሪኖ ዶት ኮም ዝነበረ ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡ ብብዙሓት ከም ኣርኣያ፡ ጀማሪ ነጻ መዲያ ኣብ ወጻኢን ኣጆኻ በሃልን ብኻልእ ሰናት ተግባራቱን ይዝከር።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ጥቅምቲ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ነቲ ንኽልተ ዓመት ዝተገብረ ውግእ ሓማስ-እስራኤል ንምጉላሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብሰንበት ክገብሩ ዊዒሎም ፣ ** ኣብ ጥቓ እተን ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ዝርከባ ኣከራኸርቲ ደሴታት ፡ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ኣነነት ዝበዝሓሉ፡ ብዙሕ ዝዛረብ ዉሑድ ሰብ ዝሰምዓሉ ግዜ ኢና ዘለና፡ ተስፋልደት ድማ ነዚኣ’ዩ ዝጽየን ኔሩ።” ዘካሪያስ ክብረኣብ
መስራቲ ናይ ፈለማ መዲያ ኣብ ዲያስፖራ ኤርትራ ኣዝማሪኖ ዶት ኮም ን ድምጺ ደሊናን ዝነበረ ኣቶ ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡ ብብዙሓት ከም ኣርኣያ፡ ጀማሪ ነጻ መዲያ ኣብ ወጻኢን ኣጆኻ በሃልን ብኻልእ ሰናይ ተግባራቱን ይዝከር። ድሕሪ ሕልፈቱ፡ ክብርታቱን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ግብጺ ብጉዳይ ኣባይ ውሕስነት ማይ ንምርግጋጽ ኣድላዪ ስጉምትታት ክትወስድ’ያ።"ፕ/ት ኣል-ሲሲ ። (ጸብጻብ)
ብፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢጣሊያ ኣትዩ፡ ኣብ ትግራይን ዓፋርን 5.3 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝተሰምዐ ተገሊጹ; ኣብ ዓፋር ህይወት ሓደ ሰብ ኣሕሊፉ ፤ ናይ ኣስታት 43 ሺሕን ሰባት ገዛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ጥቅምቲ 2025)
ሎሚ ሓሙስ 09 ጥቅምቲ 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ፡ ንሱዳናዊ ኣዛዚ ሚሊሻ ዓሊ ሙሓመድ ዓሊ ዓብድ-ራሕማን ፡ ቅድሚ 20 ዓመት ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ካልኦት ማሕበረሰባት ዲያስፖራን ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆናን ክትትል መንግስቲ ኣውስትራሊያን፡ (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ)
ኣርእስታት ዜና፥ ክፍሊ ውሽጣዊ ጉዳያት፡ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ብዙሓት ማሕበረሰባት ዲያስፖራ ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆና ዒላማ ዝገበረ ጻዕርታት ንምምካት ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝገበሮ ጻዕርታት ንሰኔት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ብዛዕባ ጅምላዊ ቅትለት ዳርፉር ኣብ ናይ ፈለማ ብይኑ ኣሕሊፉ።
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ፡ ንሱዳናዊ ኣዛዚ ሚሊሻ ዓሊ ሙሓመድ ዓሊ ዓብድ-ራሕማን ፡ ቅድሚ 20 ዓመት ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ገበነኛ ከምዝኾነ ኣረጋጊጹ ። ነቲ ኣብ ግጭት ዳርፉር ዘጋጠመ ኣስታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣርእስቲ፣ ድምጻዊ ገብረጻድቕ ወልደዮሃንስ እንኪዝከር፡
ነብስሄር ድምፃዊ ገብረፃድቅ ወልደዮሃንስ ኣብ ዘመናዊ ሙዚቃ ትግርኛ ዝለዓለ ኣበርክቶ ነይርዎ።ውሩይ ድምፃዊ፥ደራሲ ግጥምን ዜማን፥ተፃዋቲ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ሙዚቃ እዩ።ነቲ ከያኒ ዝዝክር ሓደ መድረክ ኣብከተማ መቀለ ተሰናዲኡ ኣብ ዝነበረሉ ዝተዳለወ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ፡ ኤርትራ ምስ ህወሓት ኮይና ኣብ ከተማ ወልዲያ "ውግእ ከፊታትለይ" ብምባል ንኤርትራ ከሲሳታ። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ
** መራሕቲ ፖለቲካ ኣውስትራሊያ ንግዳያት ናይ 7 ጥቅምቲ መጥቃዕቲን ነቶም ገና ኣብ ጋዛ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉን ሓዘኖም ገሊጾም ። ** ብትእዛዝ ፕረሲደንት ዶናል ትራምፕ ወተሃደራት ሃገራዊ ሓለዋ ናብ ቺካጎ ኣትዮም... ** ኢትዮጵያ ፡ ኤርትራ ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛRoad trips in Australia: What you need to know before hitting the road - ጉዕዞ መገዲ ኣብ ኣውስትራሊያ : ቅድሚ ጉዕዞ ምጅማር ክፍለጡ ዝግብኦም ነገራት
There’s no better way to experience Australia than hitting the road. Between the wide-open landscapes, country bakery pies, and unexpected wildlife, a road…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7ይ መረጻ ከተካይድ እያ" ፕር/ ታየ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (7 ጥቅምቲ 2025)
** ኣብ ግብጺ ዝርርብ ምቁራጽ ተዂሲ ቓዛ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን እስራኤላውያንን ፍልስጢኤማውያንን ተስፋኦም ይገልጹ ኣለዉ... ** ቅዳማይ ሚኒስተር ፈረንሳ ካብዝሽየም ወርሑ ከይመልኦ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ... ** ኢትዮጵያ ኣብዚ በጀት ዓመት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 6 ጥቅምቲ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣቶ በላይ ገብረግዚኣብሄር ኣብ ሆባርት ታዝማኒያ ዝነብር ጥሮተኛ እዩ። ኣብ ሆባርት ቦውል ዝበሃል ጸወታ ስፖርት ምስ ጋንታ Royal Hobart Bowls Club ተሰሊፉ ይጻወት። እዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ሩስያ ፡ ትማሊ 5 ጥቕምቲ ኣብ መላእ ዩክረይን ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ፡ ሚሳይላትን ድሮንን ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም ፣ ሲቪላዊ ትሕተ ቅርጺ ዓንዩ ። ** ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዝተፈጥረ ዕልቕልቕ ኣስታት 19 ሰባት ቀቲሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሕልፈት ህብብቲ ተጣባቒት እንስሳ ዱር ዶ/ር ጄን ጉዳል
እታ ህብብቲ ተጣባቒት ኣከባቢን ተመራማሪት ስነ ፍልጠትን ዓለምለኻዊ ተጣባቒት እንስሳ ዱርን ዝነበረትጄን ዳይም ጉዳውል ኣብ 91 ዓመት ዕድሚኣ ዓሪፋ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኮንፈረንስ መቐለ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ 'ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንክሰጋገር እጃምና ክነወፊ ኢና'ኢሉ።
ኣብ ትግራይ ብሆስፒታል ዓይደር፡ ኣብ ኣፍሪቃ ንፈለማ እዋን 'ቦቶክስ' ብምጥቃም ዕውት መብጣሕቲ ተኻይዱ። ክሽቦ ጓልኣንስተይቲ ንምውጋድ፡ ውሁድ ጻዕሪ መሻርኽቲ ክዓዝዝ ጻውዒት ቀሪቡ። ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ብነዳዲ ዝሰርሓ ዓበይቲ መካይን ከይኣትዋ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጥዕና ስድራቤት ኣዴታትና ብዝኽሽነኦ መግቢ'ዩ ብዝለዓለ መጠን ዝውሰን
ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሰባት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዝመጽወን ሃገራት ብዓይነት ሰብን ክኢላዊ ሞያን ጥራይ ዘይኮና ዝህብትማ በቲ ሒዞሞ ዝመጹ ባህሊ፣ ሃይማኖት፣ ልምዲ፣ ኣመጋግባ፣ ኣለባብሳ፣ ሙዚቃን ስነጥበብን’ውን ይህብትማ’የን። ምናልባት ነዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ መንግስቲ ንሓደስቲ ዓደግቲ ገዛ ንምድጋፍ ከተግብሮ ጀሚሩ ዘሎ መደብ ፡ ዝያዳ ውድድር ዝፈጥርን ዋጋታት ዘውስኽ እዩ ክብሉ ተንተንቲ ኢንዱስትሪ ስግኣቶም ገሊጾም ። ኣብ ኲንስላንድ እቲ ዝዓበየን ዝጠንተወን ትካል መፍረ ጸዓት ከሰል ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 02 ጥቅምቲ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ወርሒ መስከረም ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ዝተኣስርሉ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ዝዝከረሉ ወርሒ እዩ። ማሕበረሰብ ኲንስላንድ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#96 At a swimming lesson (Med) - ዝርርብ ኣብ ቦታ መሐምበሲ፡ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ (At a swimming lesson (Med))
Learn how to talk about swimming in English. - ትምህርቲ ቋንቋ ብዛዕባ ዘረባ ምሕምባስ። Learn how to talk about swimming in English.
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ጉዳይ ዓሰብ ዘይቅኑዕ ምባል "ባንዳነት እዩ"" ም/ሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ። ጸብጻብ፡
ኣብ ኢትዮጵያ፡ መደያይቦ ህንጻ ቤተክርስትያን ብምፍራሱ ልዕሊ 30 ሰባት ሞይቶም። ኣብ 'ሓራ መሬት' ዘለው ዕጡቓት ናብ ትግራይ ንክመፁ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ምስ ዋና ጸሓፊ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛSpringtime hay fever and asthma: how to manage seasonal allergies - ኣብ እዋን ጽድያ ረስንን ኣዝማን ፥ወቕቲታት ኣብ ዝቕየረሉ ቁጥዐ ወይ ኣለርጂ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ትኽእል፡
Springtime in Australia brings warmth, blossoms, and longer days—but also the peak of pollen season. For millions of Australians, this means the onset of hay…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራሊያ ምስ እስራኤል ዘለዋ ስምምዕ ምክልኻል ክትስርዝ ሓድሽ መጸዋዕታ ቐሪቡ...(ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
** ኣውስትራሊያ ምስ እስራኤል ዘለዋ ስምምዕ ምክልኻል ክትስርዝ ሓድሽ መጸዋዕታ ቐሪቡ... ** ኣብ ኢትዮጵያ ወፍሪ ንምግባር ምሹእ ኩነታት የለን ክብል ክፍሊ ወጻኢ ጕዳያት ኣመሪካ ገሊጹ።... ** ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ መስሓቒ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕ/ት ኢትዮጵያ፡ ኩለን ሃገራት ንቀይሕ ባሕሪን ህንዳዊ ውቅያኖስን ብማዕረ ክጥቀማሉ ጸዊዑ፡ ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ድማ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ።.ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ አስ ትግርኛ
** ሓማስ ፡ ነቲ ኣብ ጋዛዝገር ዘሎ ውግእ ደው ንምባል ፡ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካን እስራኤልን እተሰማምዓሉ እማመ ከምዝግምግሞ ኣፍሊጡ።... ** ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ፡ ኩለን ሃገራት ንቀይሕ ባሕሪን ህንዳዊ ውቅያኖስን ብማዕረ ክጥቀማሉ ጸዊዑ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ኩሉ ክንጋጠም ፍሉይ ስለዝኾንኩ ካብ ኩሎም ተጻወቲ ዝተፈለጥኩ ኣነ እየ።" ኣቶ በላይ ገብረግዚኣብሄር ትጻዋታይ ቦውልስ
ኣቶ በላይ ገብረግዚኣብሄር ኣብ ሆባርት ታዝማኒያ ዝነብር ጥሮተኛ እዩ። ኣብ ሆባርት ቦውል ዝበሃል ጸወታ ስፖርት ምስ ጋንታ Royal Hobart Bowls Club ተሰሊፉ ይጻወት። እዚ ዓይነት ጸወታ ኣብ ኣባላት ማሕበረሰብና ዝውቱር ኣይኮነን፡ ኣቶ በላይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቆላሕታ ዝሰሓቡ ዜናታት ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም - ቦትስዋና፣ ኬንያን ኢትዮጵያን
ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ቶክዮ 2025 ንሓደ ሰሙን መመላእታ ክካየድ ድሕሪ ምጽናሕ ፍሉያት ታሪኻውያን ዓወታት ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት ብምምዝጋብ ተዛዚሙ። ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ዓወት ኣብ'ቲ ዝለዓለ ግምት ዝወሃቦ ውድድር ምቅብባል ዱላ ጉያ እግሪ 4 X…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ሩስያ ኣብ ርእሲ ከተማ ዩክረይን ዝዀነት ኪየቭ ን12 ሰዓታት ብ ኣየር ደብዳብ ፡ ብውሑዱ ኣርባዕተ ሰባት ተቐቲሎም ፣ ኣብ ዙርያ እታ ሃገር ድማ ብውሕዱ 70 ሰባት ቈሲሎም ። ** ጽላት መድሃኒት ኣውስትራሊያ በቲ ዝሓለፈ ሰሙን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 መስከረም 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 29 መስከረም 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ወደብ ቴድሮስ ኣብ 2009 ካብ ኤርትራ ናብ ጀርመን እተሰደ መንእሰይ እዩ። ኣብቲ ዝነብሮ ዘሎ ሃገር ጸገማት ምውህሃድ ስደተኛታት ምስ ሓድሽ ሃገሮም ብምግንዛብ ኣብዚ ጉዳይ ክሰርሕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣፍልጦ ሃገርነት ፍልስጢኤምን ኣመታቱን:
ኣውስትራሊያ ትርከበን 150 ሃገራት ብወግዒ ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ሂበን ኣለዋ። ኰይኑ ግና ፡ ንኣስታት ክልተ ዓመት ኣብ ጋዛ ውግእ ድሕሪ ምክያዱን ልዕሊ 65,000 ሰባት ድሕሪ ምሟቶምን ፡ ሃገረ ፍልስጥኤም እንታይ እያ ክትመስል፧ እዚ ተፈላጥነት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንገዲ ኣየር ኖርዘርንስታር ባንዴራ ትግራይ ዘምበልብላ ክልተ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ ስራሕ ንምጅማር ኣብ ምድላዋት ምህላው ገሊጹ። (ጸብጻብ)
ፕረሲደንት ትግራይ ኩናት ከም ዘይህሉ ኣብ ግምት ብምእታው ሕብረተሰብ ተረጋጊኡ ዕለታዊ ናብራናኡ ክመርሕ ጸዊዑ። ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕጽል 10 ዓመታት ትቕበለን ተሽከርከርቲ 95 ሚኢታዊ ብኤሌክትሪክ ክትገብር ወሲና ። ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ፕሮጀክት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ዝሓየለ ህቦቡላ ሳይክሎን ናይ 2025 ኣብ ሆንግ ኮንግ ጉድ ኣት ድሕሪ ምውራዱ ኣብ ታይዋን 17 ሰባት ድሕሪ ምቕታሉን ናብ ገማግም ደቡብ ቻይና ሓሊፉ ኣሎ ። ንትሕቲ 16 ዓመት ዝዕድሚኦም ቖልዑ ምእጋድ ካብ ምጥቃም ማሕበራዊ መራኸቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ንእሱራትና ከምዘይረሳዕናዮም ንምርኣይ ኢና ዝክሪ እሱራት ኣካይድና፡" ዝርርብ ምስ ኣቶ ዘርኡን ኣቶ ብርሃነን ብዛዕባ ኣብ ኲንስላንድ ዝተገብረ ዝኽሪ እሱራት፡
ወርሒ መስከረም ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ኤርትራ ዝተኣስርሉ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ዝዝከረሉ ወርሒ እዩ። ማሕበረሰብ ኲንስላንድ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ንብዙሕ ዝተኣስሩ ዜጋታት ንምዝካር መዓልቲ ዝኽሪ ኣካይዶም ነይሮም። ካብ ኣወሃሃድቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያን ኬንያን ወታደራዊ ምትሕባረን ንምጥንኻር ተፈራሪመን ። (ጸብጻብ)
ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ተሳቲፉ ። ደበና ኩናት ንምቕንጣጥን ብዕቱብ ይሰርሕ ምህላዉ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ። ቢሮ ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን ትግራይ ካብ ዓዱ ተመዛቢሉ ብዝብኢ ንዝተበልዐ ህፃን ዝተሰምዖ ሓዘን ገሊፁ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIndigenous sport in Australia: Identity, culture and legacy - ስፖርት ደቀባት ኣውስትራሊያ: መንኮርኮር መንነት፣ ባህሊን ሓድግን፡
From the soccer field to the athletics track, Australia’s Indigenous sportspeople connect cultures and communities whilst contributing to our national…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሚ/ር ጥዕና ብዛዕባ ሕማም ኦቲዝም ዝምልከት ብትራምፕ ዘይተረጋገጸ ግጉይ ሓበሬታ ብምዝርጋሑ ነቒፍዎ ። (ሓጸርቲ ዜናታት 24 መስከረም)
*** ኣንተኒ ኣልበኔዝ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ምስ ዶናልድ ትራምፕ ከምዝራኸብ ኣረጋጊጹ... *** ኣብ ኦስሎን ኮፐንሃገንን ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ፡ብሰንኪ በረራታት ሓያሎ ዓበይቲ ድሮናት ምሉእ ለይቲ ክዕጾ ተገዲዶም... *** ሚንስትር ጥዕና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ናብ ዓድና እናማዕደና፡ ኣብዚ እንነብረሉ ዘለና ዓዲ ዕዉታት ክንከውን ኣለና።" መንእሰይ ወደብ ቴድሮስ
ወደብ ቴድሮስ ኣብ 2009 ካብ ኤርትራ ናብ ጀርመን እተሰደ መንእሰይ እዩ። ኣብቲ ዝነብሮ ዘሎ ሃገር ጸገማት ምውህሃድ ስደተኛታት ምስ ሓድሽ ሃገሮም ብምግንዛብ ኣብዚ ጉዳይ ክሰርሕ ጸኒሑ። ትምህርቱ ወሲኹ ቋንቋን ባህልን ጀርመን ኣጽኒዑ ንባይቶ ከባቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 መስከረም 2025)
*** ሃገረ-ፍልስጤም ምምስራት ሰላም ንኽርከብ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ምዃኑ ከምዝኣምን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣልበነዝ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ... *** ድሕሪ ተኸታታሊ ምዝንባይ ድሮናት ኣብ ኮፐንሃገን ዝርከብ ዝዓበየ መዓርፎ ነፈርቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራሊያ፡ ብሪጣንያን ካናዳን ምስ ሓያለ ኣባል ሃገራት ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ን ሃገረ ፍልስጢኤም ኣፍልጦ ሂበን፡ እስራኤል ነዚ ትነጽግ ። ** መስራትን ዳይሬክተርን ራድዮ ኤረና ብንያም ስምኦን ኣብቲ ዓመታዊ 18 መስከረም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 መስከረም 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 22 መስከረም 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ኣውስትራልያ ኣሽሓት ስደተኛታት ኣፍሪቃ ኣብ መሬታ ብምምጻእ ኣጣይሳ። ብዙሓት ግን ኣብ ንኡስ ዕድሚኦምን ምስ ትሑት ብቕዓት ትምህርትን’ዮም ናብ ኣውስትራልያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንእሰያት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ከይበጽሑ ዘሰናኽልዎም እንታይ'ዮም፧
ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ኣውስትራልያ ኣሽሓት ስደተኛታት ኣፍሪቃ ኣብ መሬታ ብምምጻእ ኣጣይሳ። ብዙሓት ግን ኣብ ንኡስ ዕድሚኦምን ምስ ትሑት ብቕዓት ትምህርትን’ዮም ናብ ኣውስትራልያ መጺኦም። እዚ ዝያዳ ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ክሳተፉ ንምትብባዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ዘመን ስልጣኑ ንሳልሳይ ጊዜ ናይ ወተሃደራት መዓርግ ወሲኹ። (ጸብጻብ)
ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብምኽንያት ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰላም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ዘመኑ ንሳልሳይ ጊዜ ናይ ወተሃደራት መዓርግ ወሲኹ። ውድብ ወለዶ ትግራይ ዝተብሃለ ውድብ መስራታይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2025)
ሎሚ ሓሙስ 18 መስከረም 2025 እዩ። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ደራሲ ሚኪኤል በርሀ ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣጸሓሕፋ ሓጺር ዛንታ ዓቢ ዝላ ንቕድሚት ዘሰጎመ ደርሲ ምዃኑ ይፍለጥ። ንሱ ኣብ ሓጸርቲ ዛንታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኮምሽን ኤውሮጳ ፡ እስራኤል ኣብ ጋዛ ጃምላዊ ህልቂት ከም ዝፈጸመት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድሕሪ ዘቕረቦ ጸብጻብ ፡ ምስ እስራኤል ዝግበር ስምምዓት ናጻ ንግዲ ክድስክል ሓሳብ ኣቕሪቡ ። ፈደራላዊ መንግስቲ ነቲ ናይ ኣውስትራሊያ ዒላማ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ተራኺቡ።
ላዕለዋይ ኣማኻሪ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ማሳድ ቡሎስ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ከም ዝተዘራረበ ገሊጹ። ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይን ካልኦት ከባቢታትን ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ከቢድ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከምዝተፈፀመ ኣፍሊጡ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#95 Under the stars (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ (#95 Under the stars (Med))
Learn how to talk about the night sky and stargazing. - ትምህርቲ ብዛዕባ ሰማይ ለይትን ምዕዛብ ከዋኽብትን ከመይ ከም ትዛረቡ፡ (Learn how to talk about the night sky and stargazing.)…