Latest / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሰነ 2025)
ን ሎሚ 23 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ብ ዓምር ሳልሕ ሓጎስ (Aamer S. Hagos ) ዝተጻሕፈት መጽሓፍ “Echoes of Bravery: Martyr Mohmoud Ibrahim’ Enduring Legacy” ተዘርጊሓ ኣላ። ምስ ደራሲ ብዛዕባ መጽሓፉ ዝገበርናዮ ዕላል። እዚ ዓመት ኤስቢኤስ መበል 50 ዓመቱ ዘኽብረሉ’ዩ፡ ነዚ ንምብዓል ዛንታታት ስግረባህላዊ ዓወታትን ሕቡናት ሕብረባህላዊ ማሕበረሰባትን ነካፍል ኣለና። SBS ኣብ 1975 ከም ክልተ መደበራት ሬድዮ ማሕበረሰብ - 2EA ኣብ ሲድኒን 3EA ኣብ መልበርንን - ክጅመር'ንከሎ፡ ገለ ካብ'ቶም ነዊሕ ዝሰረቱ ማሕበረሰባት መጻእቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝኾኑ ቋንቋታት ግሪኽን ኢጣልያን'ዮም እቶም ቀዳሞት ንፈነወ ዝቐረቡ።ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኢራን ሰላም ክትገብር ጸዊዑ ፡ እዚ ምስዘይፍጸም ተወሳኺ መጥቃዕቲ ክወርዳ እዩ ኢሉ ።…
The skinny
The skinny isn't ready yet — notes appear once the transcript is processed.