Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሓምለ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (08 ሓምለ 2025) * ማእከላይ ባንክ ኣውስትራልያ ነቶም ተወሳኺ ምቅላል ኣብ ለቓሕ ዕድጊ ኣባይቲ ወይ ሞርጌጅ ክጽበዩ ዝጸንሑ ተለቃሕቲ ኣብ ዘየሐጉስ ስጉምቱ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ክጸንሕ ወሲኑ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ጽልኢን ሕሜትን ኣብ ልዕሊ ኣእምሮን ኣካልን ጸቕጢ ይፈጥሩ፣ ስለ’ዚ ፈቃራት ንኹን፣ ካብ ጽምዋ’ውን ንድሕን፣” ኣቶ ዮሃንስ ድራር
ኣቶ ዮሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር ኣብ ከተማ ኦታዋ፡ ካናዳ፡ ዝነብር ኤርትራዊ ካናዳዊ እዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ህዝባውያን መድረኻት ብዙሕ ኣስተምህሮን ምኽርን ዝህብን ዝጽሕፍን ተሞክሮ ዘለዎ ክኢላ’ዩ። ዝሓለፈ ዓመት 'መባእታዊ ትምህርቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሓምለ 2025)
ንሎሚ ሶኑይ ሓምለ 7፣ 2025 ዘዳለናዮም መደባት ጸብጻባት ዜና ዓዲ: * ኮሚሽን ምትሕብባር ኤርትራ-ሩሲያ ክቐውም ሩስያ ብካብኔኣ ኣፅዲቓ፣ ህጻናት ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዶብ ብፖሊስ ተታሒዞም፣ ፕረዚዳንት ክልል ትግራይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሓምለ 2025)
ቀንዲ ነጥብታት ዜና፡ * ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ተጠቀምቲ ህዝባዊ መጓዓዝያ ከተማ ሲድኒ ንክልተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት ክረኽቡ ክኽእሉ’ዮም፣ * ሓደስቲ ጻዕርታት ስምምዕ ምቁራጽ ተዂሲ ኣብ ቓዛ ኣብ ዝካየድሉ ዘለዉ እዋን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዙር ፈረንሳ ቀዳም ኣብ ዝተጀመረሉ ቢንያም ግርማይ ካልኣይ ኣትዩ፡ ኬንያውያን ደቀንስትዮ ክብረወሰናት ሓማሺሸን፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (07/07/2025) * ኬንያውያን ኣትሌታት ክብረወሰናት ዓለም ኣብ ዘመሓየሻሉ ርክባት ኣልማዛዊ ሊግ ዋንዳ፣ ኣብ ዩጂን፣ ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ዝድነቕ ሳልሰይቲ ወጺኣ፣ ክብረወሰና ግን ተመንጢላ ፣ * ቅድድም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛህወሓት ዝኾነ ዓይነት ምድላው ንኲናት ኣይገበርኩን፣ እኳ ደኣ ፈደራል መንግስቲ'ዩ ኣንጻረይ ዕጡቓት ዘሰልጥን ክብል ይኸስስ (ጸብጻባት)
ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት * ኮሚሽን ምትሕብባር ኤርትራ-ሩሲያ ክቐውም ሩስያ ብካብኔኣ ኣፅዲቓ፣ * ህጻናት ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ዶብ ብፖሊስ ተታሒዞም፣ * ፕረዚዳንት ክልል ትግራይ ታደሰ ወረደ ኣብ ዓፋር ምስ ዘሎ ዕጡቅ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛTributes pour in for Diogo Jota: 'He was what we'd all like to be' - ሃንደበታዊ ሞት ኣጥቃዓይ ሊቨርፑል ዲየጎ ዦታን ሓዉን ኣብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ስንባደን ሓዘንን ፈጢሩ፣
Tributes are pouring in for Liverpool's forward star, Diogo Jota, who died in a car crash in Spain with his brother. The 28-year-old Portuguese player's death…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛChild sex charges prompt urgent safety review in Victoria - ድሕነት ህጻናት ዘይሕልዋ መዋእለ ህጻናት መንግስቲ ምወላ ገንዘበን ከቋርጾ ይብል
The federal government says it will be seeking new powers to strip childcare centres of funding if they don't meet safety standards. It follows revelations…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምል 2025)
ን ሎሚ 3 ሓምለ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ል ኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ዕዉት ክፋል ንቕለ-ኩላሊት ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምለ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዛዕባ ምስ ህጻናት ዝሰርሑ ንምጽራይ ዝግበር እዋናዊ መስርሕ ክለሳ ይግበር ኣሎ ፡ ** ሓማስ ነቲ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ 'ናይ መወዳእታ "ዝበሎ ዝቐረበ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ይምርምሮ ከም ዘሎ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ።
ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ዕዉት ክፋል ንቕለ-ኩላሊት ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ። ውድብ መግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝነበረ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow is alcohol regulated and consumed in Australia? - ኣልኮላዊ መስተን ኣገባቡን ኣብ ኣውስትራልያ እንታይ ይመስል፧
In Australia, alcohol is often portrayed as part of social life—especially at BBQs, sporting events, and public holidays. Customs like BYO, where you bring…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሓምለ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ቀዳማይ ሓቂ ዝነግር ምርመራ ኣብ ኣውስትራልያ፣ ደቀባት ህዝብታት ግዝኣት ቪክቶርያ ግዳያት ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ጽንተተ ዓሌትን ኔሮም ክብል ደምዲሙ፣ * ላዕለዋይ ባይቶ ወይ ሰነት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጽርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ሓምለ 2025)
** ጽምዋ ከም ዓለማዊ ጸገም ጥዕና ክፍለጥ ጻዊዒት ቀሪቡ... ** ኣብ ሰሜናዊ ኒው ሳውዝ ዌልስ ብሰንኪ ከጋጥም ትጽቢት ዝግበረሉ ሓያል ምዕልቕላቕ ማይ ፡ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ኣባላት ህጹጽ ረድኤት ፡ ሄሊኮፕተራትን ክኢላታት ማካይንን ኣብ ተጠንቀቕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ሓምለ 2025)
ን ሎሚ 30 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ትግራይ ብጉዳይ ግዝኣት፣ ተመዛበልቲ ህወሓትን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ከም ዝዛተ ኣፍሊጡ። ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊሱ ኣብ 39 ሃገራት ሕሱም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናሆም ዘርኣይን ሞናሊዛ ኣርኣያን ኣብ ኤርትራ ተክለ ኣለማዮን ሃፍቱ ረዳን ኣብ ኢትዮጵያ ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ኮይኖም፡ ሲፋን ሓሰን ናብ ሲድኒ ክትመጽእ'ያ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/06/2025) * ሻምፒዮን ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያዊት ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ነሓሰ 31 ኣብ ዝካየድ ማራቶን ሲድኒ ክትሳተፍ ምዃና ተረጋጊጹ፣ * ሃገራውያን ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ 2025 ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛድሕሪ ምእጋድ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎኣ 18 ናይ ወጻኢ ኩባንያታት ካብታ ሃገር ወጺአን ተባሂሉ።
ፕረዚደንት ትግራይ ብጉዳይ ግዝኣት፣ ተመዛበልቲ ህወሓትን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ከም ዝዛተ ኣፍሊጡ። ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊሱ ኣብ 39 ሃገራት ሕሱም ድኽነት ብቕልጡፍ ይውስኽ ከምዘሎ ገሊጹ። ድሕሪ ምእጋድ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎኣ 18 ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ዝቕባበ ወይ ኢንፍለሽን ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓተ ወርሒ ካብ ዝጸንሐ ብምጉዳሉ ፡ መጠን ወለድ ዳግም ክጎድል ተስፋ ኣሕዲሩ ። ሕጹይ ተወዳዳሪ ዞህራን ማምዳኒ: ን ኣመሓዳሪ ኒው ዮርክ ዝነበረ ኣንድሪው ኩሞ ስዒሩ ከንቲባ ከተማ ኒው ዮርክ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብ ስድራን መቕርብን ዝድገፍ ዓወት፡ ተሞክሮ መንእሰይ ቃለኣብ ፍስሃ
ናይ ሎሚ ዕዱምና ቃለኣብ ፍስሃ ኮይኑ፡ ንሱ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ኢኮኖሚክስ ካብ ዩኒቨርሲቲ ምሩቕ እዩ: ኣብ ናይ ዩኒቨርሲቲ ሂወቱን ኣብ ካልእ ንጥፈታቱን ንኽካፈል ኣብዚ ኣብ ሜልቦርን ስቱድዮና ኣዕሊሉና ኣሎ ። ቃለኣብ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠሞ ብድሆታትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ መንግስቲ ኤርትራ ንወራር ይዳሎ ምህላዉ ዝምልከት ክሲ ንማሕበረሰብ ኣቅሪባ።
ኣብ ትግራይ፡ ድሕሪ ኲናት ዝዓበየ ምዃኑ ዝተገልጸሉ ፋብሪካ ስራሕ ጀሚሩ። ኣብ ክልል ኣምሓራ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ ዝነበሩ ኤርትራውያን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ድጎማ ነዳዲ ምቁራጹ ሕጽረት ነዳዲ ንቁጠባዊ ምንቅስቓስ እታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ ሕጻንነታ ንመርዓ ናብ ብልጽቲ ዶክተር ሕክምና: ዕዉት ህይወት ዶ/ር መስቀላ ኪዱ
ዶክተር መስቀላ ኪዱ እያ ትበሃል። ኣብ ማህጸን ኣዲኣ ከላ፡ ወለዳ ምስዘይትፈልጦ ሰብ ኣሕጽዮማ። ምስተወልደት ኣብ ሻድሻይ ዓመታ ንዘመዳ ከተሰኒ ተባሂሉ ብዘይ ናውቲ ትምህርቲ ናብ ስኳላ ክትመላለስ ተገብረ። ብልሓን ድልየት ትምህርታን ዝረኣዩ መማህራን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመዲያን ዉክልናን ደቀባት
ውክልና ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ታሪኽ ብምንሽውን ብምግላልን ዝተቐርጸ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ እዚ ግን ቀስ ብቐስ ይቕየር ኣሎ ። ከም ሃገራዊ ናይ ደቀባት ተሌቪዥን (NITV) ከምኡ "ውን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ዝኣመሰሉ ደቀባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሰነ 2025)
**ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ: እስራኤልን ኢራንን ተዅሲ ደው ንምባል ከምዝተሰማምዓ ኣፍሊጡ ። **ፕሬዝዳንት ፈረንሳይ ማክሮን ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝፈጸመቶ መጥቓዕቲ ሕጋዊ ኣይኮነን ኢሉ ፤ ** ኣብ ደማስቆ ኣብ እትርከብ ቤተ-ክርስትያን ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሰነ 2025)
ን ሎሚ 23 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ብ ዓምር ሳልሕ ሓጎስ (Aamer S. Hagos ) ዝተጻሕፈት መጽሓፍ “Echoes of Bravery: Martyr Mohmoud Ibrahim’ Enduring Legacy” ተዘርጊሓ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛDream Big: Kaleab’s Guide to University and Beyond
Interview with Kaleb Fesseha – A Story of Resilience and Purpose In this engaging conversation, we sit down with Kaleb Fesseha, a recent Economics graduate…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ሰላም ክትገብር ጸዊዑ ፡ እዚ ምስዘይፍጸም ተወሳኺ መጥቃዕቲ ክወርዳ እዩ ኢሉ ። ** ወሃብ ቃል ምክልኻል ግሪንስ ኣውስትራሊያ ዴቪድ ሾብሪጅ ፡ እቲ ብ ኣመርካ ኣብ ልዕሊ ኢራናውያን ኑክሌሳዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛነቲ ካብ ዓለም ዝዓበየ ቅልውላው ሱዳን ክዝክር ሱዳናውያን ኣውስትራሊያዊያን ይጽውዑ፡
ካብቲ ኣብ ዓለም ዝዓበየ ሰብኣዊ ቅልውላው ሱዳን ፈቐድኡ ተዘርዮም ዘለዉን ናብ ኣውስትራሊያ ዘምለጡ ሱዳናዊያን ስደተኛታት ኣብ ሃገሮም ብዛዕባ ዝወርድ ዘሎ መከራ ኣፍልጦ ንምዕባይ ታሪኾም የካፍሉ ኣለው ። ኣብ ሱዳን ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝቐጸለ ኲናት ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሊቨርፑል ብዝኽበረ ዋጋ ንፍሎሪያን ቨርትስ ኣምጺኣቶ፣ ብዛዕባ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ከ እንታይ ይውረ፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/06/2025) * ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተጀመረ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክለባት ፊፋ ካልኣይ ዙርያ ግጥማቱ ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፣ ኣዝዩ ልዑል ሙቐትን በርቂ ዝተሓወሶ ነጎድጓዳዊ ዝናብን ንተጻወትን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThis slur was used to abuse Concetta's father. For her, it's a proud identity - SBS Examines: እዚ ቃል ንኣቡኣ (ንኮንሰታ) ጸርፊ ዝነበረ ንዕኣ ግን ዘኹርዕ መንነት ኮይኑ
The term was used as an insult towards Greek and Italian migrants who arrived after the Second World War. But the generations that follow have reclaimed 'wog'…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕላል ምስ ስነ ጥበበኛታት ታረቀ ተስፋሂወትን ሃይለሚካኤል ሊንጎን
ብዛዕባ ስነጥበባዊ ስራሓት ትግሪኛ ኣመልኪቶም ስነጥበባዊያን ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ)ን ታረቀ ተስፋሂወትን ምስ ራዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝሃብዎ ትንታነ ፡፣ ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት ልደት ኤስ ቢ ኤስ ዳግም ዝቐርብ ዘሎ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሰነ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 19 ሰነ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ፈ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ብ ዓምር ሳልሕ ሓጎስ (Aamer S. Hagos ) ዝተጻሕፈት መጽሓፍ “Echoes of Bravery: Martyr Mohmoud Ibrahim’…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ዶናልድ ትራምፕ ፡ኣመሪካ ንኑክሌሳዊ ቦታታት ኢራን ኣብ ምውቃዕ ብቐጥታ ክትሳተፍ መደብ እንተ’ልዩ ፡ ርእይቶኡ እንተዘይሃበ’ኳ ብንጥፈት ይሓስበሉ ከም ዘሎ ሓቢሩ ። ባይቶ U-K ፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝን ዌልስን ምንጻል ጥንሲ ሕጋዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኤርትራ ኩሎም ናይ ሕልና እሱራት ክፈትሕን መሰላት ዜጋታታ ከተኽበርን ተሓቲታ።
ሕብረተሰብ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ዶባት ክራኸብ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ "ዝተረጋገዐ መንግስቲ ክህልዋ ኣይከኣለን።" ክብል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገሊጹ። ይኣክል ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ" ዝብል ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ መቐለ ምክያድ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሰራርሓ መድሕን (ኢንሹራንስ) ገዛን ትሕዝቶን ኣብ ኣውስትራሊያ
ንገዛኻ ወይ ንንብረትካ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኣጋጣሚታት ክትሓስቦ ባህ ዘብል እኳ እንተ ዘይኰነ ፡ ክበጽሕ ዘይክእል ኩነታት ግን ኣይኰነን ። ከም ዕልቕልቕ ማይ ፡ ህቦብላን ባርዕ ጣሻን ዝኣመሰለ ኵነታት ኣየር ፡ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ኣውስትራልያ ስሩዕ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሰነ 2025)
**ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ምስ ራሻ ምትሕሓዝ ዘለወን 60 መራኽብ ንፈለማ እዋን ማዕቀብ ገይራ። ** ዶናል ትራምፕ፡ ኣመሪካ ኣብቲ ኢራንን እስራኤል ዘካይዳኦ ዘለዋ ዉግእ “ዓቕላ ትውድእ ኣላ” ክብል ገሊጹ። ** ኣብ ኬንያ ብርቱዕ ህዝባዊ ተቓውሞታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሰነ 2025)
** ቀዳማይ ሚኒስተር ምስ ሓድሽ ዝተመርጸ ደቡብ ኮርያዊ ፕረሲደንት ተራኺቡ ተዘራሪቡ፡ ምስ ፕ/ ዶናልድ ትራምፕ ተመዲቡ ዝነበረ ርክብ ግና ተሰሪዙ። **ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንላዕለዋይ መራሒ ኢራን ምቕታል ነቲ ግጭት መደምደምታ ዝገብር እዩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ነቲ ሕጊ ዝፈጠረ ህዝቢ ከመይ ጌርካ ሕጊ ትኸልኦ፧" ዕላል ኤስ ቢ ኤስ ምስ ስነ ጥበበኛ ዮሃንስ ትካቦ
ምስ ፍሉጥ ስነ ጥበባዊ ዮሃንስ ትካቦ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበሮ ዕላል ብምኽንያት ጽምብል 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ ምኽንያት ብምግባር ደጊሙ ዝቐርብ ዘሎ ትሕዝቶ
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕላል ምስ ጸሓፊ መጽሓፍ “Echoes of Bravery" ዓምር ሓጎስ ማሕሙድ
ኣብዚ ቕሩብ እዋን ብ ዓምር ሳልሕ ሓጎስ (Aamer S. Hagos ) ዝተጻሕፈት መጽሓፍ “Echoes of Bravery: Martyr Mohmoud Ibrahim’ Enduring Legacy” ተዘርጊሓ ኣላ። ምስ ደራሲ ብዛዕባ መጽሓፉ ዝገበርናዮ ዕላል።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣመሪካ ኣብ ኲናት እስራኤል-ኢራን ክት ኣቱ ድያ፧ እስራኤል ንምንታይ ኣብዚ እዋን ንኢራን ተጥቅዓ'ላ ዝቕጽል ስጉምቲ'ኸ እንታይ እዩ፧
ነዚ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተኸሲቱ ዘሎ ኣዚዩ ሓደገኛ ምዕባለ ዝምልከት ዝቐረበ ትንታነ፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝዓበየ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍናዋ ፡ ነቲ ውግእ ከተዕርጎን ንምቕጻልን ክትዳሎ ከም ከምዝጸንሐት ክኢላታት ይሕብሩ ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ሰሜናዊ ግዝኣት ሕንዲ ኡታራካንድ ፡ ንንግደት ሂንዱ ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ሄልኮፕተር ወዲቓ ብምሕምሻሻ ኣብ ዉሽጣ ዝነበሩ ሸውዓተ ሰባት ሞይቶም ። ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ኣመሪካውያን ንመሪሕነት ዶናልድ ትራምፕ ብምቅዋም ናብ ጐደናታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራልያ ናብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሓሊፋ፣ ዋንጫ ዓለም ክለባት ፊፋ ኣብ ትሕቲ ኣሰካፊ ኩነታት ኣብ ኣሜሪካ ተጀሚሩ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/06/2025) * ኤርትራውያን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዝተሳተፍሉ ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርየም ዱ ዶውፊን ብዓወት ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ተዛዚሙ፣ * ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ኣባል ሃገራዊት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕርታት ከም ዝፈሸለ ገሊጹ።
ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ፡ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምምሕያሽ ዝተገብረ ጻዕርታት ከም ዝፈሸለ ገሊጹ። ሚንስተር ዜና ብወገኑ ኤርትራ ባሕራዊ ግዝኣታን ዘይግሰስ ልኡላዊ መሰላትን ንሓራጅ ከተቕርቦ ድልውቲ ኣይኮነትን ዝብል ምላሽ ሂቡ። ብተዛማዲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሰነ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 12 ሰነ 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣዲኣን ኣሕዋታን ኣብ መንበርን ትነብር ፋሺን ዲዛይነር በዓልቲ ብሩህ መጻኢ ዊኣም ዓብዱ ሐጅ፡ ቅድሚ በቲ ዓውዲ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምጅማራያ ብንእስነታ ነቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ፖሊስ ሎስ ኣንጀለስ፡ ((LAPD)) ፡ ኣብታ ከተማ ሰዓት እቶ እቶ ድሕሪ ምትግባሩ ኣባላት ፖሊስ ጃምላዊ ማእሰርቲ ከም ዘካየዱ ይገልጽ ። ኣባል ፓርላማ ካብ ሰልፊ ለበር ኤድ ሑሲክ ኣብ ልዕሊ ክልተ እስራኤላውያን ሚኒስተራት እገዳ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኩባዊያን: ኣብ ኢትዮጵያን ኣፍሪቃን ዝኸፈልዎ መስዋእቲ ብመጻሕፍቲ ተጻሒፉ ክዝከር ዝግብኦ ኣይተዘከረን" ፍቕረ ረታ (ራያ)
ፊደል ካስትሮን ኩባውያንን ኣብ ኢትዮጵያን ኣፍሪቃን ከምኡውን ኣብ ኩባ ዝሓደግዎ ኣሉታዉን እወታዊን ጽልዋታት ብዛዕባ ዝምልከት ምስ ምሁር ሳይንስ ፖለቲካ ኣቶ ፍቕረ ረታ ዝተገብረ ቃለ ምሕትት። እዚ ብምኽንያት ዝኽሪ ልደት 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow do Australia's new laws help prevent and respond to hate speech? - SBS Examines: ሓደስቲ ሕግታት ኣውስትራልያ ዘረባ ጽልኢ ኣብ ምክልኻልን መልሲ ኣብ ምሃብን ከመይ ይሕግዙ፧
According to the United Nations, governments around the world are struggling to counter hate speech. - ብመሰረት ሓበሬታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ መንግስታት ዘረባ ጽልኢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናይ ኢትዮጵያ ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ቀሪቡ። ካብዚ ናይ ትግራይ 18.9 ቢልዮን ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ።
ኣብ ኤርትራን ትግራይን ተምሃሮ ሃገራዊን ብሄራዊ ፈተና ምውሳድ ጀሚሮም። ኣብ መቐለ ናብ ዓድና ምለሱና ዝበሉ ሰልፈኛታት መቐለ ሓጹር ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ጥሒሶም ኣትዮም። ናይ ኢትዮጵያ ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ኮይኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ ዓለም ፍልጥቲ ፋሺን ዲዛይነር ክከውን'የ" ዊኣም ዓብዱ ሐጅ
ስም ዓብዱ ሐጅ ክጥቀስከሎ፡ ብዙሓት ብፍላይ ድማ መስኮት ተለቪዢን ኤርትራ ዝከታተሉ ዝነበሩ ወይውን ንሓደ ኣምባሳደር ናይ ኤርትራ ዝነበረ ኣብዚ እዋን ግና ኣብ ኤርትራ ኣብ ማሕቡስ ዝርከብ ክዝክሩ ይኽእሉ። ሎሚ ግና ብዛዕባ ዓብዱ ሐጅ ዘይኮነስ ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሰነ 2025)
** ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ናይ ኦስትሪያ ብጥይት ንተኳሲ ወሲኹ 11 ሰባት ተቐቲሎም ... ** ትራምፕ፡ ሎስ ኣንጅለስ ብናይ ወጻኢ ሓይሊ ስለ ተወረረት “ነታ ከተማ ነጻ ከነውጽኣ ኢና።” ኢሉ። ** ጋንታ ሶኮሩ ን ሱዕዲ ዓረብ ስዒራ ናብ ፊፋ 2026…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ ካብ ቁልዕነተይ ኣትሒዘ መስትያት’የ ዝፈቱ ኔረ” በዓልቲ ሞያ ስነ ጽባቐ ሓናን እድሪስ
ትሕቲ ዕድመ ከላ ተመርዕያ ትሕቲ ዕድመ ከላ ድማ ቆልዓ ወሊዳ እያ ናብ ኣውስትራሊያ ተሰዲዳ። ንኹሉ ዘጋጥማ ማሕለኻታት ሰጊራ ግና፡ ንሓሙሻይ ርእሳ ስራሕ ዝፈጥር ናይ ስነ ጽባቐ ስራሕ ንግዲ ኣማዕቢላ። ዛጊት ካብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ዝመጹ ብዙሓት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሰነ 2025)
** ኣብ ሎስ ኣንጀልስ ተላዒሉ ዘሎ ማዕበል ተቓዉሞ ደው ንምባል ኣማኢት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ን ሃገራዊ ሓለዋ ክሓብሩ ትእዛዝ ተዋሂቡ። ** ኣባል ሰልፊ ለበርን ምክትል ፕሪሜር ኒው ሳውዝ ወልስ ፕሩ ፓር ብካንሰር ጡብ ሓሚማ... ** ረድኤትን ተሓለቕቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕላል ምስ ድምጻዊ ስዒድ ዓብደላ ምስ ረድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. (Interview with Sied Abdela: SBS Tigrinya)
ስዒድ ዓብደላ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ብፍላይ ድማ ኣብ ደርፊ ትግረ ዓቢ እጃም ዘበርከተ እዩ፡ ሎሚ ብስደት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብር ዘሎ ወዲ ዓብደላ ኣብ ደርፊ ዝገበሮ ስራሓትን ኣብ ዘበን ስደቱ ዘለዎ ትልሚን ምስ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሰነ 2025)
ን ሎሚ 09 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ሎሚ 9 ሰነ ኤስ ቢ ኤስ ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመት እዩ። በዚ ኣጋጣሚ እንቋዕ ኣብጽሓና ንብል። እቲ ኣብ 1975 ብዉሑዳት ቋንቋታት ዝጀመረ መደብ ኣብዚ እዋን ንከም ቋንቋታት ትግርኛ፡…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ 830 ኣውስትራሊያውያን ከም ኣካል ጽምብል መዓልቲ ልደት ንጉስ ናይ ክብሪ ስልማታት ረኺቦም እዮም ። ፕረዚደንት ትራምፕ ፡ 2,000 ወተሃደራት ሃገራዊ ሓለዋ (National Guard) ነቲ ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ተፈጢሩ ዘሎ ዕግርግር ደው…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ለውጢ እንተመጺኡን ኣምላኽ ዕድመ እንተወሲኹኒን እታ ሕልመይ ክፍጻማ’የ” ፕሮ. በረኸት ሃብተስላሴ
ብምኽንያት ዝኽሪ ምጅማር SBS መበል 50 ዓመት ምስ ፕሮ.በረኸት ሃብተስላሴ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ኮይኑ ቅዋም ዝጸሓፈ ኣብርእሲ ምዃኑ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኒኡን ብዛዕባ ኣፍሪቃን ዓለምን ዝምልከት ብዙሕ ጽሑፋትን መጻሕፍቲን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣውስትራልያዊ ኣሰልጣኒ ቶተንሃም ኣንጅ ፖስትኮግሉ ካብ ስርሑ ተባሪሩ፣ ሮናልዶ ኣብ መበል 40 ዓመቱ ምስ ሃገሩ ዋንጫ ዓቲሩ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/06/2025) * ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርየም ዱ ዶውፊን ብዓወት ኣባል ጋንታ ዩኤኢ ቲም ኤሚረትስ - ኤክስኣርጂ ዝኾነ ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ኣብ ፈረንሳ ተጀሚሩ፣ ኤርትራውያን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣማኑኤል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ በሪ ባሕሪ(ወደብ) ዝሰኣነትሉ መገዲ ዘየለ ግፍዒ ክብል ገሊጹዎ።
ሃገራዊ መድሕን ኮርፐረሽን ኤርትራ፡ኣስታት $6-ሚሊዮን ዶላር ከም'ዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ በሪ ባሕሪ(ወደብ) ዝሰኣነትሉ መገዲ ዘየለ ግፍዒ ክብል ገሊጹዎ። ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ብወገኑ ንብልጽግና…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፥ ትዕዝብቲ ጋዜጠኛታት ኣብርሃም ተ/ልኡልን ተመስገን ደበሳይን፡ ኣብ እዋን ምምጻእ ቀ/ሚ ኣብያ ናብ ስልጣን
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ 2018 ናብ ስልጣን ምስ መጽአ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዯጵያን ብናህሪ ክኸይድ ጀሚሩ ዝነበረ ናይ ሰላም ኩነታት ንብዙሓት ዘሐጎሶምን ዘገረሞምን፡ ዘሰክፎምን ኔሮም። ብዛዕባ'ዚ ኣብቲ እዋን ዋና ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣብርሃም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ሰነ 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 05 ግንቦት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። መበል 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ ምኽንያት ብምግባር፡ ቋንቋ ትግርኛ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ፡ ንማሕበረሰቦም ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብ ምፍላጥ፡ ተመኩሮኦም ኣብ ምክፋልን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕላል ምስ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብናይ ዶክትሬት ማዕርግ ዝተመረቑ ሰብኣይን ሰበይቲን።
ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰብኣይን ሰበይቲን ናይ ፒኤች ዲ ትምህርቶም ዛዚሞም ምስዝተመረቑ ምስ ዶ/ር ካሕሱ ገብረክርስቶስን ዶ/ር ኣጸደ ፋንታሁንን ዝተገብረ ዕላል