Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራሊያ ንመንግስቲ ፍልስጢኤም ኣፍልጦ ከምዝህብ ምስ ኣወጀ ማሕበረሰብ ኣይሁድ ንጉዳይ ድሕነቶም ክሓስብሉ ሓቲቶም። ** ሓደ ጋዜጠኛ ኣልጀዚራ ምስ መሳርሕቱ ኣብ ቓዛ ብወተሃደራት እስራኤል ምስተቐትለ ኣብ ምዕራብ ባንክ ዓቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ነሓሰ 2025)
ን ሎሚ 11 ነሓሰ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዝነበሩ 15 ኤርትራውያን ድሒኖም። ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ዕዉት ጎሮሮ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰናብቲ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኒው ዚላንድ ክሪስቶፈር ንምርኻብ ናብ ኒው ዚላንድ ዝገበሮ ምብጻሕ ፈጺሙ ። ፕረዚደንት ትራምፕ ሶማሊላንድ ተፈላጥነት ንምርካብ ዘቕረበቶ ሕቶ ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛህወሓት ብዛዕባ እቲ ምስ ኤርትራ ዘሎ ርክባት ብዝምልከት ንፈለማ ዕላዊ ርእይቶ ሂቡ።
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዝነበሩ 15 ኤርትራውያን ድሒኖም። ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ዕዉት ጎሮሮ ሓራጅ ብ መዓንጣ ናይ ምትካእ መጥባሕቲ አሳሊጡ። ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2025 ብወግዒ ተኸፊቱ፡ ህወሓት ብዛዕባ እቲ ምስ ኤርትራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ነሓሰ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 7 ነሓሰ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ጋዜጠኛ ኤስ ቢ ኤስ ኢጣልያ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ኣብ ኤርትራ በጺሑ ተመሊሱ ኣሎ። ኣብ ከተማታት ኣስመራን ባጽዕን ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ዝመሰጦ፡ ዝተሰምዖን ምስ ሃገሩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ነሓሰ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ፖለቲከኛታትን ሰላማውያን ሰባትን ጃፓን ፡ ነቶም ቅድሚ 80 ዓመት ብ ደብዳብ ኣቶማዊ ቦምብ ኣመሪካ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ዝኽሪ ንምኽፋል ኣብ ሂሮሺማ ተኣኪቦም ። ረድኤት ዝጽበዩ ዝነበሩ ፡ ብውሕዱ 38 ፍልስጤማውያን ኣብ ጋዛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ተስፋ እገብር ሓደ መዓልቲ ኩነታት ተመሓይሹ ተኣኻኺብና ምስ ኤርትራውያን ኣዕሩኸይ ዳግማይ ናብ ኤርትራ ክንበርር።" ጋዜጠኛ SBS ዳርዮ
ጋዜጠኛ ኤስ ቢ ኤስ ኢጣልያ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ኣብ ኤርትራ በጺሑ ተመሊሱ ኣሎ። ኣብ ከተማታት ኣስመራን ባጽዕን ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ዝመሰጦ፡ ዝተሰምዖን ምስ ሃገሩ ጥልያን ዘሎ ምትእስሳርን ፍልልይን ገሊጹልና ኣሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዶባት ትግራይን ኤርትራን ንዘሎ ህዝቢ "ብሓይሊ ኢና ፈላሊናዮ ፀኒሕና" ኢሉ።
ኣመሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ ብፀሊም ዕዳጋ ዝግበር ልውውጥ ሸርፊ ወጻኢ ክውረስ ዩ ክብል ኣጠንቂቑ። ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዓፋር ምስ ዘለዉ ዕጡቓት ዝርርብ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ጀነራል ኣብ ዶባት ትግራይን ኤርትራን ንዘሎ ህዝቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጽምዋ፡ ንመንእሰያት ዘጎድእ ዘሎ ጉዳይ ጥዕና
ብዛዕባ ጽምዋነት ዝምልከት ዝወአጸ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣዚዩ ኣብ ዘተሕሳስብ ኩነታት ከምዝበጽሐ ኣረጋጊጹ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ነሓሰ 2025)
** ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ መምሃራን ኲንስላንድ ንወሰኽ ደሞዝን ምምሕያሽ ኩነታትን ሰላማዊ ተቓዉሞ ይገብሩ ኣለዉ። ** ርዋንዳ ነቶም ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝስጎጉ ስደተኛታት ክትወስድ ዝተሰማምዐት ሳልሰይቲ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኮይና ። ** ጃፓን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#92 Asking for donations (Med) - #92 ብዛዕባ ሓገዝ ምሕታት (ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ)
Learn how to ask for money or donations in English. - ከመይ ጌርካ ገንዘብ ወይ ሓገዝ ብቛንቋ እንግሊዝ ከምዝሕተት። Learn how to ask for money or donations in English.
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛIs Australian tap water safe to drink? - ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝስተ ማይ ዝቐርብ ጥዑይ ድዩ፧
Access to safe drinking water is essential, and Australia’s often harsh environment means that our drinking water supplies are especially precious. With…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ነሓሰ 2025)
** ቀዳማይ ሚንስተር ኣንተኒ ኣልበኒዝን ፕረሲደንት ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤኤምን ብተሌፎን ተዘራሪቦም። ** ሰሙን ኣፍልጦ ጽምዋ ምኽንያት ብምግባር ብዛዕባ ሕልኽላኻት ስምብራት ኣእምሮን ኣብ ልዕሊ ጽምዋ ዘሕድሮ ጽልዋን ዝምልክት ሰፊሕ ኣፍልጦ ክወሃብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ነሓሰ 2025)
ን ሎሚ 4 ነሓሰ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ማሕበረ ሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ ብዕረፍቲ ዶ/ር መሓመድ ዑስማን ቑስሙላህ ኣብ ዓቢ ሓዘን ቀንዮም ኣለዉ። ዶ/ር መሓመድ ቁስሙላህ ብሞያኡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ነሓሰ 2025)
ን ፍልስጤማውያን ናይ ጋዛ ንምድጋፍ ኣብ ስድኒ ሃርበር ብሪጅ እተገብረ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ታሪኻዊ ሰልፊ ምዃኑ ተገሊጹ ። ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ሓንቲ ጃልባ ድሕሪ ምጥሓላ ብውሑዱ 68 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ከምዝሞቱ ትካል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ካብ ጀርመናዊት ዝወለድክዎ ወደይ 'ነጋሲ' ኢለ ዝሰመኽዎ ሓበሻነቱ ንኸይጠፍእ ኢለ'የ።" ዶ/ር መሓመድ ዑስማን ቁስሙላህ ዓሪፉ።
ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ማሕበረ ሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ ብዕረፍቲ ዶ/ር መሓመድ ዑስማን ቑስሙላህ ኣብ ዓቢ ሓዘን ቀንዮም ኣለዉ። ዶ/ር መሓመድ ቁስሙላህ ብሞያኡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ እጃም ድሕሪ ምብርካት ናብ ኣውስትራሊያ ኣብ 1989…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ልዝብ ንምክያድ እወንታዊ ምላሽ ከምዝሃበ ተሓቢሩ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ልዝብ ንምክያድ እወንታዊ ምላሽ ከምዝሃበ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈወርቂ፡ ንልኡኽ ምብራቕ ሱዳን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ፡ እቲ ፕረዚደንት ካብ መዘናኡ ዶናልድ ትራምፕ ደብዳበ ከምዝሰደሉ ክዝረብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 ሓምለ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 31 ሓምለ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ጸሓፍን ጋዜጠኛን ዘካሪያስ ገሪማ፡ ብዛዕባ ካብ ካልእ ቋንቋ ናብ ትግርኛ ዝግበር መስርሕ ምትርጓም ብሱሩዕ ዘይከይድ ምህላዉ ጸገማት ክረኣዩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (31 ሓምለ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ቓዛ ብመጥቃዕቲ እስራኤልን ተዅስን ብውሕዱ 46 ፍልስጤማውያን ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ ። ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት ፡ በቲ ቴክኖሎጂ ናይ ብዙሓት ክታበታት ኮቪድ-19 ዝተማህዘሉ m-R-N-A ብምጥቃም ሓድሽ ክታበት ኤች-ኣይ-ቪን ፈቲኖም ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ መስርሕ ምትርጓም ቋንቋ ትግርኛ ብዙሕ በደል እዩ ዝፍጸሞ ዘሎ፡" ዘካሪያስ ገሪማ (ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት)
ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ጸሓፍን ጋዜጠኛን ዘካሪያስ ገሪማ፡ እዚ ቃለ መሕትት ብዛዕባ ካብ ካልእ ቋንቋ ናብ ትግርኛ ዝግበር መስርሕ ምትርጓም ዝረኣዩ ጸገማትን ገለ ገለ መፍትሒን ኣብዝብል ዛዕባ ዘተኮረ እዩ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመንግስቲ የመን፡ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ወተሃደራት ከም ዝለቐቐ ተሰሚዑ።
ኤርትራን ጣልያንን ዓበይቲ ውዕላት ከም ዝተፈራረማ ተገሊጹ መንግስቲ የመን፡ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ወተሃደራት ከም ዝለቐቐ ተሰሚዑ። መበል 38 ዙር ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ሳዋ ክወርዱ ጀሚሮም። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ : ዳያኑ ዘመሓላለፍዎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ሓምለ 2025)
** እስራኤል ነቲ መንግስቲ ንግሊዝ ንሃገረ ፍልስጢኤም ኣፍልጦ ክህብ ዝሃቦ ቅድምመ ኩነትን መቓን ግዜን ኮኒና። ** ሎሚ ዝወጸ ሓበሬታ ዋጋታት ሸቐጥ መጠን ወለድ ክጎድል ክገድድ’ዩ ክብሉ ኪኢላታት ቁጠባ ገሊጾም... ** ኣብ ግምቢ ማንሃታን ብጠበንጃ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ ‘ኣብ ቋንቋኻ ዝገልጽ ቃላት እንተለካ ኣይትለቃሕ፡’ እዩ እቲ ሕጊ” ጸሓፊን ጋዜጠኛን ዘካሪያስ ገሪማ
ብዛዕባ ካብ ካልእ ቋንቋ ናብ ትግርኛ ዝግበር መስርሕ ምትርጓም ብሱሩዕ ዘይከይድ ምህላዉ ጸገማት ክረኣዩ ጸኒሖም ኣለዉ። እቲ ጽገም እንታይ ምዃኑን ኣፈታትሓኡን ዝምልከት ምስ ጸሓፍን ጋዜጠኛን ዘካርያስ ገሪማ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛDIY Renovations: What you need to know before getting started - ባዕልኻ ምጽጋንን ምስራሕን (DIY)፡ ቅድሚ ምጅማርና ክንፈልጦም ዝግባእ ነገራት
Many Australians love rolling up their sleeves and undertaking their own home improvements. But before you grab a hammer or paintbrush, it’s essential to…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሓምለ 2025)
** ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ጃፓንን ሕብረት ኣውሮጳን ሓድሽ ናይ ቀረጽ ዉዕል ፈሪሞም.. ** ነቲ ኣብ ስድኒ ሃርበር ብሪጅ ዝተመደበ ሰላማዊ ሰልፊ ንምዕጋት ዝግበር ምንቅስቓስ ከምዝቃለስዎ ወደብቲ ኣፍሊጦም ። ** ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሓምለ 2025)
ን ሎሚ 28 ሓምለ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ብዛዕባ ኣተረጓጉማ ቃላትን ሓሳባትን ካብ ካልእ ቋንቋ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ዝምልከት ምስ ጸሓፊ ዘካርያስ ገሪማ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣለና። ል ኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሓምለ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣባል ሃገራት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ንፍልስጤምን እስራኤልን ፍታሕ ክልተ ሃገር ብዛዕባ ዝትግበረሉ መገዲ ንምምይያጥ ፡ ሎሚ ኣብ ኒው ዮርክ ይእከባ ኣለዋ ። ** ታይላንድን ካምቦዲያን ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ደው…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ሱዕዲ ዓረብን ናይ ስልኪ ርክብ ኣካይዶም፡ ኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን፡ ኦሮታ 391 ተማሃሮ ኣመሪቓ፡ ኣብ ደቡብ ትግራይ ዝነበረ ወጥሪ ብልዝብ ክሃድእ ከም ዝተገብረ ተገሊጹ። ኣብ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ትግራይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ንራብዓይ ግዚኡ ብምዕዋት ናይ ንግስነት ዙፋኑ ኣብ ከተማ ፓሪስ ደፊኡ።
ታደይ ዙር ፈረንሳ ኣብ 2020፡ 21፡ 24ን 25ን ብምዕዋት እቲ ኣዝዩ ዓብላሊ ተቐዳዳማይ ናይ'ዚ ወለዶ ምዃኑ ኣመስኪሩ። ሰንበት ዝተኻየደ መበል 21ን ናይ መወዳእታን መድረኽ ብምኽንያት ብርቱዕን ዘየቋርጽን ዝናብ ንተቐዳደምቲ ሓደገኛ ኩነታት ከይፍጠር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAustralian invention could revolutionise minefield clearance - ምጽራግ ፈንጂን ዝተቐብሩ ነታጒታትን ክቕይር ዝኽእል ብሉጽ ኣውስትራልያዊ ምህዞ
Twenty-eight years after Diana, Princess of Wales drew the world's attention to the impacts of landmines on war-affected countries, an Australian innovation is…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሓምለ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ናይ ሰልፊ ግሪንስ ስሰነተር መህረን ፋሩቂ ፡ ኣብ ባይቶ ኣብ ልዕሊኣ ዝተወስደ ኩነኔ ብዝምልከት ንሰልፊ ለበርን ጥምረትን ፡ ኣብ ግጉይ ሸነኽ ናይ ታሪኽ ከም ዘለዉ ከሲሳ ። ኢማራት ኣብ ሱዳንን ከባቢኡን ትገብሮ ዘላ ከም ሃገር ዝውክል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቃለ መሕትት ፕረሲደንት ኢሳያስን ካልኦት ጸብጻባትን፡
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኰረ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ቃለ-መሕትት፡ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ሂቡ። ምፍራስ ናይቲ ኣብ ደቡብ ትግራይ ዝነበረ ምምሕዳር ተቓውሞ ገጢምዎ። ጸሓፊ ክፍሊ ወጻኢ ኣሜሪካን ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛምክልኻል ሕማም ምርሳዕ (DEMENTIA PREVENTION)
ሓደ ፍሉጥ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ፡ ሕማም ምርሳዕ ዲመንሺያ ከም ቊጠባዊ ቅልውላውን ከም ጕዳይ ጥዕናን ክጥመት ከምዝግብኦ ገሊጹ። ልዕሊ 400,000 ኣውስትራሊያዊያን ምስ ሕማም ምርሳዕ ይነብሩ ፡ ብዝሒ ናይቶም ኣብ እርጋን ዝርከብ ህዝቢ በዚ ሕማም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2025)
** ዕዳ ተመሃሮ ዘጉድል ሕጊ ንምትእትታው ዝምልከት ቀዳማይ ኣጀንዳ መበል 48 ኣኼባ ፓርላማ ምዃኑ ተፈሊጡ... ** ምምሕዳር ትራምፕ ንሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ መወዳእታ ናይ ዝመጽእ ዓመት ካብ ዩኔስኮ ኸውጽኣ እዩ ... ** ኣብ ደቡብ ትግራይ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ#91 Asking for a job reference (Adv) - #91 ምሕታት ናይ ስራሕ ምስክርነት (reference)፡ ምምሃር ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ
Learn polite ways to request a job reference from managers or colleagues. - ካብ ማናጀራት ወይ መሳርሕቲ ብምቕሉል ኣገባብ ከመይ ኢልካ መወከሲ ወይ ምስክርነት ስራሕ ከም ትሓቱ ንመሃር፡
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAustralia’s Indigenous education gap and the way forward - ምዕጻው እቲ ጋግ፡ ኣጠማምታ ደቀባት ብዛዕባ ትምህርትን ለውጢን፡
Education is a pathway to opportunity, but for too long, Indigenous students in Australia have faced barriers to success. While challenges remain, positive…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሓምለ 2025)
** እስራኤል ኣብ ቓዛ ተካይዶ ዘላ ዉግእ ብቕጽበት ደው ከተብሎ ኣውስትራሊያ ትርከበን 25 ሃገራት ናይ ሓባር ስምምዕ ክፍርማ... ** ዩክሬንን ራሻን ኣብዚ ሰሙን ሓድሽ ስምምዕ ሰላም ክዘራረባ እየን ተባሂሉ... **ኣብ ደቡባዊ ክፋላት ኣውስትራልያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhat is a Justice of the Peace? When do you need one? - ጃስቲስ ኦፍ ፒዪስ (ጂፕስ) እንታይ እዩ?
At some stage you will probably need help from a Justice of the Peace. It may be to prove your identity, to make an insurance claim or to certify copies of…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሓምለ 2025)
ንሎሚ ሰኑይ 21 ሓምለ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ብዕለት 12 ሓምለ 2025 ኣብ ከተማ ብርስበን ሓድሽ ህንጻ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ማርያምን ቅዱስ ሚካኤልን ጳጳሳት፡ ዕዱማት ወከልቲ መንግስቲ ኣውስትራሊያን ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሓምለ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ዓብላሊ መናብር ዘለዎ ሰልፊ ለበር ባይቶ ስርሑ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝጅምረሉ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ካብ መውዓሊ ህጻናት ጀሚሩ ክሳብ ናይ ተማሃሮ ዕዳ ምዕራይ ስጉምቲ ክወስድ ትጽቢት ይግበር ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኢትዮጵያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጉዳፍ ጸጋይን መዲና አይሳን ኣብ ለንደን ተዓዊተን፣ ታደይ ፖጋቻር ንዙር ፈረንሳ ይዕብልሎ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/07/2025) * ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ለንደን ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ኣብ ውድድር ሓደ ማይል መሪሕ ዝኾነ ግዜ ብምምዝጋብ ክትዕወት’ንከላ መዲና አይሳ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ተዓዊታ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"እዚ ሃኒጽናዮ ዘለና ቤተ ክርስትያን ንኹሉ ከገልግል ክፉት እዩ።" ዝርርብ ብዛዕባ ኣብ ከተማ ብርስቤን ሓድሽ ህንጻ ቤተ ክርስትያን።
ብዕለት 12 ሓምለ 2025 ኣብ ከተማ ብርስበን ሓድሽ ህንጻ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ማርያምን ቅዱስ ሚካኤልን ጳጳሳት፡ ዕዱማት ወከልቲ መንግስቲ ኣውስትራሊያን ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውስትራሊያን ብርስቤንን ዝተኣከበ ህዝቢ ኣብ ዝተረኽብሉ ተመሪቑ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሓምለ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 17 ሓምለ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ካብቲ ንብዙሓት ፍሉጣት ሰባት እንኮላይ ን36 መራሕቲ ሃገራት ብማዕርግ ዶክትረይት ዝሽልም ኣህጉራዊ ትካል ብማዕርግ ዶክትረይት ተመሪቑ ። ዶ/ር ክፍለዮሃንስ ተ/ብርሃን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሓምለ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ እቲ ብ ዓመጽ ቈልዑ ዝተኸሰ ሰብ ኣብ ሓያሎ ማእከላት መውዓሊ ህጻናት ይሰርሕ ከምዝነበረ ድሕሪ ምፍላጡ: ኣብ መውዓሊ ህጻናት ዝሰርሑ ዝምልከት ሃገራዊ መዝገብ ክህሉ ጻዊዒት ቀሪቡ። እስራኤል ኣብ ዋና ከተማ ሶርያ ኣብ ደማስቆ መጥቃዕቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተልኣኹ ኣሸማገልቲ ኣብ መቐለ ዝርርብ ኣካይዶም።
ኣብ መቐለ ብቀሊል ሓደጋ ነፋሪት ዝተጎድኡ 2 ሰባት ተሓኪሞም ተፋንዮም። ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተልኣኹ ኣሸማገልቲ ኣብ መቐለ ዝርርብ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ጉዳይ ተመዛበልቲ ብዓይኒ ሰብኣውነት ክፍጸም ሓቲቱ። ተምሃሮ ኣባላት 37 ዙሪያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጃስቲስ ኦፍ ፒዪስ (ጂፕስ) እንታይ እዩ?
ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ትነብርሉ ኣብ ገለ እዋን ንናይ ሰላም ፍትሒ ወይ ናይ Justice of the Peace (JPs)ሓገዝ የድልየካ ይኸውን ። ምናልባት ካብ መድሕን/ኢንሹራንስ ካሕሳ ኣብ ትሓተሉ ፡ ክትምርዖ ወይ ክትፋታሕ ፡ ወይ ከኣ ሕጋዊ ሰነዳትካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2025)
** ኣውስትራሊያን ቻይናን ንግዲ ፍሩታን ካልእ ስምምዓትን ብምግባር ንግዳዊ ዝምድናአን ከጠናኽራ ተወዓዒለን። ** ንሓደ ፒተር ፋልኮንዮ ዝተባህለ ብሪጣንያዊ ተጓዓዛይ ባክፓከር ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራልያ ዝቐተለ ብራድሊ ጆን ሙርዶክ ኣብ መበል 67…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“እዚ ማዕርግ ዝያዳ ንኽሰርሕ ሓላፍነት ዘሰክመኒ እዩ።” ብፍሉይ ማዕርግ ዶክትረይት ዝትሸለመ ጸሓፍን ኣማኻሪ ጉዳያት ሓዳርን ዶ/ር ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን
ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን ካብቲ ንብዙሓት ፍሉጣት ሰባት ንኮላይ ን36 መራሕቲ ሃገራት ብማዕርግ ዶክትረይት ዝሽልም United Graduate College and Seminary Intl. ብማዕርግ ዶክትረይት ተመሪቑ ኣሎ። ዶ/ር ክፍለዮሃንስ ተ/ብርሃን ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሓምለ 2025)
** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ምስ ፕረዚደንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ሎሚ [ሰሉስ 15 ሓምለ] ኣብ በይጂንግ ክራኸብ እዩ... ** ዩክሬን ነቲ ዶናልድ ትራምፕ “ቪላድሚር ፑቲን ኣብ ዉሽጢ 50 መዓልቲ ነቲ ኲናት ደው ከብሎ” ዝሃቦ መጠንቀቕታ ምላሽ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ሓምለ 2025)
ን ሎሚ 14 ሓምለ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብ ምዕራባዊ ኣውስትራልያ ፡ ከባቢ ፒልባራ ዝርከብ ጥንታዊ ናይ ከውሒ ኣሳእል ፡ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ ። ብዛዕባ’ዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ ፡ እቲ ኣብቲ ቦታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ሓምለ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ኣብ ቻይና ዝገብሮ ዘሎ ምብጻሕ ብምቕጻል ሎሚ [14 ሓምለ] ኣብ ሻንጋይ ምስ ሰበስልጣን ቻይና ርክብ ክገብር እዩ፡ ጀርመናዊት ተጓዓዚት ካሮላይና ዊልጋ ንዓሰርተ ሓደ ለይቲ ኣብ ምዕራባዊ ኣውስትራሊያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቢንያም ግርማይ ኣብ ዙር ፈረንሳ ነጥቡ ኣመሓይሹ፣ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ ቻይና ሻምፒዮን ኮይኑ፣ ቸልሲ ሻምፒዮን ዋንጫ ዓለም ክለባት ኮይና፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/07/2025) * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ብመሪሕነት ታደይ ፖጋቻር 9ይ መድረኹ ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ ምድብ ንነጥቢ ወይ ቀጠልያ ማልያ ሳልሳይ ኮይኑ ፍልልዩ ምስ ታደይ ኣጽቢቡ፣ * ሎሚ ዓመት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ምዕራባዊ ኣውስትራልያ ፡ ከባቢ ፒልባራ ዝርከብ ጥንታዊ ናይ ከውሒ ኣሳእል ፡ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ ።
ኣብ ምዕራባዊ ኣውስትራልያ ፡ ከባቢ ፒልባራ ዝርከብ ጥንታዊ ናይ ከውሒ ኣሳእል ፡ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ ። ባህላውያን ወነንቲ እቲ ውሳነ ኣብዝግለጸሉ ስነ ስርዓት ንምስታፍ ናብ ፓሪስ ተጓዒዞም ፣ ኣብኡ ድማ ኣባል ሃገራት ን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣመሪካ ንኢትዮጵያውያን እትህቦ ቪዛ ናብ ሰለስተ ወርሒ ኣሕጺራ ።
ኤርትራ ፡ ኮሌጅ ስነ-ፍልጠት ማይ-ነፍሒ፡ አስታት 300 ተማሃሮ ብዲግሪ ኣመሪቓ፡ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ግብጽን፡ ናይ ስልኪ ርክብ ኣካይዶም፡ ተቓዋሚ ውድብ #ሳልሳይ_ወያነ ትግራይ ንመጠንቀቕታ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኮኒኑ። ብደረጃ ትግራይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሰብኣይን ሰበይትን ማዕረ ኢኻ፣ እቲ ማዕርነትካ ግን ግቡእካ እናፈጸምካ'ዩ" - ዕላል ምስ ክኢላ ስነልቦና ዮሃንስ ፈርናንዲኖ ድራር (2ይ ክፋል)
ኣቶ ዮሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ፡ ዝነብር ኤርትራዊ ካናዳዊ ኮይኑ ናይ ሓያሎ ዓመታት ተሞክሮ ዘለዎ ክኢላ ስነልቦና’ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ህዝባውያን መድረኻት ብዙሕ ኣስተምህሮን ምኽርን ዝህብን ዝጽሕፍን’ዩ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሓምለ 10, 2025) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ጸብጻባት ልኡኽና፣ * ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺራ ምህላዋ ፍሉይ ራፖርተር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ፣ * ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025) * ዕጡቓት ሓይልታት ሑዚ ናይ የመን ካልኣዮም ኣብ’ዚ ሰሙን ዝኾነ መጥቃዕቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓንቲ ንግዳዊት መርከብ ድሕሪ ምጥሓሎም 4 ኣባላታ ክሞቱ’ንከለዉ 15 ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽቡን * ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ዝመጽእ መረጻ ኣይክሳተፍን'የ (ፕሮፌ. ብርሃኑ ነጋ)፣ ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ትቆጻጸር (ፍሉይ ራፖርተር ው. ሕ. ሃ.)፣
ጸብጻብ ዜናታት ልኡኽና (10/07/2025) * ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺራ ምህላዋ ፍሉይ ራፖርተር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ፣ * ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኣቶ ቢንያም በርሀ ምስ ሓለፍቲ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሓምለ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ትሬዠረር ጂም ቻልመርስ ማእከላይ ወይ ሪዘርቭ ባንክ ኣውስትራልያ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ክጸንሕ ዝወሰዶ ውሳነ ሚልዮናት ኣውስትራልያውያን ብተስፋ ዝጽበይዎ ዝነበሩ ኣይኮነን ይብል፣ * ሓደ ካብ ዓበይቲ ወሃብቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to start your home business in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ንግዲ ኣብ ገዛኹም ከመይ ገይርኩም ትጅምሩ፧
Did you know that people offering taxi services from home need to register for Goods and Services Tax (GST)—regardless of how much they earn? Or that a fitness…