Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእስራኤል ኣብ ቓዛ ጅምላዊ ቅትለት ከምዝፈጸመት መጽናዕቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ...(ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ)
*** እስራኤል ኣብ ቓዛ ጅምላዊ ቅትለት ከምዝፈጸመት መጽናዕቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ... *** ምስ ፖሊሲ ሰልፊ ጥምረት ብዛዕባ ለውጢ ክሊማ ብዝተሓሓዝ ኣብ ልዕሊ መራሒት ተቓዋሚት ሱሳን ሊ ጸቕጢ ቀጺሉ ... *** ኣብ ማላዊ ዝተኻየደ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መስከረም 2025)
*** ምስቲ ብ ደማዊ ሰንበት ተባሂሉ ዝፍለጥ ጃምላዊ ቅትለት ናይ 1972 ዝተሓሓዝ መስርሕ ፍርዲ ጀሚሩ... *** ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብቲ ኣሰሓሓቢ ቅዱስ ስፍራ እስራኤል በአጺሑ... *** ቻይና ፡ እቲ ምስ ኣመሪካ ኣብ ዋንነት ቲክቶክ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow do you legally change your name in Australia? - ኣብ ኣውስትራሊያ ብሕጋዊ መገዲ ስምካ ብኸመይ ትቕይሮ፧
Choosing to legally change your name is a significant life decision that reflects your personal circumstances. Each year, tens of thousands of Australians…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** መራሒት ሰልፊ ሊበራል ሱሳን ለይ ንጃኪንታ ናምፒንጂንፓ ፕራይስ ካብ ናይ ቅድሚት መናብር ሰልፊ ተቓወምቲ ድሕሪ ምስጓጓ ሚኒስተራታ በዊዛቶም ። ** ብቐዳም 13 መስከረም ኣንጻር ስደተኛታት ብኣንጻሩን ዝቕንዑ ሰልፍታት ኣብ መላእ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 መስከረም 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ 15 መስከረም 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018 ግእዝ ምስ ኣመሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ትግራይ ምስካየ ህዙናን መድሃኔ ዓለም ብርዝቤን መልኣከ ሰላም ኣባ ሳህለ ማርያም ሃይሉ ዝገበርናዮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሜሪካውያን ሰብ ሃብቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ወፍሪ ልምዓት ቱሪዝም ክነጥፉ ምይይጥ ኣካይዶም። (ጸብጻብ)
ንብሉጻት ተምሃሮ ዞባ ደቡብ ሽልማት ከም ዝተውሃበ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ገሊጹ። ኢትዮጵያ ተመሃሮ 12 ክፍሊ 91.6% ተምሃሮ ክወድቁ እንከለዉ 8.4% ጥራሕ ሓሊፎም። ኣብ ትግራይ’ውን 8 ነጥቢ 3 ምኢታዊ ጥራይ ምሕላፎም ተገሊጹ ኣሎ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ቀዳሞት ሒደት ዓመታት ምምጻእ ናብ'ዚ ዓዲ ክንጥንቀቐሎም ዝግበኣና ጌጋታት ሕጊ
ኣብ ኣውስትራልያ ሓደስቲ ኮይንና ኣብ ንመጻሉ ኣብ’ቲ ዝነበርናዮ ሃገር፣ ከተማ ይኹን መዓስከር ስደተኛታት ኣፍልጦ ብዛዕባ ናብራ፣ ሕጊን ኣካይዳን ኣውስትራልያ እንተዘይሃሊና ብፍላይ ኣብ’ቶም ቀዳሞት ዓመታት ጸገም ከጋጥመና ይኽእል’ዩ። እቶም ንሕጊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 መስከረም 2025)
ሎሚ ሓሙስብ ኣቋጻጽራ ግእዝ ሓድሽ ዓመት ሓደ መስከረም 2018 እዩ። ንኹላትኩም ሓድሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን ተኽብሩ ሰማዕትና እንቋዕ ኣብጽሓኩም። ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ብምኽንያት እዚ ንኣትዎ ዘለና ሓድሽ ዓመተ 2018…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ሚ ኣንተኒ ኣልበኔዝን መራሒት ሰልፊ ተቓዋሚ ሱዛን ለይን ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ናይ እንቋዕ ኣብጽሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕረዚደንት ኮምሽን ኤውሮጳ ፡ ብምኽንያት እቲ እስራኤል ኣብ ጋዛ ንእተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመራሕቲ ኣውስትራሊያ ሰናይ ትምኒት ሓድሽ ዓመት ግእዝ 2018 ትምኒቶም ገሊጾም።
ቀ/ሚ ኣንተኒ ኣልበኔዝን መራሒት ሰልፊ ተቓዋሚ ሱዛን ለይን ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ናይ እንቋዕ ኣብጽሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓድሽ ዓመተ 2018 ን ቅዱስ ዮሃንስን ይበዓል፡ መልእኽታት መራሕቲ ብምኽንያት በዓል።
መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይን ኤርትራን ናይ ሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንቋዕ ኣብጸሓኩም ኣመሓላሊፎም። ኢትዮጵያ ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ ህንፀት መመንጨዊ ሓይሊ ኑክሌር ክትጅምር ምዃና ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ነበር ኣብዲ ፋራህ ዝመርሖ ልኡክ ሶማልያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to respond when encountering wildlife on your property - ኣብ ገዛኻ እንስሳ ዱር እንተ ኣትዩ እንታይ ትገብር፧
Australia is home to an array of diverse and beautiful wildlife, and knowing how to respond when you encounter wildlife in your home or on your property will…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ነቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ዝተጀመረ ዓቢይ ግድብ ህዳሰ መሪቓ፡ ግብጺ ወግዓዊ ጥርዓን ናብ ባይቶ ጸጥታ ኣቕሪባ...
*** ኢትዮጵያ ነቲ ብነበር ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ዝተጀመረ ዓቢይ ግድብ ህዳሰ መሪቓ፡ ግብጺ ወግዓዊ ጥርዓን ናብ ባይቶ ጸጥታ ኣቕሪባ... *** እስራኤል ኣብ ቐጠር ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም... ** ኣንጂ ፖስቶጉሉ ኣሰልጣኒ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ፈታዊ ሰዓት" ንሚኪኤል በረሀ ከም ሰብ፡ ከም ሓሳቢ፡ ተመራማርን ጸሓፍን ትገልጾ መጽሓፍ'ያ እብል።" ኣርቲስት ሚኪኤል ኣዶናይ
ደራሲ ሚኪኤል በርሀ ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣጸሓሕፋ ሓጺር ዛንታ ዓቢ ዝላ ንቕድሚት ዘሰጎመ ደርሲ ምዃኑ ይፍለጥ። ንሱ ኣብ ሓጸርቲ ዛንታ ከይተሓጽረ ኣብ ምጽሓፍ ድራማ፡ ፊልም፡ ኣብ ጋዜጣ ዝጽሕፎም ዝነበሩን ብሱላት ዓንቀጻትን ዝፍለጥ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 መስከረም 2025)
*** ብመርዛም ቃንጥሻ ሰለስተ ሰባት ዝቐተለት ኢሪን ፓተርሰን ንሕልፈት ተፈሪዳ። *** ድሕሪ ውድቀት መንግስቲ ፈረንሳ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ካብ ስልጣኑ ክወርድ ጻውዒታት ይቐርብ ኣሎ ።... ** ጠበንጃ ዝዓጠቑ ፍልስጤማዊያን ፡ ትማሊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመልእኽቲ መልኣከ ሰላም ኣባ ሳህለማርያም ሃይሉ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018
ንኹሎም ሰማዕቲ እንቋዕ ካብ ዘመነ ማቲዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ኣብጽሓኩም እናበልና፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመተ 2018 ቅዱስ ዮሃንስን፡ መልእኽቲ ኣመሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ትግራይ ምስካየ ህዙናን መድሃኔ ዓለም ብርዝቤን መል ኣከ ሰላም ኣባ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (8 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ፖሊስ ቪክቶርያ ፡ ኣብ ምዕራብ መልቦርን 12 ን 15ን ዝዕድሚኦም ክልተ ኣወዳት ብኻራ ተወጊኦም ዝተቐትሉ፡ ብጕጅለ ገበነኛታት መንእሰያት ከም ዝዀነ ገሊጽዎ ኣሎ ። ** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ሰራዊት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ግ/ መንግስቲ ትግራይ ታደሰ ንታሪኻዊ ምትሕግጋዝ ትግራይን ኤርትራን ዝምልከት ርእይቶ ሂቡ።
ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣባበ ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቓ። ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ክሳብ ሕዚ 233 ቢልዮን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊጹ። መበል ካልኣይ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ካሪቢያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መድረኽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕድመና ኣኺሉ ናብራና ክንምስርት ካብ ገዛና ንወጻሉ መዓስ’ዩ፧ ክንወጽእ ኣለና ድዩ ኸ፧
ኣብ ትሕቲ ወለድና ካብ ዝዓበናሉ ገዛ ዕድመና ኣኺሉ ምውጻእ ሓደ ካብ’ቶም ከም መንእሰያት ኣብ ምስግጋር ናብ ነጻ ህይወትን ናብራ በጽሒን ንወስዶም ቀንዲ ስጉምቲታት’ዩ። ወለዲ ማሕበረሰባትና ደቅና ካብ ገዛ መዓስ ክወጹ ንደሊ ተባሂልና እንተንሕተት ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 መስከረም 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 04 መስከረም 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ኣንጻር ስደት ኣብ ዝግበር ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም ነበሩ ። ስደተኛታት ግን ነዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ቊጠባ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ክሳብ ሰነ ብ 1.8 ሚኢታዊት ዓብዩ ፡ ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ መዘናኡ ፕረሲደንት ቻይና ሺ ጂንግፒንግን ብሕክምናዊ መገዲ ክፋላት ኣካል ሰብ ብምስግጋር ካብ ሞት ምምላጥ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣምባሳደር ኣውስትራልያ ኣብ ካይሮ ምስ መዘንኡ ኣምባሳደር ኤርትራ ከም ዝተመያየጠ ተገሊጹ። (ጸብጻብ ልኡኽ)
ኣብ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ፡ ንወዲ 17 ዓመት መንእሰይ፡ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ዕዉት መጥባሕቲ መዓናጡ ተኻይዱ። መንግስቲ ፌደራል ኣብ ትግራይ ናይ ፍርቂ ቢልዮን ብር እምነ ኩርናዕ ፕሮጀክት እምነ ሰረት ተቐሚጡ። ኣብ መኾኒ ብዝተፈጸመ ቅትለት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝተገብረ ጸረ ስደተኛታት ሰልፊ፡ ስግኣት ምእታው ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ምኽኑይ ድዩ፧
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ኣንጻር ስደት ኣብ ዝግበር ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ገይሮም ነይሮም ። መበገሲ ናይቶም ኣዳልወቲ እቲ መደብ "ምረሻ ንኣውስትራልያ' ኢሎም ዝጽውዕዋ ኮይኑ ፡ "ጃምላዊ ፍልሰት"…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#94 Talking about autism (Med) - ብዛዕባ ኦቲዝም ምዝርራብ (ትምህርቲ ቋንቅቋ እንግሊዝኛ ምስ SBS)
Learn how to talk about Autism Spectrum Disorder respectfully. Understand common autism symptoms and use simple language to describe autism in everyday…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሰብ መዚ ኢትዮጵያ ንዋንነት ቀይሕ ባሕርን ኣብዚ ቕነ የጎሃህሩ፡ ኤርትራ ምላሽ ኣይትህብን። (ሓጸርቲ ዜናታት፡ 3 መስከረም 2025)
** ካልኣይ ዓቢ ምንቅጥቃጥ መሬት ን ኣፍጋኒስታን ኣናዊጽዋ። ** ቀ/ሚ ኣብይ ኣብይ ዝርከቦም ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ቀይሕ ባሕርን ዋንነት ወደብ ዓሰብን ኣብዚ ቕነ ከጎሃህርዎ ቀንዮም፡ ኤርትራ ነዚ ምላሽ ኣይሃበትሉን። ** መራሒ ጉጅለ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThe cervical screening test that could save your life - እቲ ንህይወት ኸድሕን ዝኽእል መርመራ ማህጸን
Cervical cancer is preventable, but only if you catch it early. Cultural and personal barriers have often meant that women avoid cervical cancer testing. But…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 መስከረም 2025)
** ፖሊሲታት ኢሚግሬሽን መንግስቲ ንሰባት ናብ ጥሩፍ ኣረኣእያታት የሰጋግርዎም ኣለው ክብል ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ጥምረት ማት ካናቫን ገሊጹ ። ** ኣብ የመን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሕመድ ኣል-ረሃዊ ዝርከቦም 12 ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ሑቲ ድሕሪ ምቕታሎም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛባሕቲ መስከረምን ሓምድ እድሪስ ዓዋተን፡ ዕላል ምስ ኣምባሳደር መሓመድ ኑር
ባሕቲ መስከረም፡ ኣብ ታሪኻ ናይ ኤርትራ፡ ቃልሲ ብዕጥቂ ዝጀመረላ ዕለት ብምዃና ብፍሉይ ትዝከር መዓልቲ እያ:: ነዚ ኣመልኪትና ካብቶም ቀዳሞት ተቓለስቲን ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረን ነባሪ መልበርን ዝኾነ ተጋዳላይ መሓመድ ኑር ኣጀማምራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 መስከረም 2025)
ን ሎሚ ሰኑይ ባሕቲ መስከረም 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ሎሚ ባሕቲ መስከረም ብምዃኑ ኣብ ኤርትራ ብረታዊ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ኣብ 1961 ዝጀመረሉ ዕለት ዝዝከረሉ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ቻይና ዝነበረ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 መስከረም 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝርከባ ከተማታት ፡ ማለት ኣብ ሲድኒ ፡ ካንበራ ፡ ብሪዝቤን ፡ ሆባርት ፡ መልበርን ፡ ፐርዝ ን ዞባታትን ፡ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። መራሕቲ መንግስቲን ተቓወምቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ቀፂሉ።
ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ መቐለ ኣትዩ። ኣብ ከተማ ማይጨው ቦምባ ከም ዝተደርበየ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ገሊጹ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንነት ዘቕነዐ ማእሰርቲ የጋጥም ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ቀፂሉ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምንዮት ወለዲ ምስ ድሌትን መጻእን ኣውስትራልያውያን ደቆም ከመይ ይሳነ
ስደተኛታትን መጻእትን ዓዶም ገዲፎም ምስ ወጹ ኣብ’ቲ ዝነብርሉ ዓዲ ዘጋጥሞም ኩሉ ክቕበልዎ ወይ ክምክቱ ርዱእ ገይሮም ይወስድዎ።እቶም ካብኦም ዝውለዱ ግን ካልእ ዓለም ይጽበዮም። ኣብ ገዝኦም ባህልታትን ክብርታትን ወለዶም ክቕበልዎ ትጽቢት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ነሓሰ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 28 ነሓሰ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ዝመጽእ መዓልታት ብ ኣቆጻጽራ ግእዝ ናይ መወዳእታ ዓመት መዓልታት ጳጉሜን ዝጅመረሉ እዩ፡ ብ እ ኡ ኣቢሉ ድማ ሓድሽ ዓመት 2028 ዝጅመረሉ። ኣብዚ ቕነ ብደቂ ኣንስዮን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኢራናውያን ኣውስትራሊያውያን ነቲ መንግስቲ ንዲፕሎማሰኛታት ኢራን ንምስጓግን ንሓለዋ ሰውራ ኢራን ኣብ ዝርዝር ግብረሽበራዊ ትካላት ንምእታው ዝወሰዶ ስጉምቲ ብሓጎስ ተቐቢሎምዎ ። ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለን ባህርዳርን ዝርከብዎም ክልላዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህጉራዊ በረራታት ክጅምር ምዃኑ በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ካብ ክልላዊ መዕርፎ ነፈርቲ ካብ ዝቕፅል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብቲ ትሕቲ ከቢድ ወጥሪ ስራሕ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራሊያ ን ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልታት ክወጽእ ኣዚዛ፡ ሓለዋ ሰውራ ኢራን ኣብ ዝርዝር ግብረ ሽበራ ክኣቱ ኣሚማ።
መንግስቲ ኣውስትራሊያ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ውስትራሊያ ዝተገብሩ ጸረ-ሴማዊ መጥቃዕትታት ኢድ መንግስቲ ኢራን ከምዘለዎ ብክፍሊ ጸጥታን ስለያን ኣውስትራሊያ መረጋገጺ ምስ ረኸበ ምስ ኢራን ዝነበሮ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና በቲኹ ኣሎ። በዚ ድማ ኣምባሳደር ኢራን ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ነሓሰ 2025)
** መንግስቲ ኣውስትራሊያ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ውስትራሊያ ዝተገብሩ ጸረ-ሴማዊ መጥቃዕትታት ኢድ መንግስቲ ኢራን ኣለዎ ኢሉ ብምኽሳስ ምስ ኢራን ዝነበሮ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና በቲኹ። ** ነቲ ኣብ ቪክቶሪያ 2 ኣባላት ፖሊስ ቀቲሉ ሃዲሙ ዝተባህለ ሰብ ኣይ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat is forced marriage and what support is available in Australia? - ግዱድ መርዓ እንታይ እዩ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝወሃብ ደገፍከ?
A forced marriage occurs when one or both individuals do not consent freely, often due to threats, coercion, deception, or if they are under 16 or those with…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ነሓሰ 2025)
** ጋዜጠኛታትን ሓኻይምን ዝርከብዎም 20 ሰባት ኣብ ሆስፒታል ናይ ቓዛ ብምጥቃዕቲ እስራኤል ተቐቲሎም፡ እስራኤል ዘሕዝን ሓደጋ ክትብል ገሊጻቶ... ** ኣብ ትግራይ ልዕሊ 13 ሰባት ብሓደጋ መኪና ሂወቶም ሓሊፉ። ** ክልተ ሳዕ ሻምፕዮን ዊምብልደን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ብ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ንፍልስጤማውያን ብምድጋፍ ናብ ጐደናታት ብምውጻእ ኣብ ጋዛ ዘሎ ግጭት ደው ክብል ጸዊዖም ። ** ርእሲ ከተማ የመን ሰንዓ ብመጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ተወቒዓ። ** ጋንታ ፍሪ ማንትል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ነሓሰ 2025)
ን ሎሚ 25 ነሓሰ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ፈለማ ንጥንታዊያን ወነንቲ ናይዚ ሎሚ መደብና ነመሓላልፈሉ ዘለና መሬት ኣፍልጦ ክንህብ ንፈቱ፡ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ንህዝብታት ውራንጁሪን ዋይውራን ናይ ሀገረ ኩሊንን ዝሓለፉን ዘለዉን ዓበይቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ዛላምበሳ ወከልቲ ሕብረተሰብ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣሸንዳ ተጸምቢሉ።
በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብሃይማኖውን ባህላውን መልክዓት ተኸቢሩ። ኣብ ዛላምበሳ'ውን ወከልቲ ሕብረተሰብ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተጸምቢሉ። ኤርትራ ምኽንሻብ ደቅኣንስትዮ ብምትራፍ ዝነኣድ ዉጽኢት ኣመዝጊባ። እሱራት ክፍትሑ ዝጠልብ ጥርዓን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጽምዋን ጭንቀትን ነንሓድሕዶም ዝመጋገቡ ጸገማት'ዮም፣ ከመይ ንሕዞም፧
ጽምዋ ሰላሕታ'ዩ፣ ዘይረአ ለበዳ ናይ ግዜና። ኩላህና ኣብ ገለ እዋን ኣብ ህይወትና ዝስመዓና’ዩ ክብሉ ክኢላታት ይሕብሩ። ንዝበዛሕና ንገለ እዋን ጥራይ ዘጥቃዓና ወይ ዘጋጥመና ሓላፊ ክኸውን’ንከሎ ንገሌና ግን ቀጻሊ ምሳና ዝኸይድ፣ ብሓጎስ ዘይተቐበልናዮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ነሓሰ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 21 ነሓሰ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብዚ ቅሩብ እዋን “ቀይ ባህር ሲቀላ” ትብል መጽሓፍ ኣብቲ ህዝባዊ ግምባር ን ከተማ ባጽዕ ዝተቐጻጸረላ 1990 ዝነበረ ዘሰክሕ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ትትርኽ መጽሓፍ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀ/ ሚ ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ነቲ ካብ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ፡ በንያሚን ነታንያሁ ብዉልቁ ዝወረዶ መጥቃዕቲ ናይ ብሕቱ ጉዳይ ገይሩ ከም ዘይርእዮ ገሊጹ ። እስራኤል ነቲ ኣብ ልዕሊ ከተማ ጋዛ ከተካይዶ ወጢናቶ ዘላ መጥቃዕቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ቀይሕ ባሕሪ ደም ክፈሶ ክርእይ ኣይደልን እየ።” ዕላል ምስ ደራሲ “ቀይ ባህር ሲቀላ ዶ/ር ፍርድኣወቀ ማሞ
ኣብዚ ቅሩብ እዋን “ቀይ ባህር ሲቀላ” ትብል መጽሓፍ ኣብቲ ህዝባዊ ግምባር ን ከተማ ባጽዕ ዝተቐጻጸረላ 1990 ዝነበረ ዘሰክሕ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ትትርኽ መጽሓፍ ተሓቲማ ኣላ። እዛ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ህልቂት ሰባት ትትርኽ ናይ ብሓቂ ታሪኽ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛእሱራት መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኤርትራ ክፍትሑ ዝጠልብ ዓለምለኻዊ መደብ ክካየድ እዩ ።
ኤርትራ • ቀዋሚ ማእከል ምክልኻል ኣምበጣ ምድረበዳ ከም ዘቖመት ኣፍሊጣ። እሱራት መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያን ኤርትራ ክፍትሑ ዝጠልብ ዓለምለኻዊ መደብ ክካየድ እዩ ። ኣብዚ ቅንያት ብዝተኻየደ ተፍትሽን ሓለዋን 50 ጥርጡራት ሒዙ የፃሪ ከምዘሎ ፖሊስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ነሓሰ 2025)
** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንኣውስትራሊያዊ መዘናኡ ን ኣይሁድ ዝጠለመ ክብል ከሲስዎ... ** ሓማስ ናይ 60 መዓልታት ስምምዕ ተዂሲ ድወ ምባል ተሰማሚዑ፡ እስራኤል ትግምግሞ ኣላ... ** ኣመሪካ ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ ክትህብ ኣብ ዋሽንግቶን ጸቕጢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛUnderstand Aboriginal land rights in Australia - መሰላት መሬት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትሬት ኣይላንደራትን እንታይ እዮም፧
You may hear the protest chant, “what do we want? Land rights!” —but what does it really mean? Land is at the heart of Aboriginal and Torres Strait Islander…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ነሓሰ 2025)
** ንሳልስቲ ብዛዕባ ቁጠባ ኣውስትራሊያ ዝዝቲ ዋዕላ ፈደራል መንግስቲ ኣብ ካንቤራ ጀሚሩ። ** ኣብ ዋይት ሃውስ ድሕሪ ዝተገብረ ኣኼባ ሰላም፡ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕን ናይ ዩክሬን ፕረሲደንት ቮልድሚር ዘለንስኪን ናይ መጻኢ ተስፋኦም ገሊጾም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ነሓሰ 2025)
ን ሎሚ 18 ነሓሰ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2025 ተዛዚሙ፡ ቢኒያም ግርማይ ካብ ፕረዚደንት ማሕበር ብሽግለታ ዓለም ናይ ዮዉሃና መልእኽቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ካብ ሓሙስ ኣትሒዙ ብርቱዕ ምዕልቕላቕ ማይን ምዕልቕላቕ ውሕጅን ስዒቡ ብውሕዱ 344 ሰባት ሞይቶም ክብሉ ሰበ-ስልጣን ፓኪስታን ሓቢሮም ። ኣብ ሱዳን ዞባ ሰሜን ዳርፉር ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተመዛበሉ ስደተኛታት ፡ ሰራዊት ህጹጽ ደገፍ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ምስራሕ ስራሕ ኣገልግሎት ኤን ዲ ኣይ ኤስ (NDIS) ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን፥ መብርሂ ኣቶ ኣማን መብራህቱ
መንግስቲ ኣውስትራሊያ ኣካላዊ ወይ ኣእምሮኣዊ ጸገም ንዘለዎም ሰባት ንምሕጋዝ ሓደ ማዕከን ገንዘብ NDIS ፈጢሩ ብዙሓት ሰባት ኣብዚ ስራሕ ንዝዋፈሩ ናይ ስራሕ ዕድል ፈጢሩ ይርከብ። ምስዚ ስራሕ ተተሓሒዙ ዝለዓል ጉዳያት ከብርሃልና ኣብ ፋይናንሲያዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛከተማ ሽረ ማእኸል ንግዲ ወርቂ ትግራይ፣ ኤርትራን ሱዳንን ከም ዝኾነት ተሓቢሩ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2025 ተዛዚሙ፡ ቢኒያም ግርማይ ካብ ፕረዚደንት ማሕበር ብሽግለታ ዓለም ናይ ዮዉሃና መልእኽቲ ተቐቢሉ፡ ከተማ ሽረ ማእኸል ንግዲ ወርቂ ትግራይ፣ ኤርትራን ሱዳንን ከም ዝኾነት ተሓቢሩ። ጋዜጠኛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ርክብ ትራምፕን ፑቲንን ዝተዓወተ መን'ዩ፧
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ኣላስካ ኣብ ዝተራኸበሉ፣ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክረይንን ስምምዕ ምቁራጽ ተዂሲ ንክብጻሕ ክዘራረብ ተስፋ ከም ዘለዎ ገሊጹ። ክልቲኦም ክራኸቡ'ንከለዉ ግን ፕረዚደንት ዩክረይን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ነሓሰ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 14 ነሓሰ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። እዚ ቕንያት ኣብ ትግራይን ኣብ ከበሳታት ኤርትራን ጎራዙት ዘዘውትራኦ ባህላዊ ጸወታት “ኣሸንዳ” ዘዘውትራሉ ቅነ እዩ። ነዚ ዘንጸባርቕ ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ልኡኽና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ፡ ቅድሚ እቲ ኣብ ኣላስካ ዝካየድ ዋዕላ ትራምፕ-ፑቲን ፡ ኣብ በርሊን ምስ መራሕቲ ሕብረት ኣውሮጳ ተራኺቡ ተዘራሪቡ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ኣውስትራልያ ዝወሰደቶ ቕዋም ብዛዕባ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ኢትዮጵያ "ኢደወነናዊ ቅትለት"ን "ኢሰብኣዊ መቕጻዕትን" ይቕጽል ኣሎ።" ጸብጻብ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣመልኪቱ
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ቢንያም ግርማይ፡ ኣምባሳደር ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ ። ኣምባሳደር ሜክሲኮ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌጃንድሮ ኤስቲቪል መቐለ ኣትዩ። ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ ውንኣብ ኢትዮጵያ "ኢደወነናዊ ቅትለት"ን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ነሓሰ 2025)
** ማዕከን ገንዘብ ከምቲ ትጽቢት ክግበረሉ ዝጸንሐ ወግዓዊ መጠን ወለድ ብ 0.25 ሚእታዊ ኣጉድልዎ ።... ** ኣውስትራሊያ ትርከበን 23 ሃገራትን ረዲኤት ናብ ቓዛ ብዘገደብ ክ ኣቱን ቅልውላው ጥምየት ቓዛ ከብቅዕን ንእስራኤአል ሓቲተን። ** ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛA beginner’s guide to owning a pet in Australia - ምኽሪ ንሓደስቲ ወነንቲ ገዛ እንስሳ
Bringing a pet into your home can fill it with joy and companionship – but it also comes with important responsibilities. In Australia, new pet owners need to…