skinny.

Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መንግስቲ የመን፡ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ወተሃደራት ከም ዝለቐቐ ተሰሚዑ።

ኤርትራን ጣልያንን ዓበይቲ ውዕላት ከም ዝተፈራረማ ተገሊጹ መንግስቲ የመን፡ ኣሲሩዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ወተሃደራት ከም ዝለቐቐ ተሰሚዑ። መበል 38 ዙር ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ሳዋ ክወርዱ ጀሚሮም። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ : ዳያኑ ዘመሓላለፍዎ መሃያ መማህራን ይከፈል ዝብል ውሳኔ ብሓዱሽ ኣዋጅ ደው ኣቢሉዎ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቶ ጌታቸው ረዳ "ሓይልታት ፌደራል ንሓለዋ ዜጋታት ዘለዎም ድልየትን ድልዊነትን መሰከፊ'ዩ: " ክብል ነቒፉ።

The skinny

The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.