Shows / SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ናብ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣቱ ሓጺን ንኹለን ሃገራት ብዕጽፊ ግብሪ ወይ ታሪፍ ተወሲኑ ን ኢንግላንድ ግን ብ ምምሓሩ ኣውስትራሊያ ተመሳሳሊ ምሕረት ክግበረላ ትትስፎ። ናብ መካ ዝግበር ሓጅ ወይ ንግደት ጀሚሩ ፡ ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ዝዀኑ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ“ምጽራፍ ኣይባህልናን’ዩ፡ ፍትሓዊ’የ ትብል ኣንተኾይንካ ንዝኾነ ሰብ በቲ ዝደለዮ መገዲ ክኸይድ ኣፍቅደሉ።” ስነ ጥበባዊ ካሕሳይ በርሀ
ስነ-ጥበባዊ ካሕሳይ በርሀ ንፌስቲቫል ኤርትራ 2018 ናብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ኣዋን ኣብዚ ምስዘለዉ ኣድነቕቱን ምስ ብጻዩን ናይ ቀደም መሳርሕቱን ኣሌክስ ካሕሳይን ተራኺቡ ነይሩ። ካሕሳይን ኣሌክስን ናብ ስቱዲዮ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ብምባጻሕ ድማ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛThis rural town has grown into a thriving multicultural hub - SBS Examines: መርኣያ ስኒት ብዝሐ ባህላውያን ማሕበረሰባት ዝኾነት ንእሽቶ ከተማ ኣውስትራልያ
In the central west of New South Wales, Dubbo is home to some of the largest Nepali and Indian communities in the state. - ኣብ’ዚ ዓመት፣ ኤስቢኤስ 50 ዓመት ይገብር ኣሎ፣ ነዚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብዚ ቅንያት ኣብ መንጎ ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ቃላት ልውውጥ በርትዑ ይርከብ።
ፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ትግራይ ዝተተኽለ ኬላታት ደው ንክብል ኣዚዙ። ሰራዊት ኤርትራ ካብ ወረዳታት ጉሎመኸዳን ኢሮብን ወፅዩ ዝብል ጌጋ ምዃኑ ነበርቲ እቲ ኸባቢ ገሊጾም። ኣብዚ ቅንያት ኣብ መንጎ ሰበስልጣን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመዲያ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ይመስል፧
ነጻነት ፕረስን ዝተፈላለየ ዓይነት መራኸቢ ብዙሃን ኣገዳሲ መለለዪ ጥዑይ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት እዩ ። ኣብዚ ከምዚ ሃዋሁ ብዘይምትእትታው ካብቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዜጋታትን ጋዜጠኛታትን ሓሳቦም ብናጻ ናይ ምግላጽን ሓበሬታ ናይ ምርካብን ስልጣን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሰነ 2025)
ንሎሚ 3 ሰነ 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስተ ዜና፡ ** ኣባል ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ዶሪንዳ ኮክስ ነቲ ሰልፊ ገዲፋ ናብ ሰልፊ ለበር ብምቕያራ ሰልፊ ግሪንስ ሓዘኑ ይገልጽ። ** ሰበ-ስልጣን ፈደራል ኣቕሑ ዝጸዓና ናይ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛመልእኽቲ ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ምጅማር SBS፡ ካብ መራሕቲ ማሕበረሰብ።
መበል 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ ንጽምብለሉ ዘለና እዋን ኢና ዘለና። እቲ ኣብ 1975 ብዉሑዳት ቋንቋታት ዝጀመረ መደብ ኣብዚ እዋን ንከም ቋንቋታት ትግርኛ፡ ኣምሓርኛ፡ ሶማልን ዲንካን ካልእ ቋንቋታት ኣፍሪቃ ወሲኹ ብልዕሊ 60 ቋንቋታት ዝተፈላለዩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሰነ 2025)
ን ሎሚ 02 ሰነ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኤስ ቢ ኤስ ካብ ዝጅምር 50 ዓመቱ የብዕል ኣሎ፡ ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኤስ ቢ ኤስ ካብ ዘቕረብናዮም ምልስ ኢልና ንርእዮም ካብ ዘለና መደባት ምስ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሰነ 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብዚ ዓመት ኣብ ኣውስትራሊያ ብዝተፈጥረ ባህርያዊ ሓደጋታት ዛጊት ናይ 2.2 ቢልዮን ዶላር ቁጠባዊ ጥፍ ኣት ከምዘስዓበ ተገሚቱ። ረድኤት ክረኽቡ ኣብ ዝጓየዩ ዝነበሩ ፍልስጢኤማውያን ብዝተተኮሰሎም ብውሕዱ 31 ፍልስጤማውያን ን ልዕሊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሳሙኤል ኤቶ፣ ኦኮቻን ኣደባዮርን ኣብ ሶማልያ ምብጻሕ ኣካይዶም፣ ፒኤስጂ ሻምፒዮን ኤውሮጳ ኮይና፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/06/2025) * ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ዓወት ዘመዝገበ ሚልኪያስ ማእከለ ወሲኽካ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ደሚቖም ዝተራእይሉ መበል 37 ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢራን ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዱ፣ * ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ሃገሩ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛCPJ ዝርከቦም ልዕሊ 31 ተጣበቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክኹነን ጸዊዖም።
ናብ ትግራይ ከይኣቱ ተኸልኪሉ ዝነበረ ሸቐጣ ሸቐጥ ብምዝርራብ ንምፍታሕ ከም ዝተወሰነ ተገሊጹ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ ምስ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ህንዲ ተራኺቡ ዘትዩ፡ ሓዱሽ ውዳበ ትግራይ 'ስምረት' ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ብሓይሊ ዝተታሕዙ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቃለ መሕትት ምስ ናይ ፈለማ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፍስሃየ ኣብርሃም
እቲ ንትምህርቲ ብስደት ኣብ 1979 ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣተወ: ንፍሉጣት ኣውስትራሊያዊያን ፕሮፌሶር ፍረድ ሆሎውስን ቶማስ ከንሊ ምስ ኤርትራ ዘተኣሳሰረ: ኣብ 1989 ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግምባር ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣውስትራሊያ ወግዓዊ ምብጻሕ ክገብር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ግንቦት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 29 ግንቦት መጋቢት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝርከበሉ ሓዱሽ ኣፍልጦ ዝረኸበ ውዳበ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክትገበር ጸዊዑ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ቪክቶርያ ዝርከብ ዓቢ ጽርግያ ፡ ሓሙሽተ ማካይን ተጋጭየን ፡ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም ፡ ክልተ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኣትዮም ኣለዉ ። እቲ ኣብ ጋዛ ብ U-S ዝድገፍ ናይ ረዲኤት ሞደል ፡ ተወሳኺ ዕንወት ዝፈጥር እዩ ክብልሓላፊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብቲ ሒዞምዎ ዝጸንሑ ከባቢታት ትግራይ ከምዘይወጹ ተሓቢሩ።
ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝርከበሉ ሓዱሽ ኣፍልጦ ዝረኸበ ውዳበ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክትገበር ጸዊዑ። ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብቲ ሒዞምዎ ዝጸንሑ ከባቢታት ትግራይ ከምዘይወጹ ተሓቢሩ። ኣብ ትግራይ፡ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ዝኽሰስ ኮሎነል ተወልደ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛAlfred and Clinton are unlikely friends. Their friendship can teach migrant communities about reconciliation - SBS Examines: ኣልፍሬድን ክሊንተንን ኣዕሩኽ ክኾኑ ዘይትጽበዮም'ዮም፣ ዕርክነቶም ግን ንማሕበረሰባት ስደተኛታት ብዛዕባ ዕርቂ ክምህሮም ይኽእል እዩ።
Alfred is an Indonesian migrant, and Clinton is an Aboriginal man from Western Australia. Their friendship changed the way Alfred understood his identity as a…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣቶ መስፍን ሓጎስን ኣቶ ወልደየሱስ ዓማርን ብዛዕባ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝሃብዎ ቃል፡
ኣብዚ ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ ምኽንያት ብምግባር ምስ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ህግ ዝነበረን ምስቶም ኣብ ኤርትራ ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ለውጢ ዝጠለቡን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፣ ከምኡ’ውን ምስ ኣብ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓቢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛን ሽልማት “ኦርደር ኦፍ ኣውስትራሊያ” ዝሽለም ሰብ ክትሓጽዩ ሓሲብኩም ትፈልጡ ዶ፧
ኣብ ማሕበረሰብኩም ፍሉይ ጽልዋ ዝገብር ሰብ ትፈልጡዶ? ካብ ዝተፈላለየ መበቈል ወይ ዓውዲ ጸብለል ዝበለ ስራሕ ዝሰርሀ ዝዀነ ይኹን ሰብ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ንሽልማት Order of Australia. ክሽለሙ ስሞም ብምርቋሕ ዓወቶም ክትጽምብልዎ ትኽእሉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ግንቦት 2025)
ንሎሚ 28 ግንቦት 2025 ዝትዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ** ኣብ ሲድኒ መንብሪ ገዛ ነዲዱ፡ ሓደ ሰብ ሞይቱ። ** ሩስያን ኢትዮጵያን ንወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝዓለመ ዝርርብ ኣካይደን።.. ** ዋንጫ ፕሪምየርሊግ ዝዓተረት ክለብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕላል SBS ትግርኛ ምስ ወናማት ኪነ-ጥበባውያን ኣበበ ኣርኣያን ሽሞንዲ ገብረማርያምን
ካብ ኢትዮጵያ ናብ መልበን፡ ኣውስትራልያ ዝመጹ ክልተ ወናማት ድምጻውያንን ኣበበ ኣርኣያን ሹሞንዲ ገብረማርያምን ኣብዚ ኣብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራሪብናዮም ኔርና። SBS ካብ ዝጅምር ምበል 50 ዓመቱ ኣብ አኽብረሉ ዘሎ እዋን ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ምስዞም…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ግንቦት 2025)
** ቅነ ዕርቂ ኣውስትራሊያ ጀሚሩ... ** መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ቓዛ ሓድሽ እማመ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ኣቕሪቡ ... ** ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኤርትራ ኣቶ ወልደሚካኤል ኣብርሃ ኣብ መበል 87 ዓመቱ ብሕማም ዓሪፉ።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ግንቦት 2025)
ን ሎሚ 26 ግንቦት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ኣብ ዉሽጢን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 34 ዓመተ ነጻነት ኤርትራ የብዕል ኣሎ። ነዚ በዓል ምኽንያት ብምግባር ምስ ስነ ጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ) ሓጺር ዕላል። ካብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ሰሜን መልበርን ዝርከብ ሓደ ዓቢ ማእከል ዕዳጋ ሰንበት ድሕሪ ቀትሪ ካራሩ ብዝሓዙ ኣብ መንጎ 10 ሰባት ባእሲ ምስ ተላዕለ እቲ ማእከል ዕዳጋ ክዕጾ ኣገዲዱ። ... ** መበል 34 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዉሽጥን ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛናዲያ ሓሰን፡ ዕዉቲ ኣብ ቢዝነስ (መልበርን)
ኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 28 ዓመት ዝተቐመጠት ወይዘሮ ናዲያ ኣብ ማእከል መልበርን፣ ኣብ ፉትስክረይ ኣብ ዝበሃል ዓቢ ናይ ንግዲ ስቶር ኣለዋ። እዚ ኣብ 1996 ዝጀመረቶ ስራሕ ሰለስተ ሰራሕተኛታትን ኣባላት ስድራኣን ናይ ስራሕ ዕድል ፈጢሩ ዕወት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ዛግረብ ተዓዊታ፣ ናሆም ዘርኣይ ኣብ ጃፓን መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ ኤርትራ ምስ ኒጀርን ደቡብ ሱዳንን ክትገጥም'ያ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/05/2025) * ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ’ዚ ዓመት ንፈለማ ግዚኣ ኣብ ውድድር 1500 ሜ ኣብ ዝተሳተፈትሉ ኣብ ዛግረብ ክብረወሰን ናይ’ቲ ውራይ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ኤርትራዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ናሆም ዘርኣይ ኣብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ከም ሃገራዊ በዓል ብምልኣት ክንጽምብሎ እንተኾይና ሓርንትውን ክረጋገጽ ክኽእል ኣለዎ።" ኽፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)
ኣብ ዉሽጢን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 34 ዓመተ ነጻነት ኤርትራ የብዕል ኣሎ። ነዚ በዓል ምኽንያት ብምግባር ምስ ጸሓፍን በዓል ሞያ ሕግን ኣቶ ክፍለዮንስ ተወልደብርሃ (ጎርደን) ዝተገብረ ሓጺር ዕላል።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ናጽነትና ተሓልያ ክትነብር እንተኾይና ፍልልይ ሓሳብ ብዘየገድስ ንኹላትና ዜጋታት ናይ ልዝብ መድረኽ ክህሉ ኣለዎ።" ሃይለሚካኤል ሊንጎ
ኣብ ዉሽጢን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 34 ዓመተ ነጻነት ኤርትራ የብዕል ኣሎ። ነዚ በዓል ምኽንያት ብምግባር ምስ ስነ ጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ) ሓጺር ዕላል።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኢስ ትግርኛ (23 ግንቦት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 22 መጋቢት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ብምኽንያት በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ቀንዲ ጐደናታት ኣስመራ ባህላዊ ካርኒቫል ቀሪቡ። ፕረዝደንት ታደሰ ወረደን ኣምባሳደር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ብ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ተገሊሎም ኣለዉ ፣ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ድማ ድሒኖም ኣለዉ ። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ኵሉ ግዝኣት ጋዛ ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛWhy are migrant women missing out on vital medical tests? - SBS Examines: ኣገደስቲ መርመራታት ጥዕና ንሓደስቲ መጻእቲ ደቀንስትዮ ዝሓልፈን ንምንታይ'ዩ፧
Many people from CALD communities, especially women, are avoiding or delaying preventative cancer care. - ካብ ብባህልን ቋንቋን ዝተፈልዩ ድሕረባይታታት ዝመጻ ደቀንስትዮ ብሰንኪ ፍርሒን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛብምኽንያት በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ቀንዲ ጐደናታት ኣስመራ ባህላዊ ካርኒቫል ቀሪቡ።
ፕረዝደንት ታደሰ ወረደን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋን ተፈፃሚነት ውዕል ፕሪቶሪያ ተመያዪጦም። ዳያኑ ኣብያተ ፍርዲ ከተማ መቐለ፡ ዳይነታዊ ኣገልግሎት ኣቋሪፆም። ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጸመ ገበን ይቕጽል ኣሎ ኣ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ
ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራሊያ ምስ ደቀባት ኣቦርጂን ትሰርሕ ዘላ ታቦቱ ኣታኽልቲ ዝገበርናዮ ዕላል እዩ። ታቦቱ ኣብ መልበርን ዓብያ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ወዲኣ እያ ናብ ርሑቕ ከባቢ ኣቦርጂናዊያን ከይዳ ኣብ ህዝቢ ደቀባት ለውጢ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)
** መንግስቲ እንግሊዝ ምስ እስራኢል ተመዲቡ ዝነበረ ሓድሽ ስምምዕ ነጻ ንግዲ ኣዲስኪልዎ። ** ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ብዘሎ ምጥልቕላቕ ዉሕጅ ኣብ ሃንተርን ማእከላይ ሰሜን ግማግም ባሕርን ጽዒቑ ቀጺሉ። ** ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ነቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።
ኣውስትራሊያ ብዙሓት ገና ዝመሃርዎ ዘለዉ ጸሊም ናይ ታሪኽ ምዕራፍ ኣለዋ ። ድሕሪ ናይ ኣውሮፓዊያን ሰፈራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ህጻናት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራትን ካብ ስድራኦም ብስርዓት ተመንጢሎም ፡ ናብ ደቀባት ዘይኮኑ ሕብረተሰባት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 20 ግንቦት 2025፡ ** ሰልፊ ናሽናልስን ሰልፊ ሊበራልን ኣውስትራሊያ ናይ ጥምረት ስምምዕ ክገብሩ ብዘይምኽኣሎም ኣብ መንጎ ክልቲኦም ስልፍታት ዝጸንሐ ሽርክነት ከምዘብቅዐ ተፈሊጡ.. ** መንግስቲ እስራኤል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ግንቦት 2025)
ን ሎሚ 19 ግንቦት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። 69 ዝዕድመኦም ጳጳስ ሮበርት ፕረቮስ መበል 267 ቅቡእ ዝፋን ቅዱስ ጴጥሮስ ኮይኖም፡ ሊዮ መበል 14 ተባሂሎም ነታ ልዕሊ 1.4 ብልዮን ኣመንቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብ ሰሜናውን ደቡባውን ጋዛ ሰፊሕ ሓድሽ ናይ መሬት ወተሃደራዊ ስርሒታት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል ዓሰርተው ኣርባዕተ] ኣብ እዋን ጽምብል መመረቕታኦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ፡ ንትምህርትታት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሎምቅነ ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ካብ ዝኣተዉ ተጋሩ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ዝደልዩ ከም ዘለዉዎም ተገሊጹ።
ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ንክስታት አቶ ጌታቸው ረዳ ነፂጉ። ሎምቅነ ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ካብ ዝኣተዉ ተጋሩ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ዝደልዩ ከም ዘለዉዎም ተገሊጹ። ኤምባሲ ኤርትራ፡ ብሰኔት ኣመሪካ ንዝቐረበ ክሲ ነጺጉ። ሰብ ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ ካብ ሎሚ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቢንያም ግርማይ ክልተ ግዜ ኣብ'ዚ ሰሙን ዝድነቕ ካልኣይ ወጺኡ፣ መዲና አይሳን ሰለሞን ባሬጋን ኣብ ማንቸስተር ተዓዊቶም፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/05/2025) * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ፣ ኣብ ጀርመን፣ ተሳቲፉ ኣብ’ዚ ሰሙን ንኻልኣይ ግዚኡ ብሉጽ ውጽኢት ብምምዝጋብ ካልኣይ ወጺኡ፡ * ኣውስትራልያዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ካሌብ ኤዋን ብቕጽበት ካብ ስፖርት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ እስራኤል ኣብ መላእ ጋዛ ፡ እንተላይ ኣብ ጃባልያን ክሃን ዮኒስን ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር፡ ብውሕዱ 80 ሰባት ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ፡ ኣብ ኢንዶነዥያ ንሰለስተ መዓልቲ ምብጻሕ ክገብር ናብ ጃካርታ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)
ንሎሚ ሓሙስ 15 ግንቦት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ዝተንጠልጠለ ኮይኑ ከምዘሎ፡ ክኢላ ፖሊሲ ኣመሪካ፡ ገሊጾም ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝጓሃሃር ዘሎ ኩነታት ዘሻቕል እዩ።" ኪኢላታት ፖሊሲ ኣመሪካ።
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ዝተንጠልጠለ ኮይኑ ከምዘሎ፡ ክኢላ ፖሊሲ ኣመሪካ፡ ገሊጾም ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝጓሃሃር ዘሎ ኩነታት” ውን ዘሻቕል ምዃኑ ሓቢሩ። ህወሓት ካብ መዝገብ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHave you been told your visa will be cancelled? This is how misinformation enables visa abuse - SBS Examines: ቪዛኹም ተሰሪዙ ተባሂሉ ተነጊርኩም ይፈልጥ ድዩ፧ ግጉይ ሓበሬታ ንሰባት ክስንብዱን ክፈርሑን ዝገብር ብኸመይ'ዩ፣
The migration system is complex and confusing. Experts say a lack of accessible support and credible information is leading to visa abuse. - The migration…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣብ ፍቕራዊ ዝምድና ዝመጽእ ምትላል ወይ ስካም ብኸመይ ንድሕን፧
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ኣውስትራልያውያን ልዕሊ 3200 ብናይ ፍቕሪ ስካም ወይ ምትላል ከም ዘጋጠሞምን ብሰንኩ ድማ ልዕሊ 23 ሚልዮን ዶላር ኣብ ኢድ ኣታለልቲ ከም ዝወደቐን ጸብጻባት ይሕብሩ ። መታለልቲ ወይ ስካመራት ኣስራርሓኦም ኣብዝራቐቐሉ ዝለዉ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ግንቦት 2025)
ንሎሚ 14 ግንቦት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርስታት ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን ምስ ሱዕዲ ዓረብ ገዚፍ ናይ ኣጽዋር ስምምዕ መሸጣ ፈጺሙ። ** ቻንስለር ጀርመን ንሩስያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ግንቦት 2025)
ንሎሚ 13 ግንቦት 2025 ዝተዳለኡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ሱሳን ሊ ናይ መጀመርታ ጓል ኣንስተይቲ መራሒት ሰልፊ ሊበርል ኰይና ተመሪጻ ። ቀ/ሚን ካቢኔኡን ቃል ማሕላ ፈጺሞም። እቲ ብሃማስ ተታሒዙ ዝጸንሐ እስራኤላዊ ኣመሪካዊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ"ሊቀ ጳጳስ ልዮ XIV ኣርትፊሽያላዊ ብልሒ ንሰብ ዘቐድም ኮይኑ ከገልግል'ዩ ዕላማ ስርሖም ክኸውን።" ኣባ ስምኦን ምሕርተኣብ
69 ዝዕድመኦም ጳጳስ ሮበርት ፕረቮስ መበል 267 ቅቡእ ዝፋን ቅዱስ ጴጥሮስ ኮይኖም፡ ሊዮ መበል 14 ተባሂሎም ነታ ልዕሊ 1.4 ብልዮን ኣመንቲ ዘልውዉዋ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ክመርሑ ተመሪጾም ኣለዉ። ሓድጊ ሊቀጳጳስ ፍራንሲስ፡ ምምራጽ ሊዮ መበል…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡን ንቸልሲ ስዒሮም ናብ ሳልሳይ ተርታ ደይቦም፣ ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ኩባንያ 'ኦን' ንግዳዊ ውዕል ፈሪማ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/05/2025) * ኢትዮጵያዊት ሻምፒዮን ውሽጢ ኣዳራሽ ዓለም ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ስፖርታዊ ኩባንያ ‘ኦን’ ንግዳዊ ውዕል ድሕሪ ምፍራማ ንፈለማ ግዜ ኣብ ማያሚ ኣብ ክልተ ውድድራት ተዓዊታ፡ * ዝለዓሉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2025)
ኣርእስታት ዜና፥ ምምሕዳር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ቻይና ንግዳዊ ስምምዕ ከም ዝበጽሐ ኣፍሊጡ ኣሎ ። ኣብ መንጎ ህንድን ፓኪስታንን ፡ ብውሑዱ 60 ሰባት ተቐቲሎም ፡ ኣሽሓት ድማ ካብ ኣባይቶም ድሕሪ ምህዳሞም ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኣፋፊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2025)
ን ሎሚ 12 ግንቦት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ካንሰር ፕሮስቴት እቲ ዝልዓለ ልሙድ ናይ ካንሰር ሕማም እዩ ፡ ኣቐዲምካ እንተተመርሚርካ ግን ብተዛማዲ ንምፍዋሱ ቀሊል እዩ ።…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛካብ ፕሮስቴት ካንሰር ንምድሓን ኣቐዲምካ መርመራ ምግባር፡
ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ካንሰር ፕሮስቴት እቲ ዝልዓለ ልሙድ ናይ ካንሰር ሕማም እዩ ፡ ኣቐዲምካ እንተተመርሚርካ ግን ብተዛማዲ ንምፍዋሱ ቀሊል እዩ ። ካብ ባህሊን ቋንቋን እተፈልየ ድሕረ-ባይታ ዘለዎም ሰባት ግን ካብ ካልኦት ኣውስትራሊያዊያን ንላዕሊ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኢትዮጵያ ዝበዝሐ ካብ ትግራይ ምዃኑ ብዝተነግረሉ ወርቂ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብሸርፊ ወፃኢ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ። (ጸብጻብ)
ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፀገማት ብሰላማዊን ፖለቲካዊን መገዲ ጥራሕ ክፍታሕ ኣለዎ ክብል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ። ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ካብ ትግራይ ምዃኑ ብዝተነግረሉ ወርቂ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብሸርፊ ወፃኢ ከም ዝረኸበት…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛቀጥታ ምሉእ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (8 ግንቦት 2025)
* ጸብጻብ ዜናታት ካብ ልኡኽና: ኣይተ ብርሃነ ገ/ገርግስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ፡ ናይ ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ንኡስ ዞባ በሪኽ፡ ካብ ምኽንሻብ ደቀኣንስትዮ ነጻ ምኳና ኣዊጃ፡ ዝበዝሐ ኣካል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ከምዘሎ ሚኒስትር…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሓሙስ 8 ግንቦት 2025)
* ኣብ መንጎ ህንድን ፓኪስታንን ዘሎ ኩነታት ኣብ ዝንህረሉ መራሕቲ ዓለም ተጻብኦታት ደው ክብል ይጽውዑ፡ * ኣብ ኣውስትራልያ ምቑጻር ድምጽታት ምርጫ ኣብ ዝቐጸለሉ መራሒ ሰልፊ ግሪንስ ኣዳም ባንዲት ተሳዒሩ፡ * ሓድሽ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ቓዛ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛHow to enjoy Australia’s wilderness areas responsibly - በረኻታት ኣውስትራልያ ከመይ ጌርና ሓላፍነታዊ ብዝኾነ ኣገባብ ንዘናግዓሎም
Australia’s beautiful landscape is home to a stunning array of native plants and wildlife, and if you’re heading out to explore, it’s important to be a careful…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛዝበዝሐ ክፋል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ኣሎ - ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ለገሰ ቱሉ
ጸብጻብ ልኡኽና (08/05/2025) * ኣይተ ብርሃነ ገብረገርግስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ፣ * ኣብ ዞባ ማእከል ኤርትራ ትርከብ ንኡስ ዞባ በሪኽ ካብ ምኽንሻብ ደቀኣንስትዮ ነጻ ምኳና ኣዊጃ፣ * ዝበዝሐ ኣካል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛጠንቂ ሕማም ልብን ክንክንን፡ ምኽሪ ካብ ዶ/ር ሕሉፍ ኣበራ
ብምኽንያት ቅነ ሕማም ልብቢ፡ ብዛዕባ ሕማም ልቢ፡ ጠንቅታት ሕማም ልቢን ክንክን ልቢን ዝምልከት ካብ ሱፐር ክሊኒክ ሆፐርስክሮሲንግ ዶ/ር ሕሉፍ ኣበራ ሕክምናዊ ሓበሬታን ምኽሪን።
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛBoost or burden? The cost of Australia's refugee intake - SBS Examines: ጾር ዶ መኽሰብ፧ ኣውስትራልያ ንምምጻእ ስደተኛታት ክንደይ ወጻኢታት ትገብረሉ፧
Australia has spent $13 billion on offshore processing in over a decade. Human rights experts believe there's a less costly, more compassionate way. - ኣውስትራሊያ…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ግንቦት 2025)
ንሎሚ ግንቦት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት። ** ህንዲ ኣብ ልዕሊ ፓኪስታን ሚሳይል ወንጪፋ ... ** ሰራዊት እስራኤል ንሑቲ ናይ የመን ዒላማ ዝገበረ ካልኣይ መጥቃዕቲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ኣካይዱ ... **…
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛኣፍልጦ ሕማም ልቢን ኣፈዋውሳኡን፡
ካብ ጠንቅታት ሞት ኣብ ቀዳማይ ተርታ ዝስራዕዩ። ሕማም ልቢ። ብገምጋም ኣብ ነፍሲወከፍ 12 ደቒቕ ብሰንኪ ምስ ሕማም ልቢ ዝተሓሓዝ ሕማም ይመውት፡ ብድኻም ልቢ ድማ ኣብ ሰዓት ሓደ ኣውስትራሊታዊ ይመውት።እዚ ሕማም ከምዘለኩምን ክትፈልጡን ሕማም ልቢ…